bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
2 Samuel 4
2 Samuel 4
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 5 →
1
ወዲ ሳኦል ድማ ኣብኔር ኣብ ኬብሮን ከም ዝሞተ ምስ ሰምዔ፡ ኣእዳዉ ዘርጋሕ በለ፡ ብዘ።አዉ ኣስራኤል ሰምበዱ።
2
ንወዲ ሳኦል ድማ ክልተ ሰብ፡ ሓላቑ ሰራዊት ነበርዎ፡ ስም እቲ ሓደ ባዓና፡ ስም እቲ ኻልኣይ ከኣ ሬካብ፡ ደቂ ሪሞን ብኤሮታዊ፡ ካብ ደቂ ብንያም እዮም። ብኤሮትሲ ናብ ብንያም እያ እትቑጸር።
3
እቶም ብኤሮታውያን ናግ ጊታዩ ሃዲሞም ክሳዕ ሎሚ ኣብኡ ስደተኛታት ኮይኖም ኣለዉ።
4
ዮናታን ወዲ ሳኦል ከኣ እግሩ እተጎድኤ ወዲ ነበሮ። ንሱ እቲ ወረ ሳኦልን ዮናታንን ካብ ይዝርኤል ኪመጽእ ከሎ፡ ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ነበረ፡ እታ መጉዚት ድማ ሒዛቶ ሃደመት። ኮነ ከኣ፡ ቀልጢፋ ኽትሃድም ከላ፡ ንሱ ወደቐ እሞ ሓንካስ ኮነ። ስሙ ከኣ መፍቦሸት ተባህለ።
5
እቶም ደቂ ሪሞን ብኤሮታዊ፡ ሬካብን ባዓናን ከዱ፡ መዓልቲ ምስ ደሃረ ኢሽቦሽት ድቃስ ቀትሪ ደቂሱ ኸሎ፡ ናብ ቤቱ ኣተዉ።
6
ስርናይ ዝወስዱ መሲሎም ናብ ማእከል ቤት ኣትዮም ከብዱ ወግእዎ። ሽዑ ሬዳካብን ናዕና ሓዉን ኣምለጡ።
7
ናብ ቤቱ ምስ ኣተዉ ኸኣ፡ ሰብ ኣብ ሕልፍኚ ኣብ ዓራቱ ደቂሱ ኸሎ፡ ወጊኦም ቐተልዎ፡ ርእሱ ቖረጹ። ርእሱ ወሲዶም ድማ ምሉእ መዓልቲ ብመገዲ ጎልጎል ከዱ።
8
ርእሲ ኢሽቦሽት ከኣ ናብ ዳዊት ኣብ ኬብሮን ኣምጽኡ፡ ንንጉስ ከኣ፡ ርእሲ ኢሽቦሽት ከኣ ናብ ዳዊት ኣብ ኬብሮን ኣምጽኡ፡ ንንጉስ ከኣ፡ ርእሲ ኢሽቦሽት፡ ወዲ እቲ ነፍስኻ ዚደልያ ዝነበረ ሳኦል ጸላኢኻ፡ እንሆልካ። እግዚኣብሄር ሎሚ ንጎይታይ ንጉስ ካብ ሳኦልን ካብ ዘርኡን ሕነ ፈደየሉ በልዎ።
9
ሽዑ ዳዊት ንሬካብን ንባዓና ሓዉን፡ ደቂ ሪሞን ብኤሮታዊ፡ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፡ እግዚኣብሄር ህያው እዩ እቲ ንነብሰይ ካብ ኩሉ ጸበባ ዘድሓና፡
10
ነቲ ዘበሰረ መዊልዎስ፡ እንሆ፡ ሳኦል ሞይቱ፡ ኢሉ ዝነገረኒ፡ ብስራቱ ንምኽፍል ሒዘ ኣብ ጸቅላግ ቀተልክዎ።
11
ዝገደደ ግዳ እኩያት ሰባት ነቲ ጻድቕ ሰባት ሰብኣይ ኣብ ቤቱን ኣብ መደቀሲኡን ዝቐተልዎ፡ ሕጂ ኸኣ ከመይ እቲ ድሙ ኸኣ ኣእዳውይኩምዶ ኣይደልዮን∶: ካብ ምድርስ ኣየጥፍኣኩምንዶ∶:
12
ዳዊት ድማ ንገላዉኡን ኣዘዞም፡ ንሳቶም ከኣ ቀተልዎም፡ ኣእዳዎምን ኣእጋሮምን ድማ ቆራረጽዎም፡ ኣብ ጥቓ ቐላይ ኬብሮን ሰቐልዎም። ርእሲ ኢሽቦሽት ግና ኣብ መቓብር ኣብኔር ኣብ ኬብሮን ቀበርዎ።
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 5 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24