bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Zephaniah 2
Zephaniah 2
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 3 →
1
ኣቱም ዘይትሐፍሩ ህዝቢ፡ ኣብ ትእዛዝ ከየውለደ፡ እታ መዓልቲ ኸአ ከም ብቑቡቑ ከይሐለፈት፡ እቲ ርእሱ ቁጥዓ እግዚኣብሄር አይወረደኩም፡ እታ መዓልቲ ቑጥዓ እግዚኣብሄር ከይወረደትኩም፡ ተአከቡ፡ ተአከቡ።
2
ኣቱም ዘይትሐፍሩ ህዝቢ፡ ኣብ ትእዛዝ ከየውለደ፡ እታ መዓልቲ ኸአ ከም ብቑቡቑ ከይሐለፈት፡ እቲ ርእሱ ቁጥዓ እግዚኣብሄር አይወረደኩም፡ እታ መዓልቲ ቑጥዓ እግዚኣብሄር ከይወረደትኩም፡ ተአከቡ፡ ተአከቡ።
3
ኣቱም ፍርዱ ኣትገብሩ ትሑታት ምድሪ ኹላትኩም፡ ንእግዚኣብሄር ድለይዎ። ምናልባሽ በታ መዓልቲ ቑጥዓ እግዚኣብሄር እንተ ተሓባእኩምሲ ጽድቂ ድለዩ፡ ትሕትና ድለዩ።
4
እምበአርሲ ጋዛ ኽትሕደግ፡ ኣስቃሎን ክትባድም፡ ኣሽዶድ ብቐትሪ ኽትስጎጉ፡ ዔቅሮን ድማ ክትምንቆስ እያ።
5
ነቶም ኣብ ገምገም ባሕሪ ዚነብሩ ሰብ፡ ህዝቢ ክረታውያን፡ ወይለኦም። ኣቲ ከነኣን ሃገር ፍልስጥኤማውያን፡ ቃል እግዚኣብሄር ኣንጻርኪ እዩ፡ ሓደ እኳ ኸይነብረክስ ከጥፍኣኪ እየ።
6
እቲ ገምገም ባሕሪ ድማ መጓሰይን ኣግነት ጓሶትን ደምበ ኣባጊዕን ኪኸውን እዩ።
7
እቲ ገምገም ከአ ነቲ ተረፍ ቤት ይሁዳ ኪኸውን እዩ፡ ኣብኡ ኺጓስዩ እዮም። እግዚኣብሄር ኣምላኾም ኪበጽሖም፡ ካብ ምርኮ ድማ ኬመልሶም እዩ እሞ፡ ምሸት ኣብ ኣባይቲ ኣስቃሎን ኪድቅሱ እዮም።
8
ኣነ ነቶም ንህዝበይ ዝጸረፍዎን ኣብ ልዕሊ ደቦም ርእሶም ዘዕበዩን ጸርፊ ሞኣብን ምብጫው ደቂ ዓሞንን ሰማዕኩ።
9
ስለዚ ኣነ ህያው እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት፡ ኣምላኽ እስራኤል፡ ብርግጽ ሞኣብ ከም ሶዶም፡ ደቂ ዓምን ከአ ከም ጎሞራ፡ ግዝኣት ቁጥቋጥን ጉድጓድ ጨውን ናይ ዘለአለም ምድረ በዳን፡ ኪኾኑ እዮም። ተረፍ ህዝበይ ኪዘምቶም፡ ሓድጊ ህዝበይውን ኪርስተዮም እዩ።
10
ንህዝቢ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ጸሪፎምን ተዐብዮምን እዮም እሞ፡ እዚ ብሰሪ ትዕቢቶም ኪወርዶም እዩ።
11
እግዚኣብሄር ንኹሎም ኣማልኽቲ ምድሪ ኼጥፍኦም እዩ፡ ኣባታቶም መሰክሒ ኪኸውን እዩ። ኩሎም ደሴታት ኣህዛብ ከኣ፡ ነፍሲ ወከድ ከካብ ቦታኦም ኪሰግዱሉ እዮም።
12
ንስኻትኩም ኢትዮጵያውያን ድማ፡ ብሰይፈይ ክትቅተሉ ኢኹም።
13
ኢዱ ኸአ ናብ ሰሜን ኣቢሉ ኺዝርግሕ እዩ እሞ፡ ንኣሶር ኬጥፍኦ፡ ንነነዌ ድማ ኬባድማን፡ ከም ምድረ በዳ ደረቕ ኪገብራን እዩ።
14
ኣብ ማእከላ መጓሴታት፡ ኩለን እንስሳ ኣህዛብ፡ ኪሰፍራ እየን፡ ኣባጉምባሕን ቅንፍዝን ኣብ ልዕሊ ጉልላታ ኺሕድሩ እዮም፡ ኣብ መስኮት ድምጺ ይዝምር፡ እቲ ተኸዲንዎ ዝነበረ ኦም ሊባኖስ ኪቕላዕ እዩ እሞ፡ እቲ ልዳውቲ ኺባድም እዩ።
15
እታ ሀዲኣ እትነብርን ብልባ ኸኣ፡ ኣነ እየ፡ ብጀካይ ሓደ እኳ የልቦን፡ እትብልን ሕጉስቲ ኸተማ እዚኣ እያ። ከመይ ኢላ ባደመት ማሕደር ኣራዊትውን ኮነት። ብእኣ ዚሐልፍ ዘበለ ይፋጽን ኢዱ ይንዝንዝን።
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 3 →
All chapters:
1
2
3