bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Amos 4
Amos 4
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 5 →
1
ኣትን ኣብ ከረን ሰማርያ እትነብራ ኣሓ ብሳን፡ ንድኻታት እትጠቕዓ ንመሰኪን ከአ እተጨንቓ፡ ንጎይተትክን፡ ኣምጽኡ፡ ንስተ እትብላ፡ እዚ ቓል እዚ ስምዓ፡
2
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብቕድስናኡ መሐለ፡ እንሆ እተን ንስኻትክን ብዓንቃሪቦ፡ እቶም ካባኽን ዝተረፉ ድማ ብመቐለብ ዓሳ እትስሐባለን መዓልታት ኪመጻኽን እየን።
3
ንስኻትክን ነፍሲ ወከፍክን በቲ ፍሩስትኽ ኢልክን ኣብ ቀቅድሜኽን ክትወጻ፡ ናብ ሃርሞን ከአ ክትድርበያ ኢኽን፡ ይብል እግዚኣብሄር።
4
ብሃጉን ብዋግን ወቓዕኩኹም፡ ነቲ ብዙሕ ኣታኽልትኽን ኣታኽልቲ ወይንኹምን በለሳውትኹምን ኣዋልዕኩምን ኣንበጣ በልዖ። ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን፡ ይብል እግዚኣብሄር።
5
ብሃጉን ብዋግን ወቓዕኩኹም፡ ነቲ ብዙሕ ኣታኽልትኽን ኣታኽልቲ ወይንኹምን በለሳውትኹምን ኣዋልዕኩምን ኣንበጣ በልዖ። ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን፡ ይብል እግዚኣብሄር።
6
ብሃጉን ብዋግን ወቓዕኩኹም፡ ነቲ ብዙሕ ኣታኽልትኽን ኣታኽልቲ ወይንኹምን በለሳውትኹምን ኣዋልዕኩምን ኣንበጣ በልዖ። ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን፡ ይብል እግዚኣብሄር።
7
ብሃጉን ብዋግን ወቓዕኩኹም፡ ነቲ ብዙሕ ኣታኽልትኽን ኣታኽልቲ ወይንኹምን በለሳውትኹምን ኣዋልዕኩምን ኣንበጣ በልዖ። ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን፡ ይብል እግዚኣብሄር።
8
ብሃጉን ብዋግን ወቓዕኩኹም፡ ነቲ ብዙሕ ኣታኽልትኽን ኣታኽልቲ ወይንኹምን በለሳውትኹምን ኣዋልዕኩምን ኣንበጣ በልዖ። ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን፡ ይብል እግዚኣብሄር።
9
ብሃጉን ብዋግን ወቓዕኩኹም፡ ነቲ ብዙሕ ኣታኽልትኽን ኣታኽልቲ ወይንኹምን በለሳውትኹምን ኣዋልዕኩምን ኣንበጣ በልዖ። ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን፡ ይብል እግዚኣብሄር።
10
ኣነ ከምቲ ኣብ ግብጺ ዝኾነ፡ ፌራ ሰደድኩልኩም፡ ነጉባዝኩም ብሰይፊ ቐተልክዎም፡ ነፍራስኩም ማራኽክዎም፡ ነቲ ናይ ሰፈርኩም ብድብድ ናብ ኣፍንጫኹም ኣደየብክዎ፡ ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን፡ ይብል እግዚኣብሄር።
11
ከምቲ እግዚኣብሄር ንሶዶምን ጎሞራን ዝገልበጠን፡ ገልበጥኩኹም፡ ንስኻትኩም ከአ ካብ ሓዊ ኸም እተመንጠለ እያድኮንኩም። ግናኸ ንስኻትኩም ናባይ ኣይተመልስኩምን፡ ይብል እግዚኣብሄር።
12
ስለዚ ኣታ እስራኤል፡ ከምዚ ኽገብረካ እየ። እዚ ኽገብረካ እየ እሞ፡ ኣታ እስራኤል፡ ንኣምላኽካ ኽትቃባበል ተዳሎ።
13
እንሆ፡ እቲ ኣኽራን ዚሰርሕ፡ ንፋስ ከአ ዚፈጥር፡ ንሰብ ድማ ሓሳቡ እንታይ ከም ዝኾነ ዚገልጸሉ፡ እቲ ንወጋሕታ ጸልማት ዚገብር፡ ኣብቲ ልዕል ዝበለ ቦታታት ምድሪውን ዚረግጽ፡ ስሙ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰራዊት እዩ።
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 5 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9