bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Joshua 3
Joshua 3
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 4 →
1
ንጽብሒቱ ኸአ ንእያሱ ኣንጊሁ ተንስኤ፡ ንሱን ኩሎም ደቂ እስራኤልን ካብ ሽጢም ነቐሉ፡ ናብ ዮርዳኖስ ድማ መጹ፡ ገና ኸይተሳገሩ ኸኣ ኣብኡ ሓደሩ።
2
ኮነ ኸአ፡ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ እቶም መኳንንቲ ብማእከል ሰፈር ሓለፉ፡
3
ነቶም ህዝቢ ድማ ከምዚ ኢሎም ኣዘዝዎም፡ እዛ መአግዲ እዚኣ ቕድሚ እዚ ኣይሕለፍኩምን ኢኹም እሞ፡ እታ እትኸድዋ መገዲ ምእንቲ ኽትፈልጥዋ፡ እቶም ካህናት ሌዋውያን ነቲ ታቦት ኪዳን እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ጾይሮምዎ ምስ ርኤኩም፡ ንስኻትኩም ድማ ካብ ሰፈርኩም ነቒልኩም ስዐብዎ፡ ኣብ መንጎኹምን ኣብ መንጎኡን ግና ክልተ ሽሕ እመት ስፍሪ ዚአክል ዝምርሓቑ ይኹን እምበር፡ ኣይትቐይርዎ።
4
ነቶም ህዝቢ ድማ ከምዚ ኢሎም ኣዘዝዎም፡ እዛ መአግዲ እዚኣ ቕድሚ እዚ ኣይሕለፍኩምን ኢኹም እሞ፡ እታ እትኸድዋ መገዲ ምእንቲ ኽትፈልጥዋ፡ እቶም ካህናት ሌዋውያን ነቲ ታቦት ኪዳን እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ጾይሮምዎ ምስ ርኤኩም፡ ንስኻትኩም ድማ ካብ ሰፈርኩም ነቒልኩም ስዐብዎ፡ ኣብ መንጎኹምን ኣብ መንጎኡን ግና ክልተ ሽሕ እመት ስፍሪ ዚአክል ዝምርሓቑ ይኹን እምበር፡ ኣይትቐይርዎ።
5
እያሱ ነቶም ህዝቢ፡ እግዚኣብሄር ጽባሕ ኣብ ማእከልኩም ዜገርም ነገር ኪገብር እዩ፡ እሞ ተቐደሱ በሎም።
6
እያሱ ኸአ ነቶም ካህናት፡ ታቦት ኪዳን ተሰኪምኩም ቀቅድሚ ህዝቢ ሕለፉ፡ ኢሉ ተዛረቦም። ሽዑ ታቦት ኪዳን ተሰኪሞም ቀቅድሚ ህዝቢ ኸዱ።
7
እግዚኣብሄር ድማ ንእያሱ በሎ፡ ከምቲ ምስ ሙሴ ዝነበርኩ ምሳኻውን ከም ዘሎኹ ምእንቲ ኺፈልጡስ፡ ሎሚ ኣብ ቅድሚ ኹሉ እስራኤል ከዕብየካ ኽጅምር እየ።
8
ነቶም ታቦት ኪዳን ዝጾሩ ኻህናት ከአ ንስኻ፡ ናብቲ ገምገም ማይ ዮርዳኖስ ምስ መጻእኩም ኣብ ዮርዳኖስ ደው በሉ፡ ኢልካ አዝዞም።
9
እያሱ ኸአ ንደቂ እስራኤል፡ ናብዚ ቕረቡ እሞ፡ ቃል እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ስምዑ፡ በሎም።
10
እያሱ ድማ በለ፡ ህያው ኣምላኽ ኣብ ማእከልኩም ከም ዘሎ፡ ንሱ ኸአ ንኸነኣኣናውያንን ንሔታውያንን ንሃዋውያንን ንፌሬዛውያንን ንጌርጌሳውያንን ንኣሞራውያንን ንይቡሳውያንን ካብ ቅድሜኹም ፈጺሙ ኸም ዚሰጎም፡ በዚ ኽትፈልጡ ኢኹም፡
11
እንሆ እቲ ናይ ጐይታ ኹላ ምድሪ ታቦት ኪዳን ቀቅድሚኸኡም ናብ ዮርዳኖስ ይሐልፍ።
12
ሕጂ ድማ ካብ ነገዳት እስራኤል ዓሰርተው ክልተ ሰብኣይ፡ ከካብ ነገድ ሓሰ ሰብኣይ፡ ንኣኻትኩም ውሰዱ።
13
ኪኸውን ድማ እዩ፡ እቶም ታቦት እግዚኣብሄር፡ ጐይታ ኹላ ምድሪ፡ ዚጾሩ ኻህናት ከብዲ ኣእሃሮም ኣብ ማይ ዮርዳኖስ ደው ምስ በላ፡ ሽዑ እቲ ማይ ዮርዳኖስ፡ እቲ ኻብ ላዕሊ ዚወርድ ማይ የቛርጽ፡ ሓደ ኹምራ ኾይኑ ደው ይብል።
14
ኮነ ድማ፡ እቶም ህዝቢ ንዮርዳኖስ ኪሳገሩ ኻብ ድንኳውንቶም ምስ ወጹ፡ እቶም ካህናት ቀቅድሚ ህዝቢ ታቦት ኪዳን ይጾሩ ነበሩ።
15
እቶም ታቦት ዝጸሩ ናብ ዮርዳኖስ ምስ በጽሑ፡ ኣእጋር እቶም ታቦት ኪዳን ዝጾሩ ኻህናት ገምገም ማይ ዮርዳኖስ ምስ ጠምዓ፡ ብኹሉ እቲ ጊዜ ዓጺድ ዮርዳኖስ ኣፍ ንኣፍ መሊኡ ነበረ፡
16
እቲ ኻብ ላዕሊ ዚወርድ ዝነበረ ማይ ኣብ ኣዝዩ ርሑቕ ደው በለ እሞ ኣብታ ኣብ ጥቓ ጻርታ ዘላ፡ ኣዳም እትበሀል ከተማ ሓደ ኹምራ ኾይኑ ቖመ። እቲ ናብ ባሕሪ ጎልጎል፡ ናብ ባሕሪ ጨው ኣቢሉ ዚወርድ ማይ ከአ ፈጺሙ ኣቛረጸ። እቲ ህዝቢ ድማ ኣብ መንጽር ያሪኮ ተሳገረ።
17
እቶም ታቦት ኪዳን እግዚኣብሄር ዝጸሩ ኻህናት ከአ ኣብቲ ማእከል ዮርዳኖስ፡ ኣብቲ ንቑጽ ቀጥ ኢሎም ደው ኢሎም ነበሩ። ብዘሎ እቲ ፈጺሙ ንዮርዳኖስ ክሳዕ ዚሳገሮ፡ ኩሉ እስራኤል በቲ ንቑጽ ሐለፈ።
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 4 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24