bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Deuteronomy 2
Deuteronomy 2
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 3 →
1
ካባኡ ተመሊስና ድማ፡ ከንቲ እግዚኣብሄር ዝበለኒ፡ ብመገዲ ባሕሪ ኤርትራ ንበረኻ ገጽና ተጉዐዝና። ንኸረን ስዒር ብዙሕ መዓልቲ ዞርናዮ።
2
እግዚኣብሄር ድማ ከምዚ ኢሉ ተዛረበኒ፡
3
ነዚ ኸረንዚ ምዛር ይአኽለኩም፡ ንሰሜን ገጽኩም ተመለሱ።
4
ነቶም ህዝቢውን ከምዚ ኢልካ ኣዝዞም፡ ብዶብ እቶም ኣብ ስዒር ዚነብሩ ኣሕዋትኩም፡ ደቂ ኤሳው ክትሓልፉ ኢኹም፡ ንሳቶም ይፈርሁኹም እዮም፡ ተጠንቀቑ ደአ፡
5
ኣይተዋግእዎም፡ ከረን ስዒርሲ ንኤሳው ርስቲ ሂበዮ እየ እሞ፡ ካብታ ምድሮም መርገጽ እግሪ እትአክል እኳ ኣይሀብኩዎምን እየ።
6
እንጌራ ኻባታቶም ብገንዘብ ዐዲግኩም ስተዩ።
7
እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብኹሉ ተግባር ኢድካ ባሪኹካ እዩ እሞ፡ ንሱ በዚ ዓብዩ በረኻ እዚ ምጉዓዝካ ፈለጠ። በዘን ኣርብዓ ዓመት በረኻ እዚ ምጉዓዝካ ፈለጠ። በዘን ኣርብዓ ዓመት እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ምሳኻ ነበረ፡ ገለ እኳ ኣይጎድለካን።
8
ነቶም ኣብ ስዒር ዚነብሩ ኣሕዋትና ደቂ ኤሳው ሓሊፍና ድማ፡ ካብታ መገዲ ጎልጎልን ካብ ኤላትን ካብ ኤላትን ካብ ዔጽዮንገበርን ኣግለስና። ገጽና መሊስና ኸአ ብመገዲ በረኻ ሞኣብ ሓለፍና።
9
እግዚኣብሄር ድማ በለኒ፡ ምድሪ ዓር ንደቂ ሎጥ ርስቲ ገይረ ስለ ዝሀብክዎም፡ ካብ ምድሮም ርስቲ ኣይህበካን እየ እሞ፡ ንሞኣባውያን ኣይተዕገርግሮም ኣይትዋግኣዮምውን።
10
ቀደም ሓደ ዓብዩን ብዙሕን ከም ዓናቃውያን ድማ ነዊሕ ዝቑመቱ ህዝቢ ኤሚም፡ ኣብኡ ይቕመጥ ነበረ።
11
ከም ዓናቃውያን ዝበሉ፡ ንሳቶም ከአ ረፋያን፡ ይቑጸሩ። ሞኣባውያን ግና ኤማም ይብልዎም ነበር።
12
ሖራውያን ድማ ቀደም ኣብ ስዒር ተቐሚጦም ነበሩ፡ ደቂ ኤሳው ግና ከምቲ እስራኤል ነታ እግዚኣብሄር ዝሀቦም ምድሪ ርስቶም ዝገበርዋ፡ ሰጎጎም ካብ ቅድሚኦም ኣጥፍእዎም፡ ኣብ ስፍራኦም ድማ ተቐመጡ።
13
ሕጂ ተንስኡ ርባ ዘሬድ ከአ ተሳገሩ። ርባ ዘሬድ ድማ ተሳገርና።
14
እቲ ኻብ ቃዴስ ባርኔዓ ኽሳዕ ርባ ዘሬድ እንሳገር ዝኸድናሉ ዘበን ድማ ከምቲ እግዚኣብሄር ዝመሓለሎም፡ ወለዶ እቶም ተዋጋእቲ ሰባት ካብ ማእከል ሰፈር ክሳዕ ዚጠፍእ፡ ሰላሳን ሾሞንተን ዓመት ኮነ።
15
ኢድ እግዚኣብሄር ድማ ክሳዕ ዝውድኡ፡ ካብ ማእከል እቲ ሰፈር ከተጥፍኦም እብኦም ነበረት።
16
ኮነ ኸአ፡ እቶም ተዋጋእቲ ሰባት ኩሎም ካብ ማእከል ህዝቢ ሞይቶም ምስ ተወድኡ፡
17
እግዚኣብሄር ከምዚ ኢሉ ተዛረበኒ፡
18
ሎሚ ንስኻ ብዓር፡ ዶብ ሞኣብ፡ ክትሓልፍ ኢኻ።
19
ናብ መንጽር ደቂ ዓሞን ምስ ቀረብካ ኣይተዕገርግሮም፡ ኣይትዋግኣዮም ድማ። ንደቂ ሎጥ ንርስቲ ሂበዮም እየ እሞ፡ ካብ ምድሪ ደቂ ዓሞን እትርስትዩ ገለ እኳ ኣይህብካን እየ።
20
እዚኣ ድማ ቀደም ረፋውያን ስለ ዝነበርዋ፡ ሃገር ረፋውያን ተቖጽረት፡ ዓሞናውያን ግና ዛምዙሚም ይብልዎም ነበሩ።
21
ከም ዓናቃውያን፡ ዓብዩን ብዙሕን ነዊሕ ዝቑመቱን ህዝቢ እዩ። ግናኸ እግዚኣብሄር ካብ ቅድሚኦም ኣጥፍኦም እሞ፡ ንኣታቶም ሰጎጎም፡ ኣብ ስፍራኦም ተቐመጡ።
22
ኣብ ስዒር ንዚነብሩ ደቂ ኤሳው ከም ዝገበረሎም፡ ንሖራውያን ካብ ቅድሚኦም ምስ ኣጥፍኤ፡ ንኣታቶም ሰጎጎም ክሳዕ ሎሚ ኣብ ስፍራኦም ተቐመጡ።
23
ነቶም ኣብ ዓድታት ክሳዕ ጋዛ ዝነበሩ ዓዊም ድማ፡ ካብ ካፍቶር ዝወጹ ከፍቶራውያን ኣጥፍእዎም፡ ኣብቲ ስፍራኦም ከአ ተቐመጡ።
24
ተንስኡ፡ ተጉዐዙ፡ ለሰ ኣርኖን ድማ ተሳገሩ። እንሆ ሲሆን ኣሞራዊ ንጉስ ሔስቦንን ምድሩን፡ ባ ኢድካ ሂበካ ኣሎኹ፡ ምውራስ ጀምር፡ ምስኡ ኸአ ተዋጋእ።
25
ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዚነብሩ ኹሎም ህዝብታት ካብ ሎሚ ጀሚረ ምሽባርካን ፍርሃትካን ከውርደሎም እየ። ወሬኻ ምስ ሰምዑ፡ ኣብ ቅድሜኻ የንቀጥቅጡ ራዕዲ ድማ ይሓዞም።
26
ካብ በረኻ ቀዳሞት ድማ ናብ ሲሆን፡ ንጉስ ሔስቦን፡ ከምዚ ኢለ ልኡኻት ምስ ናይ ሰላም ዘረባ ሰደድኩሉ፡
27
ከምቲ ኣብ ስዒር ዚነብሩ ደቂ ኤሳውን ኣብ ዓር ዚነብሩ ሞኣባውያንን ዝገብሩለይ፡ ናብታ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዚሀበና ምድሪ፡ ንዮርዳኖስ ክሳዕ ዝሳገር፡ የማነ ጸጋም ከየግለስኩ ብመገደ መገዲ ክኸይድ ብምድርኻ ኣሕልፈኒ። ዝበልዖ እንጌራ ብገንዘብ ሽጠለይ፡ ዝሰትዮ ማይ ከአ ብገንዘብ ሀበኒ፡ ሓንትስ ንእግረይ ጥራይ ኣሕልፈኒ በልክዎ።
28
ከምቲ ኣብ ስዒር ዚነብሩ ደቂ ኤሳውን ኣብ ዓር ዚነብሩ ሞኣባውያንን ዝገብሩለይ፡ ናብታ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዚሀበና ምድሪ፡ ንዮርዳኖስ ክሳዕ ዝሳገር፡ የማነ ጸጋም ከየግለስኩ ብመገደ መገዲ ክኸይድ ብምድርኻ ኣሕልፈኒ። ዝበልዖ እንጌራ ብገንዘብ ሽጠለይ፡ ዝሰትዮ ማይ ከአ ብገንዘብ ሀበኒ፡ ሓንትስ ንእግረይ ጥራይ ኣሕልፈኒ በልክዎ።
29
ከምቲ ኣብ ስዒር ዚነብሩ ደቂ ኤሳውን ኣብ ዓር ዚነብሩ ሞኣባውያንን ዝገብሩለይ፡ ናብታ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዚሀበና ምድሪ፡ ንዮርዳኖስ ክሳዕ ዝሳገር፡ የማነ ጸጋም ከየግለስኩ ብመገደ መገዲ ክኸይድ ብምድርኻ ኣሕልፈኒ። ዝበልዖ እንጌራ ብገንዘብ ሽጠለይ፡ ዝሰትዮ ማይ ከአ ብገንዘብ ሀበኒ፡ ሓንትስ ንእግረይ ጥራይ ኣሕልፈኒ በልክዎ።
30
ሲሆን፡ ንጉስ ሔስቦን ግና እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኸምዚ ናይ ሎሚ ምእንቲ ኣብ ኢድካ ኺህበካ፡ ንመንፈሱ ኣትረሮ ንልቡ ኸአ ተጻራሪ ገበሮ እሞ፡ ኬሕልፈና ኣይፈተወን።
31
እግዚኣብሄር ከአ፡ እንሆ ንሲሆንን ንምድሩን ኣብ ቅድሜኻ ኣሕሊፈ ኽህበካ ጀመርኩ እሞ፡ ንምድሩ ምእንቲ ኽትርስትያ፡ ምውራሳ ጀምር፡ በለኒ።
32
ሲሆን ድማ፡ ንሱን ኩሉ ህዝቡን፡ ናብ የሃጽ ንምውጋእና ኺቃባበለና ወጸ።
33
እግዚኣብሄር ኣምላኽና ድማ ንእኡ ኣብ ቅድሜና ኣሕሊፉ ሀበና፡ ንእኡን ንደቁን ንኹሉ ህዝቡን ከአ ወቓዕናዮም።
34
በታ ጊዜ እቲኣ ድማ ኩለን ከተማታቱ ወሰድና፡ ኩለን ከተማታቱ ምስናይ ሰብኡትን ኣንስትን ቆልዑን ሓደ እኳ ኸየትረፍና ፈጺምና ኣጥፋእናዮም።
35
እተን ዝዝመትናየን ማል ጥራይ ምስቲ ኻብ ከተማታት ዝገፈፍናዮ ንኣና ወሰድና።
36
ካብታ ኣብ ገምገም ለሰ ኣርኖን ዘላ ዓሮዔር፡ ካብታ ኣብ ለሰ ዘላ ኸተማ ኸአ ክሳዕ ጊልኣድ ሓንቲ ኸተማ እኳ ብምንዋሓ ዝጸንዓትና ኣይነበረትን፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ንኹለን ኣብ ቅድሜና ኣሕሊፉ ሀበና።
37
ጥራይ ምድሪ ደቂ ዓሞን፡ ኩለ ወገን ርባ ያቦቅን ኣብ ከረን ዝነበራ ኸተማታትን እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝኸልከለና ዘበለ ኹሉ ኣይቀረብካን።
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 3 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34