bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Deuteronomy 24
Deuteronomy 24
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 23
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 25 →
1
ሓደ ሰብኣይ ሰበይቲ እንተ ወሰደ እሞ እንተ ኣእተዋ፡ ይኸውን ድማ፡ ዜሕፍር ነገር ስለ ዝረኸበላ፡ ኣብ ቅድሚኡ ሞገስ እንተ ዘይረኸበት፡ መጽሓፍ መፍትሒኣ ጽሒፉ ኣብ ኢዳ ይሀባ፡ ካብ ቤቱውን ይስደዳ።
2
ካብ ቤቱ ምስ ወጸት ድማ፡ ከይዳ ሰበይቲ ኻልእ ሰብኣይ እንተ ኾነት፡
3
እቲ ኻልኣይ ሰብኣይውን እንተ ጸልኣ፡ መጽሓፍ መፍትሒኣ ጽሒፉ ኣብ ኢዳ እንተ ሀባ፡ ካብ ቤቱ ድማ እንተ ሰደዳ፡ ወይ እቲ ሰበይቱ ኽትኮኖ፡ ዝወሰዳ ኻልኣይ ሰብኣይ እንተ ሞተ፡
4
እንድሕሪ ረኸስተ፡ እቲ ዝሰደዳ ቐዳማይ ሰብኣያ፡ ሰበይቱ ኽትከውን፡ መሊሱ ኽወስዳ ኣይኽእልን። እዚ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ፍንፉን እዩ እሞ፡ እዚ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ፍንፋን እዩ እሞ፡ ነታ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ንርስቲ ዚህበካ ምድሪ ሓጢኣት ኣይተምጽኣላ።
5
ሓደ ሰብኣይ ሓዳስ ሰበይቲ ምስ ኣእተወ፡ ናብ ውግእ ኣይውጻእ፡ ገለ ናይ ዕዮ ነገርውን ኣይጽዐንዎ። ሓንቲ ዓመት ኣብ ቤቱ ሓራ ይኹን፡ ነታ ዝወሰዳ ሰበይቱ ባህ የብላ።
6
ሓደ ሰብ ንሓደ ኻብ ኣሕዋቱ ኻብ ደቂ እስራኤል ሰሪቑ፡ ባርያ ኺገብሮ ወይ ኪሸጦ ኸሎ እንተ ተረኸበ፡ እቲ ሰራቒ እቲ ይሙት። ነቲ ኽፉእሲ ኻብ ማእከልካ ኣርሕቆ።
7
ሓደ ሰብ ንሓደ ኻብ ኣሕዋቱ ኻብ ደቂ እስራኤል ሰሪቑ፡ ባርያ ኺገብሮ ወይ ኪሸጦ ኸሎ እንተ ተረኸበ፡ እቲ ሰራቒ እቲ ይሙት። ነቲ ኽፉእሲ ኻብ ማእከልካ ኣርሕቆ።
8
ካብ ሕማም ለምዚ ተሐሎ፡ ከምቲ ሌዋውያን ካህናት ዝመሀሩኹም፡ ኩሉ ኽትግበሩ ኣጸቢቕካ ተጠንቀቕ። ከምቲ ኣነ ዝአዘዝክዎም ክትገብሩ ተጠንቀቁ።
9
እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እቲ ኻብ ግብጺ ወጺእኩም ኣብ መገሱ ኸሎኹም፡ ንሚርያም ዝገብሮ ዘክር።
10
ንብጻይካ ገለ ለቕሓ ምስ እተለቅሖ፡ ታሕዚ ኽትወስድ ናብ ቤቱ ኣይትእቶ።
11
ኣብ ግዳም ደው ኢልካ ጽናሕ፡ እቲ ንስኻ ዘለዋሕካዮ ሰብ ነቲ ታሕዚ ናብ ግዳም ናባኽ ኣይውጽኣዮ።
12
እቲ ሰብ ከአ ንሱ ድኻ እንተ ኾነ፡ እቲ ታሕዙ ኣባኻ ኣይትሕድር።
13
ተኸዲንዎ ምእንቲ ኺድቅስ እቲ ታሕዚ ዕርበት ጸሓይ ምስሰሉ፡ ይምርቐካ ኸአ፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ንጽድቂ ይኹነካ።
14
ኣብ ኣሕዋትካ እንተ ኾነ፡ ወይ ኣብ ሃገርካ ኣብ ውሽጢ ደጌታትካ ኻብ ዚነብሩ ጓኖትካ እንተ ኾኑ፡ ንድኻን ንሽጉርን ወዓላይ ኣይትዐምጾ።
15
ንሱ ድኻ እዩ ፡ ነፍሱ ኸአ ንእኡ ትጽበ ኣላ እሞ፡ ውዕለቱ ሽዑ መዓልቲ ጸሓይ ከይዐረበት ሀቦ። እንተ ዘይኮነስ፡ ናብ እግዚኣብሄር ይጥርዓልካ፡ እሞ ሓጢኣት ይኹነካ።
16
ኣቦታት ብሰሪ ደቆም ኣይሙቱ፡ ደቂ ኸአ ብሰሪ ኣቦታት ኣይሙቱ። ነፍሲ ወከፍ በብሓጢኣቱ ይሙት።
17
ስደተኛን ንዘኽታምን ፍርዲ ኣይትጥወ ክዳን መበለት ከአ ንታሕዚ ኣይትውሰድ።
18
ንስኻ ድማ ኣብ ግብጺ ባርያ ኸም ዝነበርካን እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ድማ ካብኣ ኸም ዘድሓነካን ዘክር። ስለዚ ነዚ ነገር እዚ ኽትገብሮ፡ ኣነ እእዝዘካ ኣሎኹ።
19
እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብኹሉ ግብሪ ኢድካ ምእንቲ ኺባርኸካስ፡ ዓጺድካ ኣብ ግራትካ ኽትዐጽድ ከሎኻ፡ ኣብ ግራት እንዳእቲ እንተ ረሳዕካ፡ ንስደተኛን ንዘኽታን ንመበለትን ይኹን እምበር፡ ክትወስዶ ኣይትመለስ።
20
ኣውልዕካ ምስ እተርግፍ፡ መሊስካ ኣብ ጨናፍር ንሱስ ንስደተኛን ንዘኽታማትን ንመበለትን ደአ ይኹን።
21
ኣብ ምድሪ ግብጺ ባርያ ኸም ዝነበርካ ዘክር፡ ስለዚ ነዚ ነገር እዚ ኽትገብሮ እእዝዘካ ኣሎኹ።
22
ኣብ ምድሪ ግብጺ ባርያ ኸም ዝነበርካ ዘክር፡ ስለዚ ነዚ ነገር እዚ ኽትገብሮ እእዝዘካ ኣሎኹ።
← Chapter 23
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 25 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34