bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Hosea 1
Hosea 1
Amharic Tigrinya 2011
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 2 →
1
ብዘመን እቶም ነገስታት ይሁዳ፡ ኡዝያን ዮታምን ኣሃዝን ህዝቅያስን ብዘመን እቲ ንጉስ እስራኤል፡ ንዮሮብዓም ወዲ ዮኣስፕ ንሆሴእ ወዲ ባኤረ ዝመጾ ቓል እግዚኣብሄር እዚ እዩ።
2
እግዚኣብሄር ብሆሴእ ኪዛረብ ምስ ጀመረ፡ እግዚኣብሄር ንሆሴእ፡ እታ ሃገር ካብ እግዚኣብሄር ርሒቓ ዓብዩ ምንዝርና ትምንዝር ኣላ እሞ፡ ኪድ፡ ውለድ ምንዝርና ዘለውዋ ሰበይቲ ምንዝርና አእቱ፡ በሎ።
3
ከደ እሞ ንጎሜር ጓል ዲብላይም ኣእተወ። ንሳ ኸአ ጠነሰት ወዲውን ወለደትሉ።
4
እግዚኣብሄር ድማ፡ ድሕሪ ቕሩብ ጊዜ ንደም ይዝሬኤል ኣብ ልዕሊ ቤት ይሁዳ ኸውርዶ፡ ንመንግስቲ ቤት እስራኤል ከአ ከጥፍኣ እየ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ ንቐስቲ እስራኤል ኣብ ለሰ ይዝሬኤል ክሰባብሮ እየ እሞ፡ ስሙ ይዝራኤል ኢልካ ስመዮ በሎ።
5
እግዚኣብሄር ድማ፡ ድሕሪ ቕሩብ ጊዜ ንደም ይዝሬኤል ኣብ ልዕሊ ቤት ይሁዳ ኸውርዶ፡ ንመንግስቲ ቤት እስራኤል ከአ ከጥፍኣ እየ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ ንቐስቲ እስራኤል ኣብ ለሰ ይዝሬኤል ክሰባብሮ እየ እሞ፡ ስሙ ይዝራኤል ኢልካ ስመዮ በሎ።
6
ከም ብሓድሽ ከአ ጠነሰት ጓል ድማ ወለደት። በሎውን፡ ድሕርዚ ንቤት እስራኤል ይቕረ ኢለ ከቶ ኣይክምሕሮምን እየ እሞ፡ ስማ ሎሩሓማ ኢልካ ስመያ።
7
ንቤት ይሁዳ ግና ክምሕሮም እየ፡ ብእግዚኣብሄር ኣምላኾም እየ ዘድሕኖም እምበር፡ ብቐስትን ብሰይፍን ብውግእን ብፍራስን ብፈረሰኛታትንሲ ኣየድሕኖምን እየ።
8
ንሎሩሓማ ጡብ ምስ ኣሕደገታ፡ ጠነሰት ወዲ ኸአ ወለደት።
9
እግዚኣብሄር ድማ፡ ንስኻትኩም ህዝበይ ኣይኮንኩምን፡ ኣነውን ናትኩም ኣይክኸውንን እየ እሞ፡ ስሙ ሎዓሚ ኢልካ ስመዮ በሎ።
10
ግናኸ ፍቕዲ ደቂ እስራኤል ኸምቲ ኺሰፍርን ኪፍቀድን ዘይከአል ሑጻ ባሕሪ ኪኸውን እዩ፡ ኣብቲ፡ ህዝበይ ኣይኮንኩምን እተባህሉሉ ስፈኣ ኸአ፡ ንስኻትኩም ደቂ ህያው ኣምላኽ ኢኹም፡ ኩብልዎም እዮም።
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 2 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14