bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Jonah 3
Jonah 3
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 4 →
1
ንዮናስ፡ ተንስእ፡ ናብ ነነዌ ናብታ ዓባይ ከተማ፡ ኪድ፡ ኣነ ዝእዝዘካ ኣዋጅ ከአ ኣውጀላ፡ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ካልኣይ ጊዜ መጾ።
2
ንዮናስ፡ ተንስእ፡ ናብ ነነዌ ናብታ ዓባይ ከተማ፡ ኪድ፡ ኣነ ዝእዝዘካ ኣዋጅ ከአ ኣውጀላ፡ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ካልኣይ ጊዜ መጾ።
3
ዮናስ ከምቲ ቓል እግዚኣብሄር ተንስኤ፡ ናብ ነነዌውን ከደ። ነነዌ ግና ኣዝያ ዓባይ ከተማ፡ መገዲ ሰለስተ መዓልቲ እያ።
4
ዮናስ ናብታ ኸተማ ኺአቱ መገዲ ሓንቲ መዓልቲ ጀመረ እሞ፡ ነነዌ ኣርብዓ መዓልቲ ጸንሐ ክትግምጠል እያ፡ ኢሉ አወጀ።
5
ሰብ ነነዌ ኸአ ንኣምላኽ አመኑ፡ ጾም ድማ አወኩ፡ ካብ ዓበይቶም ክሳዕ ናኣሽቱኦምውን ክሻ ተኸድኑ።
6
እዚ ወረ እዚ ናብ ንጉስ ነነዌ በጽሔ፡ ካብ ኣፉ ዝተንስኤ፡ ባርኖሱ ቐንጠጠ፡ ክሻ ተኸድነ፡ ኣብ ሓሙኹሽቲ ድማ ተቐመጠ።
7
ኣብ ነነዌ ብትእዛዝ ንጉስን መኳንንቱን ከምዚ ዝብል ኣዋጅ ተአወጀ፡ ሰብ ወይስ እንስሳ፡ መጓሰ ኸብቲ ወይስ መጓሰ ኣባጊዕ ሓንቲ እኳ ኣይጥዐማ፡ ኣይውፈራ፡ ማይውን ኣይስተያ፡
8
ሰብን እንስሳን ክሻ ይከደኑ፡ ዓው ኢሎም ድማ ናብ ኣምላኽ የእውዩ። ነፍሲ ወከድ ከአ ካብ እኩይ መገዱን ካብቲ ኣብ ኢዱ ዘሎ ዓመጽን ይመለስ።
9
ኣምላኽ እንተ ተመልሰን እንተ ተጣዕሰን፡ ንሕና ኸይንጠፍእ ከአ ካብ ጉህር ቁጥዓኡ እንተ ተመልሰ፡ መን ይፈልጥ።
10
ኣምላኽ ከአ ካብ እኩይ መገዶም ከም እተመልሱ፡ ግብሮም ረአዩ፡ ኣምላኽውን ነቲ ኼውርደሎም ኢሉ እተዛረቦ መዓት ተጣዕሰሉ፡ ኣይገበሮን ከአ።
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 4 →
All chapters:
1
2
3
4