bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Micah 1
Micah 1
Amharic Tigrinya 2011
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 2 →
1
እቲ ብዘመን ዮታምን ኣሃዝን ህዝቅያስን ነገስታት ይሁዳ፡ ብዛዕባ ሰማርያን ዮርሳሌምን ሚክያስ ሞረሽታይ ዝረአዮ ናብኡ ኸአ ዝመጾ ቓል እግዚኣብሄር እዚ እዩ።
2
ኣቱም ህዝብታት ኩላትኩም፡ ስምዑ፡ ኣቲ ድሪ ምስ ምልኣትኪ፡ ጽን በሊ። እግዚኣብሄር ኣምላኽሲ ኣንጻርኩም ይምስክር እወ፡ እግዚኣብሄር ካብ ቅዱስ መቕደሱ።
3
እንሆ እግዚኣብሄር ካብ ስፍራኡ ይወጽእ፡ ይወርድ፡ ኣብ በረኸት ምድሪ ድማ ይረግጽ እዩ እሞ፡
4
ከም ስምዒ ኣብ ቅድሚ ሓዊ፡ ከምቲ ኣብ ጎቦ ዚውሕዝ ማያት ኣኽራን ብትሕቲቁ ይመኩ፡ ስንጭሮታት ከአ ይጭደዱ።
5
እዚ ኹሉ ብሰሪ በደል ያእቆብን ብሰሪ ሓጢኣት ቤት እስራኤልን እዩ። በደል ያእቆብ እንታይ እዩ፡ ሰማርያዶ ኣይኮነትን፡ በረኽቲ ቦታ ይሁዳ እንታይ እዩ፡ ዮርሳሌምዶ ኣይኮነትን።
6
ስለዚ ንሰማርያ ኸም ኩምራ እምኒ መሮርን ከም ቦታ ኣታኽልቲ ወይንን ክገብራ እየ። ነእማና ናብ ስንጭሮ ኽንከራርዎ፡ ንመሰረታ ኸአ ክቐልዖ እየ።
7
እቲ ቕሩጽ ምስልታት ኹሉ ኺሰባብር፡ እቲ ዋጋ ምንዝርናኣ ኹሉ ብሓዊ ኺሐርር እዩ። ብዋጋ ምንዝርና ኣኪባትም፡ መሊሶም ድማ ዋጋ ምንዝርና ኪኾና እዮም እሞ፡ ኣነ ንኹላቶም ጣኦታት ኸባድሞም እየ።
8
ቁስላ ዘይሐዊ እዩ፡ ክሳዕ ይሁዳ መጺኡ፡ ክሳዕ ኣብ ደገ ህዝበይ፡ ክሳዕ ዮርሳሌም በጺሑ እዩ እሞ፡ ስለዚ እበክን ዋይዋይ እብልን፡ ተቐንጢጠን ጥራየይ ኮይነን እኸይድ፡ ከም ወኻርያ እበኪ፡ ከም ሰገን ከአ ደሀይ ሓዘን ኤድሂ አሎኹ።
9
ቁስላ ዘይሐዊ እዩ፡ ክሳዕ ይሁዳ መጺኡ፡ ክሳዕ ኣብ ደገ ህዝበይ፡ ክሳዕ ዮርሳሌም በጺሑ እዩ እሞ፡ ስለዚ እበክን ዋይዋይ እብልን፡ ተቐንጢጠን ጥራየይ ኮይነን እኸይድ፡ ከም ወኻርያ እበኪ፡ ከም ሰገን ከአ ደሀይ ሓዘን ኤድሂ አሎኹ።
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 2 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7