bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Micah 2
Micah 2
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 3 →
1
ትንቢት ሚክያስ ጎደሎ
2
ትንቢት ሚክያስ ጎደሎ
3
ነቶም ዚንበዩ፡ ኣይትነበዩ፡ ይብልዎም። ነዚኣቶም እንተ ዘይትነበዮሎም እኳ፡ ነውሪ ኣይኪርሕቕን እዩ።
4
ነቶም ዚንበዩ፡ ኣይትነበዩ፡ ይብልዎም። ነዚኣቶም እንተ ዘይትነበዮሎም እኳ፡ ነውሪ ኣይኪርሕቕን እዩ።
5
ነቶም ዚንበዩ፡ ኣይትነበዩ፡ ይብልዎም። ነዚኣቶም እንተ ዘይትነበዮሎም እኳ፡ ነውሪ ኣይኪርሕቕን እዩ።
6
ነቶም ዚንበዩ፡ ኣይትነበዩ፡ ይብልዎም። ነዚኣቶም እንተ ዘይትነበዮሎም እኳ፡ ነውሪ ኣይኪርሕቕን እዩ።
7
ኣታ ቤት ያእቆብ እትብሀል፡ መንፈስ እግዚኣብሄር ሐጺሩ እዩ፡ ግናኸ እዚ ድዩ፡ ነቲ ብቕንዕና ዚኸይድሲ ቓላተይዶ ሰናይ ኣይኮነን፡
8
ህዝበይ ግና ካብ ቅሩብ ጊዜ ጀሚሩ ኸም ጸላኢ ተላዕለ፡ ነቶም ጸረ ውግእ ዝኾኑ ሀዲኦም ዚሐልፉስ ባርኖሶም ካብ ልዕሊ ቐሚሾም ትገፉ።
9
ነንስቲ ህዝበይ ካብ ኣባይቲ ደስታኤን ትሰጉወን፡ ካብ ደቀን ክብረተይ ንሓዋሩ ትወስዱ።
10
ብሰሪ እቲ ሕሱም ጥፍኣት ዘኢጥፍእ ርኽሰት፡ እዚ ስፍራ ዕረፍትኹም ኣይኮነን እሞ፡ ተንስኡ፡ ኪዱ።
11
ኣነ ብዛዕባ ወይንን ብርቱዕ መስተን ከንበየልካ፡ ኢሉ ደድሕሪ ንፋስ ዚስዕብን ሓሶት ዚዛረብን እንተሎ፡ ንሱ ነዚ ህዝቢ እዚ ነብዩ ይኸውን።
12
ዎ ያእቆብ፡ አነ ኽእክበካ፡ ኩለንትናኻ ኽእክብ፡ ነቲ ተረፍ እስራኣኤል ብርግጽ ክእክቦ እየ። ከምተን ኣባጊዕ ቦጽራ፡ ኣብ መጓሰይኣ ኸም ዘላ መጓሰ ብሓባር ከምጽእ እየ። ካብ ብዝሒ ሰብ እተላዐለ ብርቱዕ ወኻዕታ ኪኸውን እዩ።
13
እቲ ጠሓሲ ኣብ ቅድሚኦም ይድይብ፡ ንሳቶም ይጥሕሱ፡ ናብታ ደገ ኸአ ይሐልፉ፡ እግዚኣብሄር ከአ ኣብ ርእሶም ይኸውን።
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 3 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7