bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Song of Solomon 2
Song of Solomon 2
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 3 →
1
ኣነ ጽጌረዳ ሳሮን፡ ናይ ለሰ ዕምባባ ሹሻን እየ።
2
ፈታዊተይሲ ኣብ ማእከል ኣዋልድ ከም ኣብ ማኣከል እሾኹ ዝበቖለት ዕምባባ ሹሻን እያ።
3
ፈታውየይ ኣብ ማእከል ኣወዳት ከም ምልዖ ኣብ ማእከል ኣእዋም ዱር እዩ። ኣብ ጽላሉ ባህ ኢሉኒ ተቐመጥኩ፡ ፍሬኡውን ንትንሓገይ ጥዑም እዩ።
4
ናብ ቤት ወይኒ ኣእተወኒ፡ ሰንደቕ ዕላማኡ ኣብ ልዕለይ ፍቕሪ እዩ።
5
ብፍቕሪ ሐሚመ እየ እሞ፡ ብጎጎ ዘቢብ ኣጽንዑኒ፡ ብምልዖ ደግፋኒ።
6
ጸጋመይቱ ተተርእሰኒ፡ የመንይቱ ኸኣአ ትሐቑፈኒ።
7
ኣትን ኣዋልድ የሩሳሌም፡ ንፍቕሪ ኽሳዕ እትደሊ፡ ከይተተንስኣኣን ከይተበራብራኣን ኢለ ብሜዳቁን ብእራብ መሮርን ኤምሕለክን አሎኽ።
8
ድምጺ ፈታውየይ፡ እንሆ፡ ኣብ ልዕሊ ኣኽራን እናዘለለ፡ ኣብ ልዕሊ ኹርባታት እናተናጠረ ይመጽእ ኣሎ።
9
ፈታውየይ ንሚዳቑን ነርሕዶ እራብን ይመስል። እንሆ፡ ኣብ ክንይወ መካበብያና ደ ዊሉ ብመስኮት ይርኢ፡ ብዓይነ ርግቢ ይጥምት አሎ።
10
ፍትወይሲ፡ ኣቲ ፍትውተይ ፡ ተንስኢ፡ ጽብቕተየ፡ ንዒ ኢሉ ተዛረበኒ።
11
እንሆ፡ ክረምቲ ሐሊፉ፡ ዝናም ዛርዩ፡ ተወድኡ።
12
ዕምባባታት ኣብ ምድሪ ተራእየ፡ ጊዘ መዝሙር በጽሔ፡ ድምጺ ባሬቶ ኸአ ኣብ ምድርና ተሰምዔ።
13
በለስ ፍሬኡ ጎጎበ፡ ተኽሊ ወይኒ ዐምቢቡስ መአዛኡ የውጽእ አሎ። እቲ ፍትውተይ፡ ተንስኢ፡ ጽቡቕተየ፡ ንዒ።
14
ኣቲ ኣብ ቋቑራ ኸውሒ ፡ ኣብ መሕብኢ ጸድፊ ዘሎኺ ርግበይ፡ ድምጽኺ ጥዑም፡ ገጽኪውን ጽቡቕ እዩ እሞ፡ ገጽኪ ኣርእየኒ፡ ድምጽኺ ኣስምዐኒ።
15
ኣታኽልቲ ወይንና ዐምቢቡ እዩ ኣሞ፡ ነታኽልቲ ወይኒ ዜበላሽዋ ወኻሩ፡
16
ፍትወይ ናተይ እዩ፡ ኣነውን ናቱ እየ፡ ንሱ ንመጓሴኡ ኣብ ማእከል ዕምባባታት ሹሻን የብልዔን።
17
ኣታ ፍትወየ፡ መዓልቲ ኽሳዕ ዚውልውል፡ ጽላሎት ከአ ክሳዕ ዚሀድምሲ፡ ከምተን ኣብ ኣኽራን ቤተር ዘለዋ ሚዳቑ ወይስ ኣርሕዶ እራብ ዃንካ፡ ተመለስ።
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 3 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8