bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Zechariah 4
Zechariah 4
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 5 →
1
እቲ ዚዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ከአ ተመሊሱ፡ ከምቲ ሰብ ካብ ድቃሱ ዚባራበር፡ ኣበራበረኒ፡
2
እንታይ ትርኢ አሎኻ፡ ድማ በለኒ። ኣነ ኸአ በልኩ፡ እንሆ፡ ሐደ ቐዋሚ ቐንዴል ኩሉንትናኡ ወርቂ፡ ኣብ ርእሱ ኸአ እንዳ ዘይቱን ኣብኡውን ሾብዓተ መብራህቱን ዘለዎ እርኢ አሎኹ። ነተን ኣብ ርእሱ ዘለዋ መብራህትታት ከአ ሾብዓተ ሻምብቆ አለወን።
3
ኣብ ጥቓኡ ድማ ክልተ ኣውልዕ አለዋ፡ እታ ሓንቲ ኣብ የማን እቲ እንዳ ዘይቲ፡ እታ ሓንቲውን ኣብ ጸጋሙ እየን።
4
ነቲ ዚዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ድማ፡ ጐይታየ፡ እዚኣተንሲ እንታይ እየን፡ ኢለ መለስኩሉ።
5
እቲ ዚዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ከአ፡ እዚኣተን እንታይ ምዃነንዶ ኣይትፈልጥን ኢኻ፡ ኢሉ መለሰለይ። ኣነ ድማ፡ ጐይታየ፡ ኣይፋለይ በልኩ።
6
ሽዑ ንሱ መለሰ፡ እዚ እቲ ንዘሩባቤል ዚኸውን ቃል እግዚኣብሄር እዩ፡ ብመንፈሰይ እምበር፡ ብኽእለትን ብሓይልን ኣይኮነን፡ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት። ኣታ ዓብዩ ኸረን፡ መን ኢኻ፡ ኣብ ቅድሚ ዙሩባቤል ጎልግሎ ክትከውን ኢኻ። ጸጋ ጸጋ ንእኡ፡ እናተባህለ ኺጭደር ከሎ ነቲ እምኒ ርእሲ ኸውጽኦ እዩ፡ ኢሉ ነገረኒ።
7
ሽዑ ንሱ መለሰ፡ እዚ እቲ ንዘሩባቤል ዚኸውን ቃል እግዚኣብሄር እዩ፡ ብመንፈሰይ እምበር፡ ብኽእለትን ብሓይልን ኣይኮነን፡ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት። ኣታ ዓብዩ ኸረን፡ መን ኢኻ፡ ኣብ ቅድሚ ዙሩባቤል ጎልግሎ ክትከውን ኢኻ። ጸጋ ጸጋ ንእኡ፡ እናተባህለ ኺጭደር ከሎ ነቲ እምኒ ርእሲ ኸውጽኦ እዩ፡ ኢሉ ነገረኒ።
8
ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ከአ መጸኒ፡
9
ንመሰረት እዛ ቤት እዚኣ ኣእዳው ዘሩባቤል ሰረታኣ፡ ኣእዳው ኸአ ኪፍጽምኣ እየን። ንስኻ ድማ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ናባኻትኩም ከም ዝለአኸኒ ኽትፈልጥ ኢኻ።
10
ንመዓልቲ ናኣሽቱ ነገር ዚንዕቕ መን እዩ፡ እዘን ሾብዓተ ንኹላ ምድሪ ዚዞራ ኣዒንቲ እግዚኣብሄር ነታ ኣብ ኢድ ዙሩባቤል ዘላ መለክዒት መንደቕ ተሐጎሰን ኪርእያኣ እየን።
11
ኣነ ኸአ፡ እዘን ብየማን ጸጋም እዚ ቐዋሚ ቐንዴል ዘለዋ ኽልተ ኣውሊዕሲ እንታይ እየን፡ ኢለ መለስኩሉ።
12
ካልኣይ ጊዜውን፡ እዞም ኣብ ጥቓ እት ወርቅ ዚውሕዞ መውሓዝ ውርቂ ዘለው ኽልተ አንፈር ኣውሊካ ንታይ እዮም፡ ኢለ መልስኩል።
13
ንሱ ኸአ፡ እዚኣቶም እንታይ ከም ዝኽኑዶ ኣይትፈልጥን ኢኻ፡ ኢል መልሰለይ። ኣነውን፡ ጐይታየ፡ ኣይፍለይ፡ ብልኩ።
14
ሽዑ ንስ፡ እዚኣቶምሲ እቶም ክልተ ኣብ ጥቕ እቲ ጐይታ ኡላ ምድሪ ዚቖሙ ደቅ ዘይቲ እዮም፡ በለ።
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 5 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14