bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Zechariah 5
Zechariah 5
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 6 →
1
ከም ብሓድሽ ኣዒንተይ ኣልዐልኩ፡ እንሆ ኸአ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እርእ አሎኹ ምንዋሓ ዕስራ መት፡ ወርዳ ድማ ዓሰርተ እመት ዩ፡ ኢል መለስክ።
2
ንሱ ኽአ በለኒ ዚሰርቕ ዘበለ ኽሉ ብመጠን ቲ ኣብት ኣደ ገጽ ተጽሒፉ ዘሎ ኺድምስስ፡ ብሓሶት ዚምሕል ዘበለ ኹሉ ኸኣ ብመጠን እቲ ኣብቲ ሐደ ገጽ ተጻሒፉ ዘል ኺድምሰስ እዩ እሞ እዚ እቲ ኣብ ዝባን ኩላ ምድሪ ዚወጽእ ምርገም እዩ።
3
ንሱ ኽአ በለኒ ዚሰርቕ ዘበለ ኽሉ ብመጠን ቲ ኣብት ኣደ ገጽ ተጽሒፉ ዘሎ ኺድምስስ፡ ብሓሶት ዚምሕል ዘበለ ኹሉ ኸኣ ብመጠን እቲ ኣብቲ ሐደ ገጽ ተጻሒፉ ዘል ኺድምሰስ እዩ እሞ እዚ እቲ ኣብ ዝባን ኩላ ምድሪ ዚወጽእ ምርገም እዩ።
4
ኣነ ኽወጽኦ እየ፡ ንስ ድማ ናብ ቤት እቲ ስራቕን ንና ቢት እቲ ብስመይ ሐስይ ዝምሕልን ኪአቱ እዩ፡ ኣብ ማእከል ቤቱ ኺነብር፡ ምስናይ ዕጨይታን እምናን ከጥፍኣ እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።
5
እቲ ዚዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ከአ ወጸ፡ ኣዒንትኻ ኣልዕል እሞ እዚ ዚወጽእ ዘሎ እንታይ ከም ዝኾነ ርኤ፡ በለኒ።
6
ኣነ ኸአ፡ እዚ እንታይ እዩ፡ በልኩ። ንሱ ድም፡ እቲ ዚወጽእ ኤፋ እዩ፡ ብለ።
7
እንሆ ድማ፡ ሓደ ምክሊት ዓርር ኣልዐሉ፡ ኣብ ማእከል እት ኢፋውን ሓንቲ ሰብይቲ ተቕሚጣ ነበረት።
8
ንስ ኽአ እዚኣ ረሲእነት እያ፡ በለ፡ ናብ ማእከል እቲ ኢፋ ድማ ድርበያ፡ ነት መክሊት ዓርርውን ኣልዐልኩ ርኤኹውን፡ እንሆ ድማ ክልተ ኣንስት ወጻ፡ ኣብ ኣናፈን ከእ ንፋስ ነበረ፡ ከም ኣኽናፍ ከአ ነበረን፡ ንስተን ነት ኤፋ ኣብ መንግ ምድርን ሰማይን ኣልዐላኦ።
9
ነት ዝዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ከኣ፡ ነዚ ኤፋ ናበይ እየን ዚወስዳኦ ዘለዋ፡ በልክው።
10
ነት ዝዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ከኣ፡ ነዚ ኤፋ ናበይ እየን ዚወስዳኦ ዘለዋ፡ በልክው።
11
ንሱ ኸአ፡ ቤት ክሰርሓሉስ ናብ ሃገር ሲንኣር እየን ምስ ተዳለወ ኣብኡ ኣብ ስፍራኡ ኺነብር እዩ በለኒ።
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 6 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14