bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
1 Samuel 29
1 Samuel 29
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 28
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 30 →
1
ፍልስጥኤማውያን ድማ ብዘሎ ሰራዊቶም ናብ ኣፌቅ ኣኽተቱ። እስራኤልውን ኣብ ይዝርኤል ኣብ ዘሎ ዓይኒ ማይ ሰፊሮም ነበሩ።
2
እቶም ሹማምቲ ፍልስጥኤማውያን ድማ በብሚእትን በብሽሕን ኰይኖም ተጓዕዙ፡ ዳዊትን ሰቡን ከኣ ምስ ኣኪሽ ደጀን ኰይኖም ይጐዐዙ ነበሩ።
3
ሽዑ እቶም ሹማምቲ ፍልስጥኤማውያን፡ እዞም እብራውያን እዚኣቶም ኣብዚ እንታይ ይገብሩ ኣለው በሉ። ኣኪሽ ድማ ንሸማምቲ ፍልስጥኤማውያን፡ እዝስ እቲ በዘን መዓልትታት ወይ በዘን ዓመታት እዚኤን ምሳይ ዝነበረ ዳዊት፡ ጊልያ ሳኦል ንጉስ እስራኤልዶ ኣይኰነን ካብታ ናባይ እተጸግዓላ መዓልቲ ኽሳዕ ሎሚ ገለ እኳ ኣይረኸብኩሉን፡ በሎም።
4
ኣቶም ሹማምቲ ፍልስጥኤማውያን ግና ኰረዩሉ እሞ እቶም ሹማምቲ ፍልስጥኤማውያን በልዎ፡ እዚ ሰብኣይ እዚ ኣብታ ዝፈቐድካሉ ቦታኡ ኪቕመጥሲ፡ ናብኣ ምለሶ። እዚ ንጐይታኡ ደኣ ብምንታይ እዩ ዘሐጐሶ ብርእሲ እዞም ሰባት እዚኣቶምዶ ኣይኰነን እምበኣር ኣብ ውግእ ተጻራሪ ምእንቲ ኸይኰነናስ፡ ናብ ውግእ ምሳያ ኣይውረድ።
5
እዝስ እቲ እናሳዕስዓ፡ ሳኦል ሽሑ፡ ዳዊት ግና እልፉ ቐተለ፡ ኢለን ዝደረፋሉ ዳዊትዶ ኣይኰነን
6
ሽዑ ኣኪሽ ንዳዊት ጸዊዑ፡ ንስኻ ቕኑዕ ከም ዝዀንካ ህያው እግዚኣብሄር እዩ። ካብታ ናባይ ዝመጻእካላ መዓልቲ ኽሳዕ ሎሚ ገለ ኽፋእ ኣይረኸብኩልካን እሞ፡ ኣብዚ ሰራዊት ምሳይ ምእታውካን ምውጻእካን ባህ ይብለኒ ነይሩ፡ ነዞም ሹማምቲ ግና ባህ ኣይበልካዮምን።
7
እምበኣር ሕጂስ ንሹማምቲ ፍልስጥኤማውያን ዜጒሂ ኸይትገብርሲ፡ ተመለስ እሞ ብሰላም ኪድ፡ በሎ።
8
ዳዊት ከኣ ንኣኪሽ፡ እንታይ እሞ ገይረ እየ ከይደ ምስ ጸላእቲ ጐይታይ ንጉስ ዘየዋግእሲ፡ ካብታ ኣብ ቅድሜኻ ዝዀንኩላ መዓልቲ ኽሳዕ ሎሚ ኣብ ጊልያኻ እንታይ ረኺብካለይ ኢኻ በሎ።
9
ኣኪሽ ድማ ንዳዊት፡ ንስኻ ኣብ ቅድመይ ከም መልኣኽ ኣምላኽ ጽቡቕ ከም ዝዀንካ እፈልጥ ኣሎኹ፡ እዞም ሹማምቲ ፍልስጥኤማውያን ደኣ፡ ናብ ውግእ ምሳና ኣይደይብ፡ ኢሎም።
10
ሕጂ ኸኣ፡ ጽባሕ ምስቶም ምሳኻ ዝመጹ ገላው ጐይታኻ ኣንጊህካ ተንስእ እሞ፡ ጽባሕ ኣንጊህኩም ተንሲእኩምሲ ምስ በርሀልኩም ኪዱ፡
11
ዳዊት ከኣ ንሱን ሰቡን ናብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያን ኪምለሱ፡ ንግሆ ኺነቕሉ፡ ኣንጊሆም ተንስኡ። ፍልስጥኤማውያን ከኣ ናብ ይዝርኤል ደየቡ።
← Chapter 28
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 30 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31