bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Leviticus 12
Leviticus 12
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 11
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 13 →
1
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
2
ንደቂ እስራኤል ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፡ ሰበይቲ ኣንተ ጠነሰት፡ ወዲ ኸኣ እንተ ወለደት፡ ሻብዓተ መዓልቲ ትርከስ፡ ከምቲ ብመዓልታት ሕማም ጻግኒኣ ትርከስ።
3
ብሳምነይቲ መዓልቲ ድማ ስጋ ዕልቦኡ ይገዘር።
4
በቲ ደም ንጽህናኣ ኸአ ሰላሳን ሰለስተን መዓልቲ ትቐመጥ፡ መዓልታት ምንጽሃ ኽሳዕ ዚመልኣ ቅዱስ ነገር ኣይትተንኪ፡ ናብ መቕደስውን ኣይትእቶ።
5
ጓል ኣንተ ወለደት ግና፡ ከምቲ ብእዋን ጻግኒኣ ኽልተ ሰሙን ትርከስ፡ በቲ ደም ጽርየት ኸኣ ስሳን ሹዱሽተን ትቀመጥ።
6
ናይ ወዲ ወይ ናይ ጓል መዓልታት ምንጽሃ ምስ መልኣ፡ ገንሸል ዓመት ንዚሓርርመስዋእቲ ጫጩት ርግቢ ወይ ከኣ ባሬቶ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ናብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ናብ ካህን ተምጽእ።
7
ንሱ ድማ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር የቕርቦ፡ የተዐርቃ ኸአ፡ ካብ ዓይኒ ደማውን ትነጽህ። ሕጊ ወዲ ወይ ጓል ዝወለደት እዚ እዩ።
8
ገንሸል ዚኣክል ኣብ ኢዳ እንተ ዘይረኸበት ከኣ፡ ክልተ ባሬቶ ወይ ክልተ ጫጩት ርግቢ፡ ሓንቲ ንዚሓርር መስዋእቲ፡ ካልኣይቲ ኸኣ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ተምጽእ፡ እቲ ኻህን ድማ የተዐርቃ ትነጽህ ከኣ።
← Chapter 11
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 13 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27