bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Leviticus 2
Leviticus 2
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 3 →
1
ሓደ ንእግዚኣብሄር መስዋእቲ ብልዒ ምስ ዜቕርብ፡ ኣቲ መስዋእቱ ኻብ ድኽም ሓርጭ ይኹን፡ ዘይቲ ይኽዐወሉ፡ ዕጣንውን ይግበረሉ።
2
ናብ ካህናት፡ ደቂ ኣሮን፡ የምጽኣዮ፡ እቲ ኻህን ድማ ካብቲ ድኹም ሓርጩን ካብቲ ዘይቱን ምሉእ ኢድ ወሲዱ፡ ምስ ኩሉ እቲ ዕጣኑ ገይሩ ንመዘከርታኡ ኣብ መሰውኢ የሕርሮ፡ ምስዋእቲ ሓዊ ንእግዚኣብሄር ጥዑም ጨና እዩ።
3
ኣቲ ኻብ መስዋእቲ ብልዒ ዝተረፈ ንኣሮንን ንደቁን ይኹን። እዚ ኻብቲ ንእግዚኣብሄር ብሓዊ እተሰውኤ ቅዱስ ቅዱሳን እዩ።
4
መሰዋእቲ ብልዒ ኣብ ኣቶን ካብ ሰንከተ ምስ እተቕርብ ድማ፡ ካብ ድኹም ሓርጭ ብዘይቲ እተቖምጥዔ፡ ዘይበኹዔ ቕጫታትን ዘይተ እተለኸየ፡ ዘይበኹዔ ረቀቕቲ ቕጫታት ይኹን።
5
መስዋቲ ኣብ መቑሎ ኻብ እተሰንከተ እንተ ኾይኑ፡ ካብ ድኹም ሓርጭ ብዘይቲ እተቖምጥዔ ይኹን።
6
ቑራሪስካ ኸኣ ዘይቲ ኸዐወሉ፡ ንሱ መስዋእቲ ብልዒ እዩ።
7
መስዋእትኻ ኣብ ቁራዕ እተገብረ መስዋእቲ ብልዒ እንተ ኾነ፡ ካብ ድኹም ሓርጭ ምስ ዘይቲ ይገብር።
8
እቲ ኻብቲ ነገርዚ እተገብረ መስዋኣቲ ብልዒ ናብ እግዚኣብሄር ኣምጽኣዮ፡ ናብቲ ኻህን ድማ ኣቕርቦ፡ ንሱ ኸኣ ናብ መሰውኢ የቕርቦ።
9
እቲ ካህን ድማ ካብቲ መስዋእቲ ብልዒ ንመዘከርታ ዚኸውን ኣልዒሉ፡ ኣብ መሰውኢ የሕርሮ። መስዋእቲ ሓዊ ንእግዚኣብሄር ጥዑም ጨና እዩ።
10
እቲ ኻብ መስዋእቲ ብልዒ ዝተረፍ ድማ ንኣሮንን ንደቅን ይኹን። እዚ ኣብቲ ንእግዚኣብሄር ብሓዊ ተገብረ መስዋቲ ቅዱስ ቅዱሳን እዩ።
11
እቲ ንእግዚኣብሄር እተቕርብዎ መስዋእቲ ብልዒ ገለ እኳ ብኹዕ ኣይገበር። ካብ ብኹዕ ኾነ ወይ ካብ መዓር ንእግዚኣብሄር ገለ እኳ መስዋእቲ ሓዊ ኣይተሕርሩ።
12
ከም መስዋእቲ ቐዳማይ ፍረ ናብ እግዚእብሄር ኣቕርብዎ፡ ግናኸ ከም ጥዑም ጨና ኣብ መሰውኢ ኣይገበር።
13
ንኹሉ ናይ ብልዒ መስዋእትኻ ጨው ኣቃምሞ፡ ኣብቲ ናይ ብልዒ መስዋእትኻ ጨው ኪዳን ኣምላኽካ ኣይተትርፈሉ፡ ኣብ ኩሉ መሰውእታትካ ጨው ኣቕርብ።
14
ካብ በኹሪ ፍርያት ንእግዚኣብሄር መስዋእቲ ብልዒ እንተ እቅረብክ፡ ካብ በኹሪ ፍርያትካ ልምሉም እተበቁጸ ኣብ ሓዊ እተጠብሰ ሰዊት ንመስዋእት ብልዒ ኣቕርብ።
15
ኣብ ልዕሊኡ ድማ ዘይቲ ኸዐወሉ ዕጣንውን ግበረሉ። እዚ መስዋእቲ ብልዒ እዩ።
16
እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ሕሱይ እኽልን ካብቲ ዘይትን ምስ ኩሉ ዕጣን ገይሩ ንመዘከርታ የሕርሮ። ንእግዚኣብሄር መስዋእቲ ሓዊ እዩ።
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 3 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27