bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Leviticus 3
Leviticus 3
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 4 →
1
መስዋእቲ ድማ መስዋእቲ ምስጋና እንተ ኾይኑ፡ እሞ ካብ ኣሓ እንተ ኣቕረበ፡ ተባዕታይ ወይ ኣንስታይ፡ ጎደሎ ዜብሉ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር የቕርብ።
2
ኢዱ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ርእሲ እቲ መስዋእቱ የንብር፡ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ድማ ይሕረዶ። ነቲ ደሙ ኸኣ ካህናት፡ ደቂ ኣሮን፡ ኣብ ልዕሊ መሰውኢ፡ ኣብ ዙርያኡ ይንጸግዎ።
3
ካብ መስዋእቲ ምስጋና ድማ እቲ ንናውቲ ኸብዲ ዚኸድን ስብሕን ኣብ ኣምዑት ዘሎ ኹሉ ስብሕን ንእግዚኣብሄር መስዋእቲ ሓዊ የቕርበሉ።
4
ድማ ክልቲኤን ኩሊት ምስቲ ኣብ ሽምጢ ውሽጢ ዘሎ ስብሔንን ነቲ ኣብ ጥቓ ኾለሊት ዘሎ ስብሒ ኸብድን ይፍለ።
5
ደቂ ኣሮን ድማ ኣብ መሰውኢ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ሓዊ ዘሎ ዕጨይቲ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ የሕርርዎ። መስዋእቲ ሓዊ ንእግዚኣብሄር ጥዑም ጨና እዩ።
6
እቲ ንእግዚኣብሄር ንመስዋእቲ ምስጋና ዜቕርቦ መስዋእቱ ኻብ ጤለበጊዕ ኣንተ ኾይኑ ተባዕታይ ወይ ኣንስታይቲ፡ ጎደሎ ዜብሉ የቕርብ።
7
ንመስዋእቱ ገንሸል ኣንተ ኣቕረበ፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር የቕርቦ።
8
ኢዱ ኣብ ልዕሊ ርእሲ እቲ መስዋእቱ ኣንቢሩ ኣብ ቅድሚ ድንኳን ምርኻብ ይሕረዶ። ነቲ ደሙ ድማ ደቂ ኣሮን ኣብ ልዕሊ መሰውኢ ኣብ ዙርያኡ ይንጸግዎ።
9
ካብቲ መሰዋእቲ ምሳና ድማ እቲ ስብሑ፡ ብዘሎ ኾልኮሉ ኻብ ቀራጺቶ ፈልዩ ምስናይ እቲ ንናውቲ ኸብዲ ዘሎ ኹሉ ስብሕን እቲ ኣብ ናውቲ ኻብዲ ዘሎ ኹሉ ስብሕን ክልቲኤን ኩሊት ምስቲ ኣብ ሽምጢ ውሽጢ ዘሎ ስብሒ ኸብድን ስብሕን ኸብድን ንእግዚኣብሄር መስዋእቲ ሓዊ የቕርቦ።
10
ካብቲ መሰዋእቲ ምሳና ድማ እቲ ስብሑ፡ ብዘሎ ኾልኮሉ ኻብ ቀራጺቶ ፈልዩ ምስናይ እቲ ንናውቲ ኸብዲ ዘሎ ኹሉ ስብሕን እቲ ኣብ ናውቲ ኻብዲ ዘሎ ኹሉ ስብሕን ክልቲኤን ኩሊት ምስቲ ኣብ ሽምጢ ውሽጢ ዘሎ ስብሒ ኸብድን ስብሕን ኸብድን ንእግዚኣብሄር መስዋእቲ ሓዊ የቕርቦ።
11
እቲ ኻህን ድማ ኣብ መሰውኢ የሕርሮ። ንእግዚኣብሄር ብሓዊ እተገብረ መስዋእቲ ብልዒ እዩ።
12
መስዋእቲ ጤል እንተ ኾይና፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር የቕርቦ።
13
ኢዱ ኣብ ልዕሊ ርእሳ ኣንቢሩ ድማ ኣብ ቅድሚ ድንኳን ምርኻብ ይሕረዳ። ደቂ ኣሮን ከኣ ነቲ ደማ ኣብ ልዕሊ መስውኢ፡ ኣብ ዙርያኡ ይንጸግዎ።
14
ካብኡ እቲ ንናውቲ ኸብዲ ዚኸድን ስብሕን ኣናውቲ ኸብዲ ዘሎ ኹሉ ስብሕን፡ ክልቲኤን ኩሊት ምስቲ ኣብ ሽምጢ ውሽጢ ዘሎ ስብሔንን እቲ ኻብ ጥቓ ኹሊት ዚፈልዮ ስብሒ ኸብድን መስዋእቱ ንእግዚኣብሄር መስውእቲ ሓዊ የቕርበሉ።
15
ካብኡ እቲ ንናውቲ ኸብዲ ዚኸድን ስብሕን ኣናውቲ ኸብዲ ዘሎ ኹሉ ስብሕን፡ ክልቲኤን ኩሊት ምስቲ ኣብ ሽምጢ ውሽጢ ዘሎ ስብሔንን እቲ ኻብ ጥቓ ኹሊት ዚፈልዮ ስብሒ ኸብድን መስዋእቱ ንእግዚኣብሄር መስውእቲ ሓዊ የቕርበሉ።
16
እቲ ኻህን ድማ ነዚ ኣብ መሰውኢ የሕርሮ። እንጌራ መስዋእቲ ሓዊ ንጥዑም ጨና እዩ። ኩሉ ስብሒ ናይ ኣግዚኣብሄር እዩ።
17
እዚ ኣብ ኩሉ እትነብርዎ ንውሉድ ወለዶኹም ሕጊ ዘለኣለም ይኹን፡ ስብሒ ዘበልን ደም ዘበልን ኣይትብልዑ።
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 4 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27