bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
2 Chronicles 22
2 Chronicles 22
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 21
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 23 →
1
ኣብ ክንዳኡ ድማ እቶም ደቂ የሩሳሌም ነቲ ንእሽቶ ወዱ ኣሓዝያ ኣንገስዎ። እዚ ኸኣ ንዂሎም እቶም ዓበይቲ እቲ ምስ ዓረባውያን ናብቲ ሰፈር ዝመጸ ጭፍራ ስለ ዝቐተሎም እዩ። ከምዚ ኢሉ ኣሓዝያ፡ ወዲ ዮራም ንጉስ ይሁዳ፡ ነገሰ።
2
ኣሓዝያ ኺነግስ ከሎ ወዲ ኣርብዓን ክልተን ዓመት ነበረ፡ ኣብ የሩሳሌም ድማ ሓንቲ ዓመት ገዝኤ። ስም ኣዲኡ ኸኣ ዓታልያ እዩ፡ ንሳ ጓል ዖምሪ እያ።
3
ኣዲኡ ረሲእነት ንምግባር መኻሪቱ ነበረት እሞ፡ ንሱ ድማ ብመገዲ ቤት ኣከኣብ ከደ።
4
ድሕሪ ሞት ኣቦኡ ንሳቶም እዮም ንጥፍኣቱ መኸርቱ ዝነበሩ እሞ፡ ንሱ ኸኣ፡ ከም ቤት ኣከኣብ፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክፉእ ገበረ።
5
በቲ ምኽሮም ከይዱ ድማ ምስ ዮርም ወዲ ኣከኣብ፡ ንጉስ እስራኤል፡ ንሃዛኤል ንጉስ ሶርያ ኣብ ራሞት ጊልዓድ ኪዋግኦ ኸደ። እቶም ሶርያውያን ግና ንዮራም ወግእዎ።
6
ሽዑ እቲ ምስ ሓዛኤል ንጉስ ሶርያ ኺዋጋእ ከሎ፡ ነቲ ኣብ ራማ ዝወግእዎ ቚስሉ ኣብ ይዝርኤል ኪፍወሳ ተመልሰ። ኣዛርያ ወዲ ዮኡራም ንጉስ ይሁዳ፡ ድማ ንዮራም ወዲ ኣከኣብ፡ ንሱ ሐሚሙ ነበረ እሞ፡ ኣብ ይዝርኤል ኪርእዮ ወረደ።
7
ግናኸ እቲ ኣሓዝያ ናብ ዮራም ምምጻኡ ንጥፍኣቱ ኻብ ኣምላኽ እሮኡ ዝነበረ። ናብኡ ምስ መጸ፡ ነቲ ንቤት ኣከኣብ ኬጽንታ ኢሉ እግዚኣብሄር ዝቐብኦ የሁ ወዲ ኒምሺ ኪቕበሎ ምስ ዮራም ወጸ።
8
ኰነ ኸኣ፡ የሁ ነቲ ቤት ኣከኣብ ፍርዲ ኼውርደላ ኸሎ፡ ነቶም ሓላቑ ይሁዳን ነቶም ንኣሓዝያ ዜገልግሉ ዝነበሩ ደቂ ኣሕዋቱ ንኣሓዝያን ረኸቦም እሞ ቀተሎም።
9
ንኣሓዝያ ኸኣ ደለዮ እሞ፡ ኣብ ሰማርያ ተሐብኡ ኸሎ፡ ሒዞም ናብ የሁ ኣምጽእዎ ቐተልዎ ኸኣ፡ ንሳቶምውን፡ ንሱስ ወዲ እቲ ብምሉእ ልቡ ንእግዚኣብሄር ዝደለዮ ዮሳፋጥ እዩ፡ ኢሎም ቀበርዎ። ድሕርዚ ኻብ ቤት ኣሓዝያ ነታ መንግስቲ ኺሕዛ ዝኸኣለ የልቦን።
10
ዓታልያ ኣደ ኣሓዝያ ድማ ወዳ ኸም ዝሞተ ብዝረኣየት፡ ተንሲኣ ንብዘሎ ዘርኢ ቤተ መንግስቲ ይሁዳ ኣጥፍኤት።
11
ግናኸ ንሆወብዓት ጓል ንጉስ፡ ንዮኣስ ወዲ ኣሓዝያ ወሲዳ ኻብ ማእከል እቶም እተቐትሉ ደቂ ንጉስ ሰረቐቶ፡ ንእኡ ምስ መጒዚቱ ኸኣ ናብ ሕልፍኚ ዓራ ኣእተወቶ። ከምኡ የሆወብዓት ጓል ንጉስ ዮራም፡ ሰበይቲ ኻህን ዮያዳ፡ ንሳ ሓብቲ ኣሓዝያ እያ፡ ካብ ቅድሚ ዓታልያ ሐብኣቶ እሞ፡ ዓታልያ ኣይቀተለቶን።
12
ንሱ ድማ ሹድሽተ ዓመት ምሳታቶም ኣብ ቤት ኣምላኽ ተሐብኤ። ዓታልያ ኸኣ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ነጊሳ ነበረት።
← Chapter 21
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 23 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36