bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
2 Chronicles 4
2 Chronicles 4
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 5 →
1
መሰውኢ ኸኣ ካብ ኣስራዚ ገበረ፡ ምንዋሑ ዕስራ እመት፡ ምግፋሑ ድማ ዕስራ እመት፡ ምብራኹውን ዓሰርተ እመት።
2
ናይ ፍሲ ባሕሪ ድማ ካብ ወሰን ክሳዕ ወሰን ዓሰርተ እመት ዝምግፋሑ ብዙርያኡ ኸቢብ ገይሩ ሰርሔ፡ ቊመቱውን ሓሙሽተ እመት ነበረ። ብዘሎ እቲ ዙርያኡ ድማ ስፍራ ብሰላሳ እመት ዝምንዋሑ ገመድ ነበረ።
3
ብታሕቲ ኸኣ ብዘሎ ዙርያኡ፡ ነቲ ባሕሪ ብዘሎ ዙርያኡ ዝኸበብዎ ምስሊ ኣብዑር ነበርዎ፡ በብእመት ዓሰርተ። እቶም ኣብዑር ኣብ ክልተ መስርዕ ኰይኖም፡ ምስቲ ባሕሪ ብሓንሳእ ዝፈሰሱ እዮም።
4
ኣብ ልዕሊ ዓሰርተው ክልተ ብዕራይ ተነብረ፡ ሰለስተ ንሰሜን ገጾም፡ ሰለስተ ኸኣ ንምዕራብ ገጾም፡ ሰለስተውን ንደቡብ ገጾም፡ እቶም ሰለስተ ኸኣ ንምብራቕ ገጾም ነበሩ። እቲ ናይ ኲሎም ድሕሪት ከኣ ናብ ውሽጢ ኣቢሉ ነበረ።
5
ምርጓዱ ድማ ስድሪ ነበረ፡ ወሰኑ ኸኣ ከም ስራሕ ወሰን ጽዋእ፡ ከም ዝዐምበበ ሹሻን ነበረ። ሰለስተ ሽሕ ባት ኣእትዩ ይሕዝ ነበረ።
6
ብእኡ ምእንቲ ኪሐጽቡ ድማ፡ ዓሰርተ ገበራ ሰርሔ፡ ሓሙሽተ ኣብ የማን፡ ሓሙሽተ ኸኣ ኣብ ጸጋም ኣንበረ። ነቲ ንዚሐርር መስዋእቲ ዚኸውን ነገር ኣብኡ ይሐጽቡ ነበሩ። እቲ ባሕሪ ግና እቶም ካህናት ዚሕጸቡሉ ዝነበረ እዩ።
7
ድማ ካብ ወርቂ ነቲ ዓሰርተ ቐዋሚ ቐንዴል ከምቲ ብዛዕባኡ እተአዘዘ ገበረ፡ ኣብቲ መቕደስ ከኣ ሓሙሽተ ብየማን፡ ሓሙሽተ ብጸጋም ገይሩ ኣንበሮም።
8
ዓሰርተ ሰደቓ ድማ ገበረ፡ ኣብቲ መቕደስ ከኣ ሓሙሽተ ብየማን፡ ሓሙሽተ ብጸጋም ገይሩ ኣቘሞ። ማእቲ ጭሔሎ ወርቂውን ገበረ።
9
ድማ ነቲ ኣጸድ ካህናትን ነቲ ገፊሕ ኣጸድን ነቲ ኣጸድ ከኣ መዓጹን ገበረ፡ ነቲ መዓጹኦምውን በስራዚ ለበጦ።
10
ነቲ ባሕሪ ድማ ንምብራቕ ደቡብ ብዜብል የማናይ ወገን እቲ ቤት ኣንበሮ።
11
ሑራም ከኣ ድስትታትን መጽሓሪታትን ጭሔሎታትን ገበረ። ሑራም ድማ ነቲ ንንጉስ ሰሎሞን ንቤት ኣምላኽ ዝሰርሓሉ ዕዮ ፈጸሞ።
12
ነቲ ኽልተ ዓንድን ነቲ ጒልላትን ነቲ ኣብ ርእሲ ኣዕኑድ ዝነበረ ኽልተ ኸበብትን ነቲ ኣብ ርእሲ ኣዕኑድ ዝነበረ ናይ ከበብቲ ጒልላት ዚኸድን ክልተ ዓይነ ርግብን
13
ናይ ክልተ ዓይነ ርግቢ ኣርባዕተ ሚእቲ ሮማን ከኣ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኣዕኑድ ዝነበረ ኸበብቲ፡ ነቲ ጒልላቱ ዚኸድን ነንሓደ ዓይነ ርግቢ ክልተ መስርዕ ሮማን፡
14
ነቲ መቐመጥታት ከኣ ገበረ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ መቐመጥታውን ነቲ ገበራታት ገበሮ።
15
ነቲ ሓደ ባሕርን ነቶም ኣብ ትሕቲኡ ዘለዉ ዓሰርተው ክልተ ብዕራይን፡
16
ነቲ ድስትታትን መጽሓሪታትን ሸኳታትን ንዂሉ ኣቓሑኡን ድማ ሑራም ኣቢ ንንጉስ ሰሎሞን ንቤት እግዚኣብሄር ካብ ዜንጸባርቕ ኣስራዚ ገበሮ።
17
እቲ ንጉስ ኣብ ጐልጐል ዮርዳኖስ፡ ኣብ መንጐ ሱኰትን ጻሬዳን፡ ኣብ መሬት ጥዑም ኣፍሰሶ።
18
ሚዛን እቲ ኣስራዚ ኺምርመር ክሳዕ ዘይከኣል፡ ሰሎሞን ንዂሉ እዚ ኣቓሑ እዚ ኣዝዩ ኣብዝሖ።
19
ሰሎሞን ከኣ ኣብ ቤት ኣምላኽ ዝነበረ ዂሉ ኣቓሑ፡ ነቲ ናይ ወርቂ መሰውእን ነቲ እንጌራ ምርኣይ ኣብ ልዕሊኡ ዚነበሮ ሰደቓታትን ገበሮ።
20
ከም ስርዓቱ፡ ኣብ ቅድሚ ቤት ራእይ ኪበርሃስ፡ ነተን ካብ ጽሩይ ወርቂ እተገብራ ቐወምቲ ቐነዲል መምስ ቀንዴለን።
21
ናይ ወርቂ፡ ንሱ ኸኣ ፍጹም ወርቂ፡ ዕምባባታትን ቀልዒ ቐነዲልን መሳቐዪታትን፡
22
ናይ ጽሩይ ወርቂ ኻራታትን ጭሔሎታትን ማንካታትን ጽንሃታትን ድማ ገበረ። ብዛዕባ ደገ እቲ ቤት ከኣ፡ ናይቲ ውሽጣዊኡ ናይ ቅድስተ ቅዱሳን መዓጹን ናይ ቤተ መቕደስ መዓጹን ካብ ወርቂ ነበረ።
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 5 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36