bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Ezekiel 3
Ezekiel 3
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 4 →
1
ንሱ ኸዓ፥ “ኣታ ወዲ ሰብ፥ ዝረኸብካዮ ብላዕ፤ ነታ መፅሓፍ ብልዓያ፤ ኬድኻ ድማ ንቤት እስራኤል ተዛረቦም” በለኒ።
2
ሽዑ ኣፈይ ከፈትኩ፤ ንሱውን ነታ መፅሓፍ ኣዀለሰኒ፤
3
ንሱ ኸዓ “ኣታ ወዲ ሰብ፥ ከብድኻ ኣፅግብ፥ ንውሽጢ ኸብድኻውን በዛ ዝህበካ መፅሓፍ ምልኣዮ” በለኒ፤ ሽዑ በላዕኽዋ፤ ኣብ ኣፈይውን ከም መዓር ጠዐመት።
4
በለኒ ኸዓ፥ “ኣታ ወዲ ሰብ፥ ናብ ቤት እስራኤል ኪድ፤ ቃላተይ ድማ ተዛረቦም።
5
ናብ ቤት እስራኤል እምበር፥ ናብ ሓደ ቛንቋኡ ዘይስትውዓል፥ ዘረባኡ ዘይፍለጥ ህዝቢ፥ ናብ ቃላቶም ዘይትርድኦ ህዝብታት ኣይተልኣኽካን፤ ብርግፅ ናብኣቶም ሰዲደካ እንተ ዝኸውንስ፥ ምሰምዑኻ ነይሮም።
7
ግናኸ ዅሉ ቤት እስራኤል፥ ግምባሮም ተሪር፥ ልቦም ሓራን እዩ እሞ፥ ቤት እስራኤል ክሰምዑኒ ዘይፈትዉ ስለ ዝኾኑ፥ ንኣኻውን ኣይሰምዑኻን እዮም።
8
እንሆ፥ ንገፅካ ኣንፃር ገፆም፥ ንግምባርካውን ኣንፃር ግምባሮም ኣትሪረዮ እየ።
9
ንግምባርካ ኣልማዝ፥ ካብ ብላድ እምኒ ኸም ዝብርትዕ ገይረዮ እየ፤ ዓማፂት ቤት እዮም እሞ፥ ኣይትፍርሓዮም፤ ኣብ ቅድሚኣቶም ከዓ ኣይትደንግፅ።”
10
መሊሱውን በለኒ፤ “ኣታ ወዲ ሰብ፥ ንዅሉ እቲ ዝነግረካ ቓላት ኣብ ልብኻ ዕቘሮ፤ በእዛንካ ድማ ስምዓዮ።
11
ናብቶም ምሩኻት፥ ናብ ደቂ ህዝብኻ ኺድ እሞ፥ እንተ ሰምዑ ወይ እንተ ኣበዩ፥ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዙይ ይብል፥ ኢልካ ንገሮምን በሎምን።”
12
እቲ መንፈስ ከዓ ኣልዓለኒ፤ ብድሕረይ ድማ፥ “ክብሪ እግዚኣብሄር ኣብቲ ቦታኡ ይባረኽ” ዝብል ብርቱዕ ድምፂ ምንቅጥቃጥ ሰማዕኹ።
13
ኣነ ኸዓ ህማም እቲ ንስንሳቱ ዝጋጮ ዝነበረ ኣኽናፍ እቶም እንስሳን፥ ድምፂ እቲ ኣብ ጥቓኦም ዝነበረ መንኰራዅርን፥ ድምፂ እቲ ዓብዪ ምንቅጥቃጥን ሰማዕኹ።
14
እቲ መንፈስ ከዓ ኣልዒሉ ወሰደኒ፤ ኣነውን ብምረት፥ መንፈሰይ ተቘጢዑ ኸድኩ፤ ኢድ እግዚኣብሄር ድማ ኣብ ልዕለይ በርቲዓ ነበረት።
15
ናብቶም ኣብ ጥቓ ሩባ ኮቦር፥ ኣብ ቴል ኣቢብ ዝነበሩ ምሩኻት ከዓ መፃእኹ። ኣብኡውን እናስቈርቈርኩ፥ ሸውዓተ መዓልቲ ኣብ ማእኸሎም ተቐመጥኩ።
16
ኮነ ድማ፥ ኣብ መወዳእታ ሸውዓተ መዓልቲ፥ ከምዙይ ዝብል ቃል እግዚኣብሄር ናባይ መፀ፦
17
“ኣታ ወዲ ሰብ፥ ኣብ ቤት እስራኤል ሓላዊ ገይረካ ኣለኹ። ካብ ኣፈይ ቃል ስማዕ እሞ፥ ክንዳይ ኴንካ ኣጠንቅቆም።
18
ኣነ ነቲ ሓጢኣተኛ፥ ሞት ክትመውት ኢኻ፥ ምስ በልክዎ፥ እንተ ዘየጠንቀቕካዮ፥ ካብ መንገዲ ሓጢኣቱ ተመሊሱ ነፍሱ ኽትድሕን፥ እንተ ዘይተዛረብካዮን እንተ ዘየጠንቀቕካዮን፥ እቲ ሓጢኣተኛ ብሓጢኣቱ ኽመውት እዩ፤ ደሙ ግና ኻብ ኢድካ ኽደልዮ እየ።
19
ግናኸ ነቲ ሓጢኣተኛ እንተ ኣጠንቀቕካዮ፥ ንሱ ኸዓ ኻብ ሓጢኣቱን ካብ መንገዲ ሓጢኣቱን እንተ ዘይተመለሰ፥ ንሱ ብሓጢኣቱ ኽመውት እዩ፤ ንስኻ ግና ነፍስኻ ኣድሓንካ።
20
“ፃድቕ ካብ ፅድቁ ተመሊሱ ሓጢኣት እንተ ገበረ፥ መዐንቀፊ ኣብ ቅድሚኡ እንተ ኣንበርኩሉ ኽመውት እዩ፤ ስለ ዘየጠንቀቕካዮ ብሓጢኣቱ ኽመውት፥ እቲ ዝገበሮ ፅድቂ ድማ ኣይዝከርን እዩ፤ ደሙ ግና ኻብ ኢድካ ኽደልዮ እየ።
21
ንስኻ ግና፥ እቲ ፃድቕ ሓጢኣት ከይገብር እንተ ኣጠንቀቕካዮ፥ ንሱ ብሓቂ ብህይወት ክነብር እዩ፤ ንስኻውን ነፍስኻ ተድሕን።”
22
ኣብኡውን ኢድ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕለይ ነበረት፤ “ተስእ ናብ ጐልጐል ውፃእ፤ ኣብኡ ምሳኻ ኽዛረብ እየ” በለኒ።
23
ሽዑ ተሲአ ናብ ጐልጐል ወፃእኹ፤ እንሆ ኸዓ፥ ክብሪ እግዚኣብሄር፥ ከምቲ ኣብ ሩባ ኮቦር ዝረአኽዎ ኽብሪ፥ ኣብኡ ቖይሙ ነበረ፤ ብገፀይውን ወደቕኩ።
24
እቲ መንፈስ ከዓ ኣተወኒ፤ ብእግረይ ድማ ደው ኣበለኒ እሞ፥ “ኪድ ኣብ ቤትካ ተዓፆ” ኢሉ ተዛረበኒ።
25
“ኣታ ወዲ ሰብ፥ እንሆ፥ መእሰሪ ኽገብሩልካን ክኣስሩኻን እዮም፤ ካብ ማእኸሎም ድማ ኣይትወፅእን ኢኻ።
26
ንሳቶም ዓማፂት ቤት እዮም እሞ፥ ምእንቲ ኽትዕበስን፥ ዘላፊኦም ከይትኸውንስ፥ ልሳንካ ኣብ ታሕናግካ ኸጣብቕ እየ።
27
እንትዛረበካ ግና፥ ንኣፍካ ክኸፍቶ እየ፤ ንስኻውን፥ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዙይ ይብል ኣሎ፥ ክትብሎም ኢኻ፤ ዓማፂት ቤት እዮም እሞ፥ ዝሰምዕ ይስማዕ፤ ዝኣቢውን ይእበ።”
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 4 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48