bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Ezekiel 4
Ezekiel 4
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 5 →
1
“ኣታ ወዲ ሰብ፥ ጡብ ውሰድ፤ ኣብ ቅድሜኻ ኸዓ ኣንብሮ እሞ፥ ከተማ ኢየሩሳሌም ሰኣለሉ።
2
ክቢ ኽበባ፤ ኣብ ልዕሊኣ ግንቢ ስራሕ፤ ዕርዲ ዓርዳ፤ ሓመድ ደልድለላ፤ ሰፈር ኣቑመላ፤ ብዅሉ ዙርያኣ ድማ ዘፍርስ ጕንዲ ግበር።
3
ንስኻ ኸዓ መቚሎ ሓፂን ወሲድካ፥ ኣብ መንጎኻን ኣብ መንጎ እታ ኸተማን፥ ከም መንደቕ ሓፂን ጌርካ ኣንብሮ፤ ገፅካ ናብኣ ኣቢልካ ኣቕንዕ፤ ክብብቲ ትኹን፤ ክበባውን፤ እዙይ ንቤት እስራኤል ምልክት ይኹን።
4
“ደሓር ብፀጋማይ ጐንኻ ደቅስ፤ ኣብኡውን ንሓጢኣት ቤት እስራኤል ኣንብሮ፤ ክንዲ ቝፅሪ እተን ዝደቀስካለን መዓልቲታት ከዓ ሓጢኣቶም ክትፀውር ኢኻ።
5
ኣነ ድማ ንዓመታት ሓጢኣቶም ብቚፅሪ መዓልቲታት፥ ሰለስተ ሚእትን ተስዓን መዓልቲ፥ ገይረልካ ኣለኹ፤ ንስኻውን ሓጢኣት ቤት እስራኤል ክትፀውር ኢኻ።
6
እዙይ ምስ ኣእኸልካ ኸዓ፥ ከም ብሓድሽ ብየማናይ ጐንኻ ኽትድቅስ ኢኻ፤ ነርብዓ መዓልቲ እውን ሓጢኣት ቤት ይሁዳ ኽትፀውር ኢኻ፤ ሓንቲ መዓልቲ ኽንዲ ዓመት ገይረልካ ኣለኹ።
7
“ገፅካን እቲ ጥራሑ ዘሎ ቕልፅምካን ናብታ ኽብብቲ ኢየሩሳሌም ኣቕንዕ እሞ ተነበየላ።
8
እንሆ፥ ብገመድ ቀጥ ኣቢልካ፥ ነተን መዓልቲታት ምኽባብካ እንተየእኸልካየን ከዓ፥ ካብ ሓደ ጐንኻ ናብቲ ሓደ ጐንኻ ኣይትግልበጥን ኢኻ።
9
“ንስኻ ስርናይን ስገምን ዓተርን ዓተር ባሕሪን ብርስንን ዓረስን ውሰድ፤ ኣብ ሓደ ኣቕሓ ግበሮ እሞ፥ እንጀራ ሰንክት፤ ብቚፅሪ እተን ብሓደ ጐንኻ እትድቅሰለን መዓልቲታት፥ ሰለስተ ሚእትን ተስዓን መዓልቲ፥ ክትበልዕ ኢኻ።
10
እቲ እትበልዖ ምግቢ ነንመዓልቲ ብሚዛን ዕስራ ሰቕሊ ይኹን። በብጊዜኡ ኽትበልዖ ኢኻ።
11
ማይውን ብመስፈሪ፥ ሻድሸይቲ ኣፍ ኢን፥ ክትሰቲ ኢኻ። በብጊዜኡ ኽትሰትዮ ኢኻ።
12
ኣብ ቅድሚኣቶም ብዅስሒ ሰብ ኣብሲልካ፥ ኣብኡ ኸም ቅጫ ስገም ክትበልዖ ኢኻ።”
13
እግዚኣብሄር ከዓ “ኣነ ንደቂ እስራኤል፥ ኣብ ማእኸል እቶም ኣነ ናብኣቶም ፋሕ ዘብሎም ህዝብታት ኮይኖም፥ ከምኡ ርኹስ እንጀራኦም ክበልዑ እዮም” በለ።
14
ሽዑ ኣነ፥ “ወዮ፥ ኣታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፥ እንሆ፥ ነፍሰይ ከቶ ኣይረኸሰትን፤ ካብ ንእስነተይ ጀሚረ ኽሳዕ ሎሚ ዝሐለቐን ኣራዊት ዝቐተሎን ኣይበላዕኹን፤ ርኹስ ስጋ ድማ ኣብ ኣፈይ ከቶ ኣይኣተወን” በልኩ።
15
ንሱ ኸዓ፥ “እንሆ፥ ክንዲ ብዅስሒ ሰብ፥ ዒባ ኸፍቲ እህበካ ኣለኹ፤ ብእኡ ጌርካ እንጀራኻ ኽተብስል ኢኻ” በለኒ።
16
መሊሱውን “ኣታ ወዲ ሰብ፥ እንሆ ኣብ ኢየሩሳሌም ንምርኩስ እንጀራ ኽሰብሮ እየ፤ እንጀራን ማይን ክስእኑ እዮም እሞ፥ ንእንጀራ ብሚዛንን ብፍርሕን ክበልዕዎ፥ ንማይ ከዓ ብመስፈሪን ብድንጋፀን ክሰትይዎ እዮም፤ እቲ ሓደ ምስቲ ሓደ ኾይኖም ክትክዙ፥ ብሰንኪ ሓጢኣቶምውን ክጠፍኡ እዮም” በለኒ።
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 5 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48