bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Ezekiel 41
Ezekiel 41
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 40
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 42 →
1
ናብታ መቕደስ ድማ ኣእተወኒ፤ ነቲ ዓምዲ እቲ መንደቕውን ኣመቶ፤ እቲ ወርዱ ኸዓ ኸም ወርዲ እታ ድንኳን፥ ሽዱሽተ እመት በዙይ፥ ሽዱሽተ እመት ከዓ በቱይ ኮነ።
2
ወርዲ እታ ኣፍ ደገ ኸዓ ዓሰርተ እመት ነበረ፤ መእተዊ እታ ኣፍ ደገ ድማ ሓሙሽተ እመት በዙይ፥ ሓሙሽተ እመት ከዓ በቱይ ነበረ፤ ምንዋሓ ኣርብዓ እመት፥ ወርዳውን ዕስራ እመት ኣመቶ።
3
ድሕሪዙይ ናብ ውሽጢ ኣተወ እሞ፥ ንመንደቕ እታ ኣፍ ደገ ኽልተ እመት፥ ነታ ኣፍ ደገ ኸዓ ሽዱሽተ እመት፥ ወርዲ እታ ኣፍ ደገውን ሸውዓተ እመት ኣመቶ።
4
ነቲ ቕድሚ መቕደስ፥ ምንዋሑ ዕስራ እመት፥ ወርዱ ኸዓ ዕስራ እመት ኣመቶ፤ “እዚኣ እታ ቅድስተ ቅዱሳን እያ” ኸዓ በለኒ።
5
ድሕሪዙይ መንደቕ እታ ቤት፥ ሽዱሽተ እመት ኣመተ፤ ኣብ ዙርያ እታ ቤት ብዅሉ ወገና ዘለዋ ኽፍልታት ኣባይቲ ኸዓ፥ ወርደን ኣረርባዕተ እመት ኣመቶ።
6
እተን ብጐና ዝነበራ ኽፍልታት ኣባይቲ፥ ሓደ ኣብ ልዕሊ እቲ ሓደ፥ ሰለስተ ደብሪ ዘለወን ሰላሳ እየን፤ ኣብ መንደቕ እታ ቤት ከይተፀግዓስ፥ ኣብቲ ኣብ ዙርያ ኽፍልታት ኣባይቲ ዘሎ መንደቕ እታ ቤት ክፅግዓ፥ ኣብኡ ተጋጢመን ነበራ።
7
ኣብ ዙርያ እታ ቤት ካብ ደብሪ ናብ ደብሪ ዝዘውር መደያይቦ ነበረ እሞ፥ እቲ ኽፍልታት ኣባይቲ ብዙርያ ንላዕሊ ኣቢሉ ብዝወፀሉ መጠን፥ እናገፍሐ እዩ ዝኸይድ፤ ስለዙይ ምግፋሕ እታ ቤት፥ ናብ ላዕሊ ኣቢሉ እዩ ዝርኢ፤ ከምኡውን ካብ ታሕቲ ንላዕሊ፥ ብማእኸላይ ኣቢሉ መደየቢ ነበራ።
8
ኣነ ኸዓ ነታ ቤት ብዙርያኣ ልዕል ዝበለ መሰረት ከም ዘለዋ ረአኹ፤ እቲ መሰረት እተን ብጐኒ ዝነበራ ኽፍልታት ኣባይቲ ድማ፥ በታ ዘንጊ ሽዱሽተ እመት ልክዕ ነበረ።
9
እተን ብጐኒ ዘለዋ ኽፍልታት ኣባይቲ እተሃንፃሉ መንደቕ፥ ወርዱ ብወፃኢ ሓሙሽተ እመት ነበረ፤ ኣብ መንጎ እተን ብጐኒ ዝነበራ ኽፍልታት ኣባይቲ ኸዓ፥ ጥራሑ ዝነብር ቦታታት ኣሎ።
10
ኣብ መንጎ እተን ክፍልታት ኣባይቲ ድማ፥ ብዙርያ እታ ቤት ዐዕስራ እመት ነበረ።
11
ደገታት እተን ብጐኒ ዘለዋ ኽፍልታት ኣባይቲ ኸዓ፥ ናብቲ ጥራሑ ዝነብር ቦታታት፥ ሓንቲ ደገ ንሰሜን፥ ሓንቲ ኸዓ ንደቡብ ኣቢለን ነበራ፤ እቲ ጥራሑ ዘሎ ቦታ ኸዓ፥ ብዙርያኡ ወርዱ ሓሓሙሽተ እመት ነበረ።
12
እቲ ኣብ ቅድሚ እቲ ጥራሑ ዘሎ ሕዳግ እተሃንፀ ንምዕራብ ወገኑ ወርዱ ሰብዓ እመት ነበረ፤ ናይቲ እተሃንፀ መእተዊ መንደቕ፥ ብዙርያኡ ሓሙሽተ እመት ነበረ፤ ምንዋሑ ኸዓ ተስዓ እመት ነበረ።
13
ነታ ቤት ድማ ኣመታ፥ ምንዋሓ ሚእቲ እመት ኮነት፤ እቲ ጥራሑ ዘሎ ቦታን፥ እቲ ህኑፅን መንደቑን ከዓ፥ ምንዋሑ ሚእቲ እመት ኮነ።
14
ቅድሚት እታ ቤት ምስ ናይ እቲ ናብ ምብራቕ ኣቢሉ ዘሎ ፍሉይ ቦታ፥ ወርዱ ሚእቲ እመት ነበረ።
15
ንሱ ኸዓ ነቲ ኣብ ቅድሚት እቲ ፍሉይ ዝኾነ ቦታ፥ ክሳዕ እቲ ብወገን ድሕሪት ዘሎ ህንፃን፥ ነቲ በዙይን በቱይን ዘሎ መተሓላለፊኡን ኣመቶ፤ ምንዋሑ ድማ ሚእቲ እመት ኮነ። እታ ውሽጣዊት መቕደስን እቲ ገበላታት እቲ ዓፀድን፥ ናብ ቤተ መቕደስ እተእቱ ኽፍሊ፥ መቕደስ፥ ቅድስተ ቅዱሳን፥
16
መድረኻትን እቲ ብሽቦ እተሰርሐ መሳዅትን፥ እቲ ኣብ ዙርያ እተን ሰለስተ ደብርታት ዘሎ መተሓላለፍን፥ ኣንፃር እቲ ልዳት፥ ካብ ምድሪ ጀሚሩ ኽሳዕ እቲ መሳዅቲ ድማ ኽዱን ነበረ።
17
ካብ ልዕሊ እታ ደገ ኽሳዕ እታ ውሽጣዊት ቤት፥ ብወፃእን ብዅሉ ዙርያ እቲ መንደቕን ብኣታዊኡን ብወፃኢኡን ልክዕ እዩ።
18
ኪሩቤልን ስየን ተቐሪፅዎ ነበረ፤ ኣብ መንጎ ኪሩቤልን፥ ኪሩቤልን ከዓ ሓንቲ ስየ ነበረት፤ ነፍሲ ወከፍ ኪሩቤል ከዓ ኸክልተ ገፅ ነበሮ።
19
ነታ ስየ፥ ናብቲ ሓደ ወገና ገፅ ሰብ፥ ናብቲ ኻልእ ወገና ኸዓ ገፅ ኣንበሳ ነበራ፤ ንብዘላ እታ ቤት ብዅሉ ዙርያኣ ኸምኡ ተገይርዋ ነበረ።
20
ካብ ምድሪ ሒዙ ኽሳዕ እቲ ልዕሊ ደጊኣ፥ ኪሩቤልን ስየን ተቐሪፅዎ ነበረ፤ እቲ መንደቕ እታ ቤተ መቕደስውን ከምኡ ነበረ።
21
ልዳውቲ እታ መቕደስ ኣርባዕተ መኣዝን ነበሩ፤ ገፅ እታ ቕድስቲ ቦታ ድማ ትርኢታ ኸምኡ ነበረ።
22
እቲ መሰውኢ ድማ ኻብ ሉሕ እተሰርሐ፥ ቁመቱ ሰለስተ እመት፥ ንውሓቱ ኸዓ ኽልተ እመት ነበረ፤ መኣዝኑን ግድግዳኡን ከዓ ሉሕ ነበረ፤ ንሱውን “እዚኣስ እታ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ዘላ ማእዲ እያ” በለኒ።
23
ነታ መቕደስን ቅድስቲ ቦታን፥ ክልተ ማዕፆ ኣለዋአን።
24
ነፍሲ ወከፍ ማዕፆ ድማ፥ ክልተ መቃን፥ ኣብ ከክልተ ዝዕፀፉ መቃን ነታ ኻልአይቲ ኸዓ ኽልተ መቃን ኣለዋአን።
25
ከምቲ ኣብ መንደቕ ዘሎ፥ ኣብተን ደገታት መቕደስ ከዓ፥ ኪሩቤልን ስየን ተቐሪፅወን ነበረ፤ ኣብ ወፃኢ እቲ ገፅ ገበላ ኸዓ፥ ካብ ረጕድ ኦም እተገብረ ናሕሲ ኣሎ።
26
ኣብ ጐኒታት እታ ገበላ ኸዓ በዙይን በቱይን ዓይኒ ርግቢ ዘለወን መሳዅትን ስየን ነበረ፤ እተን ብጐኒ ዝነበራ ኽፍልታት ኣባይቲ እቲ ህንፃን እቲ ናይ ናሕሲ ዕንፀይትን ከዓ ኸምኡ ነበረ።
← Chapter 40
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 42 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48