bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Proverbs 2
Proverbs 2
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 3 →
1
ወደይ፥ ንቓለይ እንተ ተቐበልካዮ፥ ንትእዛዛተይ ከዓ ተጠንቂቕካ እንተ ሓዝካየን፥
2
እዝንኻ ናብ ጥበብ እንተ ኣቕለብካ፥ ልብኻ ናብ ምስትውዓል እንተ መለስካ፥
3
እወ፥ ኣእምሮ ኽትረክብ፥ ምስትውዓልውን ክወሃበካ እንተ ተማህለልካ፥
4
ንጥበብ ከም ንብሩር ጌርካ እንተ ደሊኻያ፥ ከም ንሕቡእ መዝገብ ጌርካውን እንተ ኣሊሽካያ፥
5
ሽዑ ንእግዚኣብሄር ምፍራሕ ክትፈልጥ ኢኻ፤ ንፍልጠት ኣምላኽ ከዓ ኽትረኽቦ ኢኻ።
6
ጥበብ ዝህብ እግዚኣብሄር እዩሞ፥ ፍልጠትን ምስትውዓልንውን ካብ ኣፉ ይወፅእ።
7
ንሱ ንቕኑዓት ድሕነት ይእክበሎም፤ ብዘይ ነውሪ ንዝኸዱ ኸዓ ዋልታኦም ይኸውን።
8
መንገዲ ፍትሒ ይሕሉ፤ መንገዲ ቕዱሳንውን የፅንዕ።
9
ሽዑ ፅድቅን ፍርድን ቅንዕናን ኵሉ ሰናይ መንገድን ክትፈልጥ ኢኻ።
10
ጥበብ ናብ ልብኻ ኽትኣቱ እያ፤ ፍልጠትካውን ንነፍስኻ ኽተሐጕሳ እያ።
11
ምኽሪ ኽትሕልወካ፥ ምስትውዓል ድማ ኸተዕቝበካ እያ።
12
ካብ ኽፉእ መንገዲ፥ ካብቶም ቀይናን ዝዛረቡ ሰባት ድማ ኽተናግፈካ እያ።
13
ንሳቶም ንመንገዲ ቕንዕና ሓዲጎም፥ ብመንገዲ ፀልማት ይኸዱ፤
14
ክፉእ ብምግባር ይሕጐሱ፤ ብቐይናን ነገርውን ደስ ይብሎም፤
15
ንሳቶም መንገዶም ዝጠዋውዩ፥ ኣካይዳኦም ድማ ዘቐይንኑ እዮም።
16
ወደይ፥ ካብታ ንሰብኣይ ንእስነታ ዝሓደገት፥ ነቲ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዝኣተወቶ ኪዳን ዝረስዐት ዘማዊት ሰበይትን፥ ካብታ ልዙብ ዝቓላ ኣመንዝራን ከተናግፈካ እያ።
18
ቤታ ናብ ሞት፥ መንገዳ ኸዓ ናብ ምዉታት ዘውርድ እዩ።
19
ካብቶም ናብኣ ዝኣትዉ ሓደ እኳ ዝምለስ የለን፤ ንመንገዲ ህይወትውን ኣይረኽብዋን እዮም።
20
ንስኻ ግና ናይቶም ሰናይ ዝገብሩ ሰባት ኣብነት ተኸተል፤ ንመንገዲ ፃድቃንውን ሓልዋ።
21
እቶም ቅኑዓት ኣብ ምድሪ እዮም ዝነብሩ፥ እቶም ፍፁማት ከዓ ኣብኣ እዮም ዝተርፉ።
22
ሓጢኣተኛታት ግና ኻብ ምድሪ ይጠፍኡ፤ ዓመፀኛታትውን ካብኣ ይንቀሉ።
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 3 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31