bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Proverbs 9
Proverbs 9
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 8
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 10 →
1
ጥበብ ቤታ ሓነፀት፤ ሸውዓተ ኣዕማድውን ኣቖመትሉ።
2
ሰባብሕታ ሓረደት፤ ወይና ፀመቘት፤ ማእዳውን ኣሰናደወት።
3
ኣገልገልታ ናብቲ የመና ዝበረኸ ስፍራ ኸተማ ለኣኸት፤ ከምዙይ ኢላ ድማ ፀውዐት፦
4
“ዘይለበመ እንተ ሃልዩ ናብዙይ ይምፃእ።” ኣእምሮ ንዝጐደሎም ከምዙይ በለት፦
5
ንዑ፥ እንጀራይ ብልዑ፤ ዝፀመቝኩዎ ወይነይ ስተዩ።
6
ብህይወት ክትነብሩስ ስንፍና ሕደጉ፤ ብመንገዲ ምስትውዓል ድማ ተመላለሱ።
7
ንመላገፂ ዝምዕድ ንባዕሉ ፀርፊ ይቕበል፤ ንኽፉእ ዝግስፅ ከዓ ውርደት ይመፆ።
8
ከይፀልአካስ፥ ንሰነፍ ኣይትገስፆ፤ ንለባም ገስፆ፥ ክፈትወካ እዩ።
9
ንጥበበኛ መሃሮ፥ ጥበብ ክውስኽ እዩ፤ ንፃድቕ መሃሮ፤ ፍልጠት ክውስኽ እዩ።
10
ናይ ጥበብ መጀመርታ ንእግዚኣብሄር ምፍራሕ እዩ፤ ነቲ ቕዱስ ምፍላጥውን ምስትውዓል እዩ።
11
ዕለታትካ ብኣይ እየን ዝበዝሓ፤ ዓመታት ዕድሜኻውን ክውሰኻልካ እየን።
12
ለባም እንተ ዄንካ፥ ንርእስኻ ትልብም፤ መላገፂ እንተ ዄንካ፥ በይንኻ ኢኻ እትሽከሞ።
13
ሰነፍ ሰበይቲ ሁከተኛ እያ፤ ሓሳብ የብላን፥ ሓደኳ ዘይትፈልጥ እያ፤
14
ንሳ ኣብ ደገ ቤታን፥ ኣብ በሪኽ ስፍራ ኸተማን፥ ኣብ መንበር ትቕመጥ።
15
ነቶም ኣቕኒዖም ዝኸዱ ሓለፍቲ መንገዲ ኸዓ፥ ከምዙይ ኢላ ትፅውዖም፦
16
“ኣቱም ዓያሹ፥ ንዑ እተዉ።” ነቲ ኣእምሮ ዘይብሉ ድማ፦
17
“ናይ ስርቂ ማይ ጥዑም እዩ፤ ዝተሓብአ እንጀራውን ደስ የብል እዩ” ትብሎ።
18
ንሱ ግና ምዉታት ኣብኡ ኸም ዘለዉ፥ ዕዱማታውን ኣብ መዓሙቕ ሲኦል ከም ዘለዉ ኣይፈልጥን እዩ።
← Chapter 8
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 10 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31