bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
2 Chronicles 3
2 Chronicles 3
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 4 →
1
ሰሎሞን ኣብ ኢየሩሳሌም፥ ኣብ እምባ ሞሪያ፥ ኣብታ እግዚኣብሄር ነቦኡ ዳዊት ዝተርአየላ፥ ዳዊት ከዓ ኣዳልዩ ዝመደባ ቦታ፥ ኣብ ዓውዲ ኦርና እቲ ኢያቡሳዊ ቤት እግዚኣብሄር ክሰርሕ ጀመረ።
2
ሰሎሞን ምስ ነገሰ ኣብ ራብዐይቲ ዓመቱ ብኻልአይቲ መዓልቲ ናይታ ኻልአይቲ ወርሒ ቤት እግዚኣብሄር ክሰርሕ ጀመረ።
3
እቲ ሰሎሞን ዝሰርሖ ቤት እግዚኣብሄር፥ ምንዋሑ ዕስራን ሸውዓተን ሜትር፥ ምግፋሑ ኸዓ ትሽዓተ ሜትር ነበረ።
4
እቲ ኣብ ቅድሚ እቲ ቤት ዝነበረ ገበላ ኸዓ፥ ምንዋሑ ኸም መጠን ምግፋሕ እቲ ቤት፥ ትሽዓተ ሜትር ነበረ። ቁመቱ ድማ ሓምሳን ኣርባዕተን ሜትር ነበረ። ነቲ ውሽጡ ኸዓ ብፅሩይ ወርቂ ለበጦ።
5
ነቲ ዓብዪ ቤተ መቕደስ ድማ ብሉሕ ፅሕዲ ኸደኖ፤ ንእኡውን ብፅሩይ ወርቂ ለበጦ፤ ኣብ ልዕሊኡ ኸዓ ምስሊ ስየታትን ሰንሰለታትን ስኢሉ ኣጌፆ።
6
ነቲ ቤተ መቕደስ ድማ ብኽቡር ኣእማንን ካብ ፈርዋይም ብዝመፀ ወርቅን ገይሩ ሸለሞ።
7
ነቲ ናይ ቤተ መቕደስ ሰረገላታትን ልዳውትን መናድቕን መዓፁን፥ ብወርቂ ለበጦ፤ ምስሊ ኪሩቤል ድማ ቐረፀሉ።
8
እታ ቕድስተ ቅዱሳን ከዓ ምንዋሓ ኸም ምግፋሕ እቲ ቤተ መቕደስ ትሽዓተ ሜትር፥ ምግፋሓ ድማ ትሽዓተ ሜትር ገይሩ ሰርሓ፤ ብዕስራ ሽሕ ኪሎ ግራም ዝኣክል ፅሩይ ወርቂ ኸዓ ለበጣ።
9
ሓሙሽተ ሚእትን ሰብዓን ግራም ወርቂ ዝወድአ ሽንካራት ከዓ ገበረ። ነተን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ኽፍልታት ድማ ብወርቂ ለበጠን።
10
ኣብታ ቕድስተ ቅዱሳን ከዓ እቶም ወቐርቲ፥ ምስሊ ኽልተ ኪሩቤል ገበሩ፤ ብወርቂ ድማ ለበጥዎም።
11
ምንዋሕ ሓደ ኽንፊ ናይ ሓደ ኪሩቤል ክልተ ሜትርን ዕስራ ሰንቲ ሜትርን ነበረ። ንኽንፊ ናይቲ ኻልኣይ ኪሩቤል ከዓ ይነክእ ነበረ። ሓደ ኽንፊ ናይቲ ኻልኣይ ኪሩቤል ድማ ኽልተ ሜትርን ዕስራ ሰንቲ ሜትርን ነበረ። ስለዙይ ናይ ክልቲኦም ኪሩቤል ኣኽናፍ ምንዋሑ ትሽዓተ ሜትር ነበረ። ካብ መንደቕ ናብ መንደቕ ከዓ ይበፅሕ ነበረ። በእጋሮም ደው ኢሎም ነበሩ፤ ገፆምውን ናብ ቤት ኣቢሉ ይርኢ ነበረ።
14
ብሰማያውን ሓምራውን ውፁእ ቀይሕ ሃርን ልሕፂ እንጣጢዕን መጋረጃ ገበረ፤ ምስሊ ኪሩቤል ከዓ ጠለፈሉ።
15
ኣብ ቅድሚ እቲ ቤተ መቕደስ ድማ፥ ዓዓሰርተ ሓሙሽተ ሜትርን ፈረቓን ዝቑመቱ፥ ክልተ ኣዕምዲ ሰርሐ። ኣብ ረርእሰን ከዓ ኸክልተ ሜትርን ዕስራ ሰንቲ ሜትርን ዝምንዋሑ ጕልላት ገበረለን።
16
ንጫፍ እቲ ጕልላት ከዓ ብሰንሰለትን ብሚእቲ ሮማንን ገይሩ ኣጌፆ።
17
ነተን ኣዕምዲ ድማ ኣብ ቅድሚ እቲ ቤተ መቕደስ፥ ንሓንቲ ብወገን የማን፥ ነታ ሓንቲ ኸዓ ብወገን ፀጋም ኣቖመን። ነታ የማነይቲ ዓምዲ ያቁም፥ ነታ ፀጋመይቲ ኸዓ በለዝ ኢሉ ስም ኣውፅአለን።
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 4 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36