bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
2 Chronicles 5
2 Chronicles 5
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 6 →
1
በዝ ኸምዙይ እቲ ሰሎሞን ንቤት እግዚኣብሄር ዝሰርሖ ዅሉ ስራሕ ተፈፀመ። ሰሎሞን ድማ እቲ ኣቦኡ ዳዊት ንእግዚኣብሄር ዘወፈዮ፥ ነቲ ብሩርን ወርቅን ንዅሉ ኣቑሑን ኣምፂኡ፥ ኣብ ውሽጢ ቤት እግዚኣብሄር ኣብ ዝነበረ ቤተ መዛግብቲ ኣንበሮ።
2
ሽዑ ሰሎሞን ንዓበይቲ እስራኤልን፥ ንዅሎም ኣሕሉቕ ነገዳትን እቶም ሹመኛታት ማይ ቤት ኣቦታት ደቂ እስራኤል፥ ንታቦት ቃል ኪዳን እግዚኣብሄር ካብ ከተማ ዳዊት፥ ካብ ፅዮን ከደይብዎ፥ ናብ ኢየሩሳሌም ኣከቦም።
3
ኵሎም ሰብ እስራኤል ድማ በቲ ኣብ ሻውዐይቲ ወርሒ ዝኸብር በዓል ናብ ንጉስ ተኣከቡ።
4
ኵሎም ዓበይቲ እስራኤል ምስ ተኣከቡ ኸዓ፥ እቶም ሌዋውያን ነቲ ታቦት ኣልዓልዎ።
5
እቶም ካህናትን ሌዋውያንን ከዓ፥ ነቲ ታቦትን ነቲ መራኸቢ ድንኳንን፥ ነቲ ኣብ ድንኳን ዝነበረ ዅሉ ንዋየ ቅድሳትን፥ ናብ ቤተ መቕደስ ኣእተውዎ።
6
ንጉስ ሰሎሞንን ኵሎም እቶም ኣብኡ ተኣኪቦም ዝነበሩ ደቂ እስራኤልን፥ ኣብ ቅድሚ እቲ ታቦት ኮይኖም፥ ካብ ምብዛሐን ዝተልዓለ ዘይቚፀራን ዘይግመታን ኣባጊዕን ከፍትን ሰውኡ።
7
እቶም ካህናት ከዓ ነቲ ታቦት ቃል ኪዳን እግዚኣብሄር ናብቲ ስፍራኡ፥ ናብቲ ቅድስተ ቅዱሳን ናብ ትሕቲ ኣኽናፍ ኪሩቤል ኣእተውዎ።
8
እቶም ኪሩቤል ኣኽናፎም ኣብ ልዕሊ ሰፈር እቲ ታቦት ዘርጊሖም ስለ ዝነበሩ ነቲ ታቦት ምስ መፃውራቱ ኻብ ላዕሊ ጋረድዎ።
9
እቲ መፃውራት ነዊሕ ስለ ዝነበረ፥ ጫፉ ኣብ ቅድሚ ቅድስተ ቅዱሳን ኣብ መቕደስ ኴንካ ይረአ ነበረ፤ ብወፃኢ ግና ኣይረአን ነበረ፤ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ድማ ኣብኡ ኣሎ።
10
ኣብ ውሽጢ እቲ ታቦት፥ ደቂ እስራኤል ካብ ምድሪ ግብፂ ምስ ወፁ፥ እግዚኣብሄር ምስኣቶም ቃል ኪዳን ኣብ ዝኣተወሉ ጊዜ፥ እንትርፊ እተን ሙሴ ኣብ ኮሬብ ዘቐመጠን ክልተ ፅላት ካልእ ኣይነበረን።
11
እቶም ኣብኡ ዝነበሩ ኻህናት ካብቲ ቅድስተ ቅዱሳን ወፁ። ኵሎም እቶም ኣብኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ኻህናት ከዓ ናይ ኣየንኡ ኽፍሊ ምዃኖም እንተይተፀበዩ ተቐዲሶም ነበሩ።
12
ኵሎም እቶም መዘምራን ዝነበሩ ሌዋውያን ከዓ፥ ኣሳፍ፥ ኤማን፥ ኤዶታም፥ ከምኡውን ደቆምን ኣሕዋቶምን ብፅሩይ ሃሪ ዝተኣልመ ኽዳን ለቢሶም፥ ፀናፅልን መሰንቆን በገናን እናወቕዑ፥ ነቲ መሰውኢ ብወገን ምብራቑ ደው ኢሎም ነበሩ። መለኸት ዝነፍሑ ሚእትን ዕስራን ካህናትውን ምስኣቶም ደው ኢሎም ነበሩ።
13
እቶም ነፋሕቲ መለኸትን መዘምራንን፥ ንእግዚኣብሄር ከመስግንዎን ክውድስዎን ድምፆም ብሓደ ኣስምዑ። ብመለኸትን ብፀናፅልን ብኻልእ ዓይነት መሳርሒ ሙዚቃን ተሰንዮም፥ “እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ፤ ምሕረቱ ኸዓ ንዘለኣለም እዩ” እናበሉ ድምፆም ዓው ኣቢሎም ንእግዚኣብሄር ኣመስገንዎ። ሽዑ ነቲ ቤት እግዚኣብሄር ደመና መልኦ።
14
ክብሪ እግዚኣብሄር ነቲ ቤት እግዚኣብሄር መሊእዎ ስለ ዝነበረ፥ እቶም ካህናት ብምኽንያት እቲ ደመና ደው ኢሎም ከገልግሉ ኣይከኣሉን።
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 6 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36