bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Job 14
Job 14
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 13
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 15 →
1
ሰብ፡ ውሉድ ሰበይቲ፡ ሓጺር ዕድመ፡ ጽጉብ ሓሳር እዩ።
2
ከም ዕንበባ ይዕንብብ፡ ይጽምሉ ኸኣ፡ ከም ጽላሎት ይሀድም፡ ኣይነብርን ድማ።
3
ኣብ ከምዚ ዝበለዶ ኣዒንትኻ ቛሕ ተብል ኣሎኻ? ክፍረድስ ናብ ቅድሜኻዶ ትጐተኒ ኣሎኻ?
4
ካብቲ ርኹስሲ ንጹህ ኬውጽእ ዚኽእልዶ ኣሎ? ሓደ እኳ የልቦን።
5
ዕድመ ሰብ ምዱብ፡ ኣዋርሑ ኣባኻ ቚሩጽ ካብ ኰነ፡ ዘይሐልፋ ደረትውን ካብ ወሰንካሉስ፡
6
ንሱ ኸም ብዓል ውዕለት፡ መዓልቱ ኽሳዕ ዚፍጽም ኪዐርፍሲ፡ ገጽካ ኻብኡ ምለስ።
7
ኦምሲ ተስፋ ኣለዎ፡ እንተ ተቘርጸ እኳ መሊሱ ይጥጥዕ፡ ውልዶታቱ ኸኣ ኣይውዳእን እዩ።
8
ስሩ ኣብ ምድሪ እንተ ኣረገ፡ ጒንዱ ኣብ መሬት እንተ ሞተ፡
9
ብጠሊ ማይ ይጥጥዕ፡ ከም ሓድሽ ተኽሊ ዀይኑ፡ ጨናፍር ይገብር።
10
ሰብ ግና ይመውት እሞ ወዲቑ ይተርፍ፡ ሰብ እስትንፋሱ እንድሕሪ ሐሊፋስ፡ ኣበይከ ኣሎ?
11
ካብ ባሕርስ ማያት ከም ዚፈስስ፡ ርባውን ከም ዚነጽፍን ዚደርቕን፡
12
ሰብ ከኣ ከምኡ ደቂሱ ኣይትንስእን፡ ሰማያት ክሳዕ ዚሐልፍ ከቶ ኣይነቅሕን፡ ካብ ድቃስ ኣይበራበርን።
13
ኣየ፡ ቊጥዓኻ ኽሳዕ ዚሐልፍሲ፡ እንተ ትስውረኒ፡ ኣብ ሲኦል እንተ ትሐብኣኒ፡ መዓልቲ ቘጸራ እንተ ትውስነለይ እሞ፡ ብድሕሪኡ እንተ ትዝክረኒ።
14
ሰብ ድሕሪ ሞይቱ መሊሱዶ ህያው ኪኸውን እዩ? ምብራየይ ክሳዕ ዚመጽእ፡ ዘመን ሰልፈይ ኲሉ ምተጸቤኹ።
15
ንስኻ ምጸዋዕካኒ፡ ኣነውን ምመለስኩልካ ነይረ፡ ነቲ ተግባር ኢድካ ምናፈቕካዮ ኔርካ።
16
ሕጂ ግና ንስጒምተይ ትቘጽረን፡ ንሓጢኣተይሲ ትቋመቶዶ ኣየሎኻን?
17
ንኣበሳይ ኣብ ከረጺት ይሓትሞ፡ ንበደለይውን ተጣብቖ ኣሎኻ።
18
ግናኸ፡ ከምቲ ኸረን ወዲቑ ዚጠፍእ፡ ከውሒውን ካብ ቦታኡ ዚግዕዝ፡
19
ከምቲ ማያት ነእማን ዜሕቅቖ፡ ውሒዙውን ንመሬት ምድሪ ዚድምስሶ፡ ከምኡ ኸኣ ንስኻ ንተስፋ ሰብ ከንቱ ትገብሮ።
20
ንስኻ ንሓዋሩ ትሕይሎ፡ ንሱውን ይሐልፍ፡ ንገጹ ለዊጥካ ይኺድ ትገድፎ።
21
ደቁ እንተ ኸበሩ፡ ኣይፈልጦን፡ እንተ ሐሰሩውን፡ ኣየስተብህሎን እዩ።
22
ስጋኡ እቲ ናይ ባዕሉ ስቓይ እዩ ዚስምዖ፡ ነፍሱ ኸኣ ብዛዕባ ርእሱ እያ እትጒሂ።
← Chapter 13
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 15 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42