bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Job 8
Job 8
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 7
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 9 →
1
ድሕርዚ ቢልዳድ ሹዋዊ ኸምዚ ኢሉ መለሰ፡
2
ክሳዕ መኣዝ ከምዚ ኢልካ ኽትዛረብ፡ ነቲ ዘረባ ኣፍካስ ከም ብርቱዕ ንፋስ ክትገብሮ ኢኻ?
3
ኣምላኽዶ ፍትሒ ይጠዊ እዩ? እቲ ዂሉ ዚኽእልከ ንጽድቂዶ ይጠውዮ እዩ?
4
ደቅኻ በዲሎምዎ እንተ ዀይኖም፡ ንሱውን ናብ ኢድ ኣበሳኦም ኣሕሊፉ እንተ ሂብዎም፡
5
ንስኻ ንኣምላኽ ተጠንቂቕካ እንተ ደሊኻዮ፡ ነቲ ዂሉ ዚኽእልውን ምሕረት እንተ ለሚንካዮ፡
6
ንጹህን ጻድቕን እንተ ዄንካ፡ ብርግጽ ንሱ ንረዲኤትካ ኺትንስእ፡ ነታ ማሕደር ጽድቅኻውን ኬልምዓ እዩ።
7
መጀመርታኻ ንእሽቶ እንተ ዀነ፡ መወዳእታኻ ግና እምብዛ ኺበልጽ እዩ።
8
ነቶም ቀደም ዝሐለፉ ወለዶ ዀታ ጠይቆም እሞ፡ ነቲ ኣቦታቶም እተረድእዎ ኸኣ ኣሰተብህሎ።
9
ንሕና ገለ ዝይንፈልጥ ናይ ትማሊ ኢና እሞ፡ ኣብ ምድርስ መዓልትታትና ኸም ጽላሎት እየን።
10
ግናኸ ንሳቶም ኣይኪምህሩኻን ኣይኪነግሩኻንዶ እዮም? ካብ ውሽጢ ልቦም ቃላትዶ ኣይኬውጽኡን እዮም?
11
ተኺላ ኣብ ዜብሉ ቦታዶ ሰልሰላ ይነውሕ? ማይ ኣብ ዜብሉስ ሰቲዶ ይበቊል እዩ?
12
ንሱ ብለምለሙ ኸሎን ከይተመንቈሰን፡ ቅድሚ ዂሉ ሳዕሪ ይነቅጽ።
13
መገዲ እቶም ንኣምላኽ ዚርስዕዎ ዂሎም ከኣ ከምኡ እዩ፡ ተስፋ እቲ ረሲእ ከንቱ ኪኸውን እዩ።
14
ተስፋኡ ኪቚረጽ እዩ እሞ፡ እሙንቶኡ ኸም ዓለባ ሳሬት እዩ።
15
ንሱ ኣብ ቤቱ ይጽጋዕ፡ ግናኸ ኣይትጸንዕን፡ ቀጥ ኣቢሉ ይሕዛ፡ ግናኸ ኣይትቐውምን።
16
ንሱ ብጸሓይ ይልምልም፡ ጨናፍሩ ናብ ልዕሊ ኣታኽልቱ ይወጽእ።
17
ኣብ ዙርያ እኩብ እምኒ ሱሩ ይሰደድ፡ ንቤት ኣእማን ይምልከቶ ኣሎ።
18
ካብታ ቦታኡ እንተ መንቈሶ፡ ንሳውን፡ ኣነስ ከቶ ኣይርኤኹኻን፡ ኢላ ትኽሕዶ።
19
እንሆ፡ ታሕጓስ መገዱ ኸምዚ እዩ። ካብታ ሓመድ ድማ ካልኦት ኪበቚሉ እዮም።
20
እንሆ፡ ኣምላኽ ነቲ ፍጹም ሰብ ኣይድርብዮን፡ ነቶም ገበርቲ እከይ ከኣ ብኢዱ ኣይሕዞምን እዩ።
21
ንኣፍካ ስሓቕ፡ ንኸናፍርካውን እልልታ ኺመልኦ እዩ።
22
እቶም ዚጸልኡኻ ነውሪ ኺጒልበቡ እዮም፡ ድንኳን እቶም ረሲኣን ከኣ ኪጠፍእ እዩ።
← Chapter 7
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 9 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42