bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Job 4
Job 4
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 5 →
1
ድሕርዚ ኤሊፋዝ ቴማናዊ ኸምዚ ኢሉ መለሰ፡
2
ክንዛረበካ እንተ ንፍትንሲ፡ ምጒሄኻዶ? ዘረባኡ ኺገትእ ዚኽእልከ መን ኣሎ?
3
እንሆ፡ ንብዙሓት መዐድካዮም፡ ንዝደኸማ ኣእዳው ከኣ ኣበርታዕካየን።
4
ዘረባኻ ነቶም ሰንከልከል ዚብሉ ኣቕንዖም፡ ንዝደኸማ ኣብራኽውን ኣጽናዕካየን።
5
ሕጂ ናባኻ እንተ በጽሔ ግና፡ ምጽዋሩ ስኢንካ፡ ናባኻ እንተ ወረደ፡ ተሸቢርካ እኔኻ።
6
እቲ ንኣምላኽ ምፍራህካስ እሙንቶኻ፡ እቲ መገድኻ ፍጹም ምዃኑ ኸኣ ተስፋኻዶ ኣይኰነን?
7
እስኪ ተመልከት፡ ንጹህ ከም ዝጠፍኤ፡ ቅኑዕውን ከም እተደምሰሰዶ ርኢኻ ትፈልጥ?
8
ኣነስ ከምዚ ደኣ ርኤኹ፡ እቶም ሓጢኣት ዚሐርሱ፡ መከራ ኸኣ ዚዘርኡ፡ ንእኡ ይዐጽድዎ።
9
ንሳቶም ብእስትንፋስ ኣምላኽ ይጠፍኡ፡ ብመንፈስ ቊጥዓኡ ይበኑ።
10
ምጒዛም ኣንበሳ፡ ድምጺ እቲ ጓዛሚ፡ ኣስናን ሽደን ኣንበሳውን ይስበር።
11
እቲ ኣረጊት ኣንበሳ ዚነጥቕ ስኢኑ እዩ እሞ ይመውት፡ ኰራኲር ኣንበሳ ኸኣ ፋሕ ይብሉ።
12
ንኣይ ግና ቓል ብሕቡእ መጸኒ፡ እዝነይ ከኣ ንሕሽዂሽዂ ተቐበሎ፡
13
በቲ ናይ ለይቲ ራእይ ሓሳባት ንሰባት ብርቱዕ ድቃስ ምስ ወደቖም፡
14
ፍርሃትን ረዓድን ሐዘኒ እሞ፡ ንብዘሎ ኣዕጽምተይ ኣናወጾ።
15
ሓደ መንፈስ ብቕድመይ ሐለፈ፡ ጸጒሪ ስጋይ ተኸየፈ።
16
ንሱ ቘመ፡ መልክዑ ግና ኣየለሌኽዎን፡ ረቂቕ መንፈስ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ፡ ስቕታ ነበረአ፡ ድምጺ ኸኣ ሰማዕኩ፡
17
መዋቲ ሰብዶ ኻብ ኣምላኽ ይጸድቕ እዩ፡ ሰብዶ ኻብ ፈጣሪኡ ይነጽህ እዩ?
18
እንሆ፡ ነቶም ኣገልገልቱ እኳ ኣይኣምኖምን ንመላእኽቱውን ጒድለት ይረኽበሎም።
19
እምበኣርሲ እቶም መሬት ዝቤቶም፡ ሓመድ ዝመሰረቶም፡ ከም ሓሰኻ ኺጭፍለቑ እዮም።
20
ካብ ንግሆ ኽሳዕ ምሸት ይቚረጹ፡ ንሓዋሩ ይጠፍኡ፡ ዚሐስቦውን የልቦን።
21
እቲ ገመድ ድንኳኖም ይብተኽ፡ ብዘይ ጥበብ ይሞቱ።
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 5 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42