bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Proverbs 1
Proverbs 1
Amharic Tigrinya 2011
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 2 →
1
ምስላታት ሰለሞን፡ ወዲ ዳዊት ንጉስ እስራኤል።
2
ጥበብን ተግሳጽን ንምፍላጥ፡ ቃላት ፍልጠት ንምስትውዓል፡
3
ዜለብም ተግሳጽን ጽድቅን ፍርድን ቅንዕናን ንምቕባል፡
4
ነቶም ገርህታትሲ ጥበብ፡ ንመንእሰይ ድማ ፍልጠትን ጥንቓቐን ንምሃብ እዩ።
5
እቲ ጠቢብ ንምሳሌን ትርጓሜን ዘረባ ጠቢባንን ዓሚቕ ሓሳባቶምን ኬስተውዕልሲ፡ ነዚ ይስማዕ ፍልጠቱውን ይወስኽ፡ እቲ ለባም ምኽሪ የጥሪ።
6
እቲ ጠቢብ ንምሳሌን ትርጓሜን ዘረባ ጠቢባንን ዓሚቕ ሓሳባቶምን ኬስተውዕልሲ፡ ነዚ ይስማዕ ፍልጠቱውን ይወስኽ፡ እቲ ለባም ምኽሪ የጥሪ።
7
ፍርሃት እግዚኣብሄር ንጥበብ መጀምርያ እያ፡ ዓያሱ ንጥበብን ትምህርትን ይንዕቅዎ።
8
ወደየ እዚ ንርእስኻ ዘውዲ ጸጋ፡ ንኸሳድካ ኸአ ስልማት ድሪ እዩ፡ ንተግሳጽ ኣቦኻ ስምዓዮ፡ ንትምህርቲ ወላዲትካ ድማ ኣይትሕደጎ።
9
ወደየ እዚ ንርእስኻ ዘውዲ ጸጋ፡ ንኸሳድካ ኸአ ስልማት ድሪ እዩ፡ ንተግሳጽ ኣቦኻ ስምዓዮ፡ ንትምህርቲ ወላዲትካ ድማ ኣይትሕደጎ።
10
ወደየ፡ ሓጥኣን እንተ ሓባበሉኻ፡ ሕራይ ኣይትበሎም።
11
ንሳቶም እንተ በሉ፡ ምሳና ንዓ፡ ደም ከነፍስስሲ ነድቢ፡ ነቲ ንጹህ ብዘይ ምኽንያት መጻወድያ ነጻውደሉ፡
12
ጠሪሶም ናብ ጉድጓድ ከም ዚወርዱ፡ ብህይወቶም ከለው ኸም ሲኦል ዃንና ንውሐጦም።
13
ክቡር ገንዘብ ዘበለ ኽንረክብ፡ ነባይትና በቲ ዝዘመትናዮ ኽንመልሶ ኢና።
14
ዕጫኻ ምሳና ኣውድቕ፡ ናይ ኩልና ማሕፋዳ ብሓደ ይኹን፡ እንተ በሉ።
15
ወደየ፡ ኣእጋሮምሲ ናብ ክፉእ ይጎያ፡ ንምፍሳስ ደም ይቕልጥፋ እየን እሞ፡ መኻይዲ መገዶም ኣይትኹን፡ እግርኻስ ካብ መገዶም ደአ ኸልክል።
16
ወደየ፡ ኣእጋሮምሲ ናብ ክፉእ ይጎያ፡ ንምፍሳስ ደም ይቕልጥፋ እየን እሞ፡ መኻይዲ መገዶም ኣይትኹን፡ እግርኻስ ካብ መገዶም ደአ ኸልክል።
17
መፈንጠራ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ኹለን እተን ኣኽናፍ ዘለወን ብኸንቱ ይጻወድ።
18
ንሳቶም ግና ንብገዛእ ደሞም የድብይሉ፡ ንብገዛእ ነፍሶም ከአ ውዲት ይገብሩሉ።
19
መገዲ ነፍሲ ወከፍ ንህርፋን ረብሓ እተዋህበ ኸምዚ እዩ፡ ንሳ ንነፍሲ ውናኣ ተጥፍኣ።
20
ጥበብ ኣብ ወጻኢ ትጭድር፡ ኣብ ኣደባባባያት ድምጻ ተስምዕ።
21
ኣቱም ዓያሱ ክሳዕ መአዝከ ዕሽነት ክትፈትው ኢኹም፡ መላገጽቲ ኸአ ክሳዕ መኣዝላግዚ ባህ ኪብሎም፡ ደናቑርቲውን ፍልጠት ኪጸልኡ እዮም።
22
ናብ ተግሳጸይ ተመለሱ፡ እንሆ፡ መንፈሰት ከፈልፍለልኩም ቃላተይ ከፍልጠኩም እየ።
23
ናብ ተግሳጸይ ተመለሱ፡ እንሆ፡ መንፈሰት ከፈልፍለልኩም ቃላተይ ከፍልጠኩም እየ።
24
ጸዊዔስ እምቢ ስለ ዝበልኩም፡ ኢደይ ዘርጊሔውን ዘስተብሀለ ስለ ዜልቦ፡
25
ኤረ ምኽረይ ዘበለ ደአ ኣቤኹም፡ ተግሳጸይ ከኣአ ኣይተቐበልኩምን፡
26
ኣነውን፡ እቲ እትፈርህዎ ኺመጽእ ከሎ፡ እቲ እትፈርህዎ ኸም ህቦብላ ኺመጽእ መክራ ኸም ሸምቦባ ኾይኑ ኺበጽሓኩም፡ ጸበባን ጭንቀትን ኪወርደኩም ከሎ፡ ብመከራኹም ክስሕቕ እየ፡ ኣነ ኸባጭወልኩም እየ።
27
ኣነውን፡ እቲ እትፈርህዎ ኺመጽእ ከሎ፡ እቲ እትፈርህዎ ኸም ህቦብላ ኺመጽእ መክራ ኸም ሸምቦባ ኾይኑ ኺበጽሓኩም፡ ጸበባን ጭንቀትን ኪወርደኩም ከሎ፡ ብመከራኹም ክስሕቕ እየ፡ ኣነ ኸባጭወልኩም እየ።
28
ሽዑ ናባይ ኪምህለሉ እዮም፡ ኣነ ግና ኣይክምለሰሎምን እየ፡ ኣንጊሆም ኪደልዩኒ፡ ግናኸ ኣይኪረኽቡንን እዮም።
29
ፍልጠት ስለ ዝጸልኡ፡ ፍርሃት እግዚኣብሄር ስለ ዘይመረጹ፡
30
ምኽረይ ስለ ዘይፈተው፡ ንኹሉ ተግሳጸይ ስለ ዝነዐቕዎ፡
31
ፍረ መገዶም ኪበልዑ፡ ካብቲ ምኽሮም ከአ ኪጸግቡ እዮም።
32
እወ፡ ነቶም ዓያሱ ዕልወቶም ኪቕትሎም፡ ነቶም ደናቑርቲ ኸአ እቲ ሸለል ምባሎም ኬጥፍኦም እዩ።
33
እቲ ዚሰምዓኒ ግና ብደሓን ኪነብር፡ ንኽፉእ ከይፈርሄ ኸኣአ ኪሀድእ እዩ።
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 2 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31