bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Proverbs 3
Proverbs 3
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 4 →
1
ወደየ፡ ምንዋሕ መዓልትታትን ዓመታትን ህይወትን ሰላምን ኪውሰኻልካ እዩ እሞ፡ ንሕገይ ኣይትረስዓዮ፡ ልብኻውን ንትእዛዛተይ ይሐልወን።
2
ወደየ፡ ምንዋሕ መዓልትታትን ዓመታትን ህይወትን ሰላምን ኪውሰኻልካ እዩ እሞ፡ ንሕገይ ኣይትረስዓዮ፡ ልብኻውን ንትእዛዛተይ ይሐልወን።
3
ሓያውነት ሓቅን ካባኻ ኣይፈለያ፡ ኣብ ክሳድካ እሰረን፡ ኣብ ጽላትልብኻውን ጽሓፈን።
4
ሽዑ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን ሞጎስን ጽቡቕ ልቦናን ክትረክብ ኢኻ።
5
ብምሉእ ልብኻ ብእግዚኣብሄር ተአመን ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ፡
6
ኣብ ኩሉ መገድኻ ንእኡ ሕሰብ፡ ንሱ ኸአ ኣኻይዳኻ ኬቕንዕ እዩ።
7
ባዕለይ እፈልጥ ኣይትበል፡ ንእግዚኣብሄር ፍራህ፡ ካብ ክፉእ ከአ ርሐቕ።
8
እዚ ንሕምብርትኻ ፈውሲ፡ ነዕጽምትኻውን ኣንጉዕ ኪኾነካ እዩ።
9
ብጥሪትካን ብኹሉ በኹሪ ፍርያትካን፡ ንእግዚኣብሄር ኣኽብሮ።
10
ሽዑ ቑፋፍኻ ብብዝሒ ኺመልእ፡ መጽመቑኻ ኸአ ብኹልዒ ወይኒ ኪቕጸጽ እዩ፡
11
ወደየ፡ ከምቲ ኣቦ ንዘፍቅሮ ውሉድ ዚቐጽዖ፡ ከምኡ ኸኣአ እግዚኣብሄር ንዘፍቀሮ ይቐጽዖ እዩ እሞ፡ ተግሳጽ እግዚኣብሄር ኣይትንዐቕ፡ እንተ ቐጽዓካ ኸኣ አይተመረር።
12
ወደየ፡ ከምቲ ኣቦ ንዘፍቅሮ ውሉድ ዚቐጽዖ፡ ከምኡ ኸኣአ እግዚኣብሄር ንዘፍቀሮ ይቐጽዖ እዩ እሞ፡ ተግሳጽ እግዚኣብሄር ኣይትንዐቕ፡ እንተ ቐጽዓካ ኸኣ አይተመረር።
13
እቲ ጥበብ ዚረክብ፡ ኣእምሮውን ዜጥሪ ሰብ ብጹእ እዩ።
14
ከመይሲ ኻብቲ ብሩር ዜጥሪ ንእኣ ዜጥሪ ይበልጽ፡ እቲ ብእኣ ዚርከብ ረብሓ ኸኣ ካብ ጽሩይ ወርቂ ይበልጽ እዩ።
15
ካብ ዕንቁ ትኸብር፡ ኩሉ እቲ ሃረር እትብሎ ነገር እኳ ኣይመዐራረያን።
16
ኣብ የማና ነዊሕ ዕድመ፡ ኣብ ጸጋኣ ኸአ ሃብትን ክብረትን አለዋ።
17
ጎደናኣ ጎደና ሐጎስ፡ ብዘሎ መገዳ ኸአ ሰላም እዩ፡
18
ንዚሕዝዋስ ኦም ህይወት እያ፡ ኣጽኒዑ ዚሕዛ ዘበለ ኸአ ብጹእ እዩ።
19
እግዚኣብሄር ንምድሪ ብጥበብ ሰረታ፡ ንሰማያት ከአ ብምስትውዓል ኣጽንዖ።
20
ብፍልጠቱ መዓሙቑ ይኸፍት፡ ደበናታትውን ኣውሊ የንጠብጥብ።
21
ወደየ፡ ነዚኤን ካብ ዓይንኻ ኣይትፍለየን፡ ንጥበብን ንምኽርን ተጠንቂቕካ ሐዘን።
22
ንሳተን ንነፍስኻ ህይወት፡ ንኽሳድካ ኸአ ስልማት ኪኾናኻ እየን።
23
ሽዑ ሀዲእካ መገድኻ ኽትከይድ፡ እግርኻውን ኣይክትዕንቀፍን ኢኻ።
24
እንተ ተገምሰስካ ኣይክትብህርርን ኢኻ፡ በጥ ክትብል ኢኻ፡ ድቃስካውን ኪጥዕም እዩ።
25
እግዚኣብሄር እምንቶኻ ኪኸውን፡ ኣእጋርካ ኸይፍንጠራ ኸአ ኪሕልወን እዩ እሞ፡ ካብቲ ናይ ድንገት ስምባድ፡ ካብቲ ንረሲኣን ዚመጾም ጥፍኣት ኣይትሸበር።
26
እግዚኣብሄር እምንቶኻ ኪኸውን፡ ኣእጋርካ ኸይፍንጠራ ኸአ ኪሕልወን እዩ እሞ፡ ካብቲ ናይ ድንገት ስምባድ፡ ካብቲ ንረሲኣን ዚመጾም ጥፍኣት ኣይትሸበር።
27
ኢድካ ኽትገብረሉ ዚከአላ እንተ ኾይኑስ፡ ነቲ ዝግብኦ ሰብ ሰናይ ኣይትኽልኣዮ።
28
ዚወሀብ ከሎካስ፡ ንብጻይካ፡ ኪድ እሞ ተመለስ፡ ጽባሕ ክህበካ እየ ኣይትበሎ።
29
ንብጻይካ፡ ኣሚኑካ ምሳኻ ኺነብር ከሎ ኣይትተናኹለሉ።
30
ምስ ዘይበደለካ ሰብ ብኸምኡ ኣይትበኣስ።
31
ብገፋዒ ሰብ ኣይትቕናእ፡ መገዲ ዝበለ ኹሉ ኣይትምረጽ።
32
እግዚኣብሄር ነቲ ቐናን ይፍንፍኖ፡ ምስጢሩ ግና ምስቶም ቅኑዓት እዩ።
33
መርገም እግዚኣብሄር ኣብ ቤት ረሲእ እዩ፡ ንማሕደር ጻድቃን ግና ይባርኾ።
34
ንሱ መላገጽቲ የላግጸሎም፡ ንትሑታት ግና ጸጋ ይህቦም።
35
ጠቢባን ክብሪ ኽወርሱ እዮም፡ ዓያሱ ግና ልዕልናኦም ውርደት እዩ።
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 4 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31