bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Proverbs 4
Proverbs 4
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 5 →
1
ኣቱም ቆልዑ፡ ተግሳጽ ወላዲ ስምዑ፡ ልቦና ኽትፈልጡ ኸአ ኣቕልቡ።
2
ጽቡቕ ትምህርቲ እህበኩም አሎኹ እሞ፡ ንሕገይ ኣይትሕደግዎ።
3
ኣነውን ነቦይ ውሉድ፡ ንወላዲተይ ከአ ሕጻንን ሓደ ጥራይን ነበርኩ።
4
ሽዑ ኣስተምሀረኒ በለኒውን፡ ልብኻ ንቓላተይ ኣጽኒዑ ይሐዞ። ንትእዛዛተይ ሐልዎ እሞ፡ ብህይወት ክትነበር ኢኻ።
5
ንጥበብ ኣጥርያ፡ ንምስትውዓል ኣጥርያ፡ ንቓል ኣፈይ ኣይትረስዓዮ፡ ካብኡውን ኣይትዘምብል።
6
ኣይትሕደጋ፡ ንሳ ኸአ ክትሕልወካ፡ ኣፍቅራ፡ ንሳውን ከተዕቁበካ እያ።
7
ጥበብ ኣውራ ነገር እያ እሞ፡ ንጥበብ ኣጥርያ፡ እወ፡ ብኹሉ ጥሪትካ ክብ ከተብለካ እያ። እንተ ሐቖፍካያ፡ ክትህበካ እያ።
8
ልዕል ኣብላ፡ ንሳውን ክብ ከተብለካ እያ። እንተ ሓቖፍካያ፡ ከትኽብረካ እያ።
9
ኣብ ርእስኻ ዘውዲ ጸጋ ኽትደፍኣልካ፡ ዝጸበቐ ኣኽሊል ከአ ክትህበካ እያ።
10
ወደየ፡ ስማዕ፡ ቃለይ ድማ ተቐበል፡ ዓመታት ዕድሜኻውን ኪበዝሕ እዩ።
11
ብጎደና ጥበብ መሀርኩኻ፡ ብመገዲ ቕንዕናመራሕኩኻ።
12
ክትከይድ ከሎኻ፡ ስጉምትኻ ኣይኪሐጽርን፡ እንተ ጎየኻውን ኣይክትዕንቀፍን ኢኻ።
13
ህይወትካ እያ እሞ፡ ንተግሳጽ ሐዛ፡ ኣይትሕደጋ፡ ሐልዋውን።
14
ናብ መገዲ ረሲኣን ኣይትእቶ፡ ብጎደና እቶም እኩያት ከአ ኣይትኺድ።
15
ካብኣ ርሓቕ፡ ብእኣ ኣይትሕለፍ፡ ብጎደና እቶም እኩያት ከአ ኣይትኺድ።
16
እንጌራ ረሲእነት ይበልዑ፡ ወይኒ ዓመጻ ድማ ይሰትዩ፡ እከይ ከይገብሩ ኸአ ኣይድቅሱን እዮም እሞ፡ ገለ እንተ ዘየውደቑስ፡ ድቃስ ካብኦም ይበርር።
17
እንጌራ ረሲእነት ይበልዑ፡ ወይኒ ዓመጻ ድማ ይሰትዩ፡ እከይ ከይገብሩ ኸአ ኣይድቅሱን እዮም እሞ፡ ገለ እንተ ዘየውደቑስ፡ ድቃስ ካብኦም ይበርር።
18
መገዲ ጻድቃን ግና ከም ብርሃን ወገግታ እያ፡ ፍጹም መዓልቲ ኽሳዕ ዚኸውን ከአ፡ እናወሰኸት ትበርህ።
19
መገዲ ረሲኣን ግና ጸልማት እያ፡ እንታይ ከም ዘኦንቅፎም ኣይፈልጡን።
20
ወደየ፡ ናብ ቃላተይ ኣቕልብ፡ እዝንኻ ናብ ዘረባይ ኣድንን።
21
ንዝረኸበን ሀይወቱ፡ ንብዘሎ ስጋኡ ኸአ ፈውሱ እየን እሞ፡ ካብ ቅድሚ ዓይንኻ ኣይትርሕቀን፡ ኣብ ውሽጢ ልብኻ ዕቖረን።
22
ንዝረኸበን ሀይወቱ፡ ንብዘሎ ስጋኡ ኸአ ፈውሱ እየን እሞ፡ ካብ ቅድሚ ዓይንኻ ኣይትርሕቀን፡ ኣብ ውሽጢ ልብኻ ዕቖረን።
23
ህይወት ካብኡ እያ እትፍልፍል እሞ፡ ልዕሊ ኹሉ ንልብኻ ሐልዎ።
24
ንለግመኛ ኣፍ ካባኻ ደርብዮ፡ ንውስልትና ኸናፍር ከአ ካባኻ ኣርሕቆ።
25
ኣዒንትኻ ቀኒዔን ይርአያ፡ ቁላሕታኽውን ንቕድሚት ይጠምታ።
26
ንመገዲ እግርኻ ኣቕንዓያ፡ ኩሉ ጎደናኻ ምዱብ ይኹን።
27
ንየማን ወይስ ንጸጋም ኣይተግልስ፡ ንእግርኻ ኻብ እከይ ኣርሕቆ።
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 5 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31