bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Proverbs 2
Proverbs 2
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 3 →
1
ወደየ፡ እዝንኻ፡ ናብ ጥበብ ምእንቲ ኬቕልብ፡ ልብኻውን ናብ ምስትውዓል ምእንቲ ኺደንን ኢልካስ፡ ንቓላተይ እንተ ተቐበልካዮ፡ ንትእዛዛተይ ከአ ምሳኻ እንተ ኣንበርካዮ፡
2
ወደየ፡ እዝንኻ፡ ናብ ጥበብ ምእንቲ ኬቕልብ፡ ልብኻውን ናብ ምስትውዓል ምእንቲ ኺደንን ኢልካስ፡ ንቓላተይ እንተ ተቐበልካዮ፡ ንትእዛዛተይ ከአ ምሳኻ እንተ ኣንበርካዮ፡
3
እወ፡ ነእምሮ እንተ ጸዋዕካያ፡ ንምስትውዓል ከአ እንተ ኣድሄኻያ፡
4
ከም ንብሩር ጌርካ እንተ ደሌኻያ፡ ከም ንሕቡእ መዝገብ ጌርካ ኸአ ሃለው እንተ በልካያ፡
5
ሽዑ ንፍርሃት እግዚኣብሄር ከተስተውዕሎ፡ ንምፍላጥ ኣምላኽ ከአ ክትረኽቦ ኢኻ።
6
እግዚኣብሄር ጥበብ ይህብ እዩ እሞ፡ ፍልጠትን ምስትውዓልን ካብ ኣፉ ክትረኽቦ ኢኻ።
7
ንመገዲ ቕንዕና ኼዕቁባ፡ ንመገዲ እቶም ቅዱሳኑ ኸአ ኪሕልዋስ፡ ነቶም ቅኑዓት ደሓን ይእርንበሎም፡ ብዘይ ጽያፍ ንዚመላለሱ ኸአ ዋልታኦም እዩ።
8
ንመገዲ ቕንዕና ኼዕቁባ፡ ንመገዲ እቶም ቅዱሳኑ ኸአ ኪሕልዋስ፡ ነቶም ቅኑዓት ደሓን ይእርንበሎም፡ ብዘይ ጽያፍ ንዚመላለሱ ኸአ ዋልታኦም እዩ።
9
ሽዑ ጽድቅን ፍርድን ቅንዕናን፡ ኤረ ኹሉ ሰናይ መገዲ ኸተስተውዕል ኢኻ።
10
ጥበብ ናብ ልብኻ ኽትአቱ እያ፡ ፍልጠት ከአ ንነፍስኻ ባህ ኬብላ እዩ እሞ፡
11
ካብ ክፉእ መገዲ፡ ካብቶም ቄናን ዚዛረቡ ሰባት ከተናግፈካስ፡ ምኽሪ ኽትሕልወካ፡ ምስትውዓል ከአ ከተዕቁበካ እያ።
12
ካብ ክፉእ መገዲ፡ ካብቶም ቄናን ዚዛረቡ ሰባት ከተናግፈካስ፡ ምኽሪ ኽትሕልወካ፡ ምስትውዓል ከአ ከተዕቁበካ እያ።
13
ንሳቶም ብመገዲ ጸልማት ምእንቲ ኺመላለሱስ፡ ንመገዲ ቕንዕና ይሐድግዋ፡
14
ንሳቶም ክፉእ ብምግባር ይሕጎሱ፡ ብቔናን ነገርውን ባህ ይብሎም።
15
ንሳቶም ኣብ መገድታቶም ይጠዋወዩ፡ ቄናን መገድታት ከአ ይኽተሉ።
16
ካብታ ብፈታዊ ንእስነታ ዝሕደገቶ። ንኺዳን ኣምላኽውን ዝረስዓቶ ዘማዊት ሰበይቲ ካብታ ልዙብ ዝቓላ ኣመንዝራ ኸተናግፈካ እያ።
17
ካብታ ብፈታዊ ንእስነታ ዝሕደገቶ። ንኺዳን ኣምላኽውን ዝረስዓቶ ዘማዊት ሰበይቲ ካብታ ልዙብ ዝቓላ ኣመንዝራ ኸተናግፈካ እያ።
18
ቤታ ናብ ሞት፡ መገዳ ናብ ምውታት ዜንቁልቁል እዩ እሞ፡
19
ካብቶም ናብኣ ዚአትው ሓደ እኳ ዚምለስ የልቦን፡ ንመገዲ ህይወትውን ኣይረኸብዋን እዮም።
20
እቶም ቅኑዓት ኣብ ምድሪ እዮም ዝነብሩ፡ እቶም ፍጹማት ከአ ኣብኣ እዮም ዚተርፉ፡ እምበኣርሲ ንስኻ ኣብታ መገዲ ሰንያት ተመላለስ፡ ነምገዲ ጻድቃንውን ሓልዋ።
21
እቶም ቅኑዓት ኣብ ምድሪ እዮም ዝነብሩ፡ እቶም ፍጹማት ከአ ኣብኣ እዮም ዚተርፉ፡ እምበኣርሲ ንስኻ ኣብታ መገዲ ሰንያት ተመላለስ፡ ነምገዲ ጻድቃንውን ሓልዋ።
22
ረሲኣን ግና ካብ ምድሪ ኺጸንቱ እዮም ጠለምቲ ኸአ ኣብኣ ኺምንቆሱ እዮም።
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 3 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31