bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Proverbs 5
Proverbs 5
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 6 →
1
ወደየ ምኽሪ ኽተጽንዕ፡ ከናፍርካውን ፍልጠት ምእንቲ ኽሕዛስ፡ ናብ ጥበበይ ኣቕልብ፡ ናብ ምስትውዓለይውን እዝንኻ ኣድንን።
2
ወደየ ምኽሪ ኽተጽንዕ፡ ከናፍርካውን ፍልጠት ምእንቲ ኽሕዛስ፡ ናብ ጥበበይ ኣቕልብ፡ ናብ ምስትውዓለይውን እዝንኻ ኣድንን።
3
ከናፍር ኣመንዝራ ሰበይትስ መዓር ወለላ የንጠብጥብ፡ ኣፋ ኸአ ካብ ዘይቲ ይልስልስ።
4
መወዳእታኣ ግና ከም ዕረ መሪር፡ ክልተ ኣፋ ከም ዘለዎ ሴፍ ከአ በሊሕ እዩ።
5
ኣእጋራ ናብ ሞት ይወርዳ፡ ስጉምታ ናብ ሲኦል ይበጽሕ።
6
ንመገዲ ህይወት ከይትረኽባስ፡ በኻይዳኣ ኾብላሊት እያ እሞ፡ ኣይትፈልጥን እያ።
7
ኣቱም ደቀይ፡ እምበኣርሲ ሕጂ ስምዑኒ፡ ካብ ቃላት ኣፈይ ከአ ኣይትርሐቑ።
8
መገድኻ ኻብኣ ኣርሕቕ፡ ናብ ደገ ቤታ ኣይትቕረብ።
9
ክብርኻ ንኻልእ፡ ዕድሜኻውን ንጨካን ከይትህብ።
10
ብጥሪትካ ኻልኦት ከይጸግቡ፡ ፍረ ድኻምካውን ናብ ቤት ካልእ ከይሐልፍ።
11
ኣብ መጠረስታ ነፍስ ስጋኻ ምስ ተወድኤ፡ ከይተልቅስ እሞ፡
12
ከመይከ ንተግሳጽ ጸላእክዎ፡ ልበይሲ ንዘለፋ ነዐቖ፡ ስለምንታይከ ድምጺ መምህራነይ ዘይሰማዕኩ፡ ናብቶም ዜስተምህሩንስ ኣእዛነይ ዘየድነንኩ፡ ኣብ ማእከል ማሕበርን ጉባኤን ናብ ክፉእ ዘበለ ኹሉ ንምብጻሕ ቅሩብ ተሪፉኒ ነይሩ፡ ከይትብልሲ፡ መገድኻ ኻብኣ ኣርሕቕ።
13
ከመይከ ንተግሳጽ ጸላእክዎ፡ ልበይሲ ንዘለፋ ነዐቖ፡ ስለምንታይከ ድምጺ መምህራነይ ዘይሰማዕኩ፡ ናብቶም ዜስተምህሩንስ ኣእዛነይ ዘየድነንኩ፡ ኣብ ማእከል ማሕበርን ጉባኤን ናብ ክፉእ ዘበለ ኹሉ ንምብጻሕ ቅሩብ ተሪፉኒ ነይሩ፡ ከይትብልሲ፡ መገድኻ ኻብኣ ኣርሕቕ።
14
ከመይከ ንተግሳጽ ጸላእክዎ፡ ልበይሲ ንዘለፋ ነዐቖ፡ ስለምንታይከ ድምጺ መምህራነይ ዘይሰማዕኩ፡ ናብቶም ዜስተምህሩንስ ኣእዛነይ ዘየድነንኩ፡ ኣብ ማእከል ማሕበርን ጉባኤን ናብ ክፉእ ዘበለ ኹሉ ንምብጻሕ ቅሩብ ተሪፉኒ ነይሩ፡ ከይትብልሲ፡ መገድኻ ኻብኣ ኣርሕቕ።
15
ማይሲ ኻብ ዔላኻ ደአ፡ ካብቲ ዝፍልፍል ምንጭኻ ደአ ስተ።
16
ምንጭኻ ንወጻኢ፡ ርባታትካስ ናብ ኣደባያትዶ ይፈስስ አሎ እዩ፡
17
ንኣኻ ጥራይ ይኹን፡ ጓኖት ኣይካፈሉኻ።
18
ምንጭኻ ይባረኽ በታ ሰበይቲ ንእስነትካ ባህ ይበልካ።
19
ፍትውቲ ዋላ፡ ጽብቕቲ ሜዳቑ ትኹነልካ፡ እቲ ኣጥባታ ኹሉ ጊዜ የዕግብካ፡ ብፍቕራውን ወርትግ ተመሰጥ።
20
ኣታ ወደይ፡ ስለምንታይ ጓና ሰበይቲ እማትካስ እትሐቁፍ፡
21
እምበኣርሲ መገሲ ነፍስ ወከፍ ሰብ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ እግዚኣብሄር እዩ፡ ነኻይዳኡውን ንሱ ይምልከቶ።
22
እቲ ረሲእ ብአበሳኡ ይሕንኮል፡ በግማድ ሓጢኣቱ ኸአ ይእሰር።
23
ንሱ ሰኣን ተግሳጽ ይመውት፡ በቲ ዓብዩ ድንቁርናኡ ኸኣ ይጋገ።
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 6 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31