bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Exodus 1
Exodus 1
Amharic Tigrinya 2011
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 2 →
1
እቶም ናብ ግብጺ ዝመጹ ደቂ እስራኤል ስሞም እዚ እዩ፡ ነፍሲ ወከፍ መምስ ቤተ ሰቡ ምስ ያእቆብ መጸ።
2
ሮቤል፡ ስምኦን ሌውን ይሁዳን፡
3
ይሳኮር ዛብሎን፡ ብንያም ድማ፡
4
ዳንን ንፍታሌምን ጋድን ኣሴርን።
5
ካብ ሕቖ ያእቆብ ዝወጹ ኹላቶም ሰብዓ ነፍሲ ነብሩ። ዮሴፍ ድማ ኣብ ግብጺ ነበረ።
6
ዮሴፍን ኩሎም ኣሕዋቱን እቲ ወለዶ ኹሉ ኸኣ ሞቱ።
7
ደቂ እስራኤል ተፋረዩ፡ ሰሰቡ በዝሑ ድማ። ኣዝዮም ከኣ በርትዑ፡ እታ ሃገርውን ብእኦም መልኤት።
8
ኣብ ግብጺ ኸኣ ንዮሴፍ ዘይፈልጥ ሓድሽ ንጉስ ተንስኤ።
9
ንሱ ድማ ንህዝቡ እንሆ ህዝቢ ደቂ እስራኤል ካባና በዝሑን በርትዑን፡
10
እምበኣርከ ኸይበዝሑ እሞ ውግእ ምስ ዝለዐለና ንሳቶም ድማ ምስ ጸላእትና ሓቢሮም ከይዋግኡና ኻብዛ ሃገርውን ከይወጹ ንዑ ንጣበብሎም በሎም።
11
ብብርቱዕ ዕዮ ምእንቲ ኼጽብበሎም ከኣ ኣዘዝቲ ሸሙሎም። ንፈርኦን ድማ ጴቶምን ራዕምሴስን ከተማታት ሪቕ ሰርሑሉ።
12
ብመጠን እቲ ዘጽበብሎም ግና ኽንዳኡ ሰሰኑ፡ ክንዳኡ ኸኣ ተዘርግሑ እሞ፡ ብደቂ እስራኤል ይጭነቑ ነበሩ።
13
ግብጻውያን ንደቂ እስራኤል ብጭከና ኣዐየይዎም።
14
ንህይወትም ድማ ብብርቱዕ ዕዮ፡ በባዕጥን ብጡብን ብኹሉ ዕዮ መሮርን በቲ ኹሉ ዜዕይይዎም ዕዮ ብምጭካን ኣመረርዎም።
15
ንጉስ ግብጺ ድማ ነተን መሕረስቲ እብራውያን፡ ኣታ ሓንቲ ሺፍራ ዝስማ፡ እታ ኻልኣይቲ ኸኣ ጲዓ ዝስማ፡ ተዛረበን፡
16
ነተን ኣንስቲ እብራውያን ከተሕርሳኤን ከሎኻን፡ ኣብቲ ዘሓርሳሉ ርኣያ፡ ወዲ እንተ ኾነ ቅተላኦ፡ ጓል እንተ ኾይና ግን ብህይወት ትንበር።
17
እተን መሕረስቲ ግና ንኣምላኽ ፈርሄን፡ ነቶም እተወልዱ ብህይወት ሓደጋኦም እምበር፡ ከምቲ ንጉስ ግብጺ ዝበለን ኣይገብራን።
18
ሽዑ ንጉስ ነተን መሕረስቲ ጸዊዑ ነቶም እተወልዱ ብህይወት እተሓድጋኦምሲ፡ ስለምንታይ ከምዚ ገብርክን በለን።
19
እተን መሕረስቲ ኸኣ ንፈርኦን እተን እብራውያን ከም ኣንስቲ ግብጻውያን ኣይኮናን። ንሳተን ሓያላት እየን እሞ እታ መሕረሲት ከይመጸተን ሓሪሰን ይጸንሓ በለኣኦ።
20
ኣምላኽ ድማ ነተን መሕረስቲ ጽቡቕ ገብረለን። እቲ ህዝቢውን በዝሔ፡ ኣዝዩ ኸኣ በርትዔ።
21
ኮነ ድማ፡ እተን መሕረስቲ ንኣምላኽ ስለዝፈርሃ፡ ኣባይቲ ገብረለን።
22
ሽዑ ፈርኦን ንኹሉ ህዝቡ እተወልደ ወዲ ዘበለ ናብ ርባ ደርብይዎ፡ ኩለን ኣዋልድ ግና ብህይወት ሕደግወን ኢሉ ኣዘዘ።
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 2 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40