bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Exodus 6
Exodus 6
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 5
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 7 →
1
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ፡ እቲ ፈርኦን ዝገብሮ ሕጂ ክትርኢ ኢኻ፡ ብሓያል ኢድ ኪሓድጎም እዩ፡ ኤረ ብሓያል ኢድ ካብ ሃገሩ ኺሰጎም እዩ በሎ።
2
ኣምላኽ ድማ ንሙሴ ተዛረቦ፡ በሎ ኸኣ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡
3
ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን ከምቲ ኹሉ ዝኺእል ኣምላኽ ተገለጽኩሎም፡ ብስመይ እግዚኣብሄር ግና ኣይተፈለጥኩሎምን።
4
እታ ተሰዲዶምዋ ዝነበሩ ምድሪ ስደቶም፡ ሃገር ከነኣን ክህቦም ምሳታቶም ኪዳነይ ኣቖምኩ።
5
ኣነ ድማ ቁዘማ እቶም፡ ግብጻውያን ባሮት ዝገብርዎም፡ ደቂ እስራኤል ሰሚዔ፡ ኪዳነይ ዘከርኩ።
6
ስለዚ ንደቂ እስራኤል በሎም፡ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ካብ ትሕቲ እቲ ኸቢድ ዕዮ ግብጻውያን ከውጽኣኩም ኣየ፡ ብዝርግሕቲ ቕልጽምን ብዓበይቲ ፍርድታትን ከድሕነኩም ኣየ።
7
ህዝበይ ክትኮኑ ድማ እወስደኩም፡ ኣምላኽ ከኣ እኾነኩም። ካብ ትሕቲ እቲ ኸቢድ ዕዮ ግብጻውያን ዘውጽኣኩም ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ከም ዝኾንኩ ድማ ክትፈልጡ ኢኹም።
8
ናብታ ንኣብሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን ክህቦም ኢደይ ዝዘርጋሕ ኩላ ምድሪ ኸኣ ክእትወኩም እየ፡ ንሳ ድማ ንርስቲ ኽህበኩም እየ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ።
9
ሙሴ ኸኣ ንደቂ እስራኤል ከምኡ ነገሮም። ንሳቶም ግና ካብ ጸበባ ነፍሶምን ካብ ምብርታዕ ዕዮኦምን እተላዕለ ንሙሴ ኣይሰድዕዎን።
10
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
11
ናብ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ኣቲኻ ንደቂ እስራኤል ካብ ምድሩ ይወጽኡ ኪሓድጎም ተዛረቦ።
12
ሙሴ ግና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር፡ ኣንሆ፡ ደቂ እስራኤል እኵ ዘይሰምዑ ንሱ፡ ኣነ ግዳ ኸናፍረይ ዘይግዙር፡ ከምይ ገይሩ ፈርኦን ኪሰምዓኒ፡ ኢሉ ተዛረበ።
13
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴን ንኣሮንን ተዛረቦም፡ ንደቂ እስራኤል ናብ ፈርኦን ንጉስ ግብጽን ኪኸዱ ኣዘዞም።
14
ሓላቑ ነንይ ቤት ኣቦታቶም እዚኣቶም እዮም፡ ደቂ ሮቤል በኹሪ እስራኤል፡ ሓኖክን ፋሉን” ሓጽሮንን ካርሚንን። እዚኣቶም ዓሌታት ሮቤል እዮም።
15
ደቂ ስምኦን ድማ ይሙኤልን ያሚንን ኦሓድን ያኪንን ጾሓርን ሻውል ወዲ እታ ኸነኣናዊትን፡ እዚኣኣቶም ዓሌታት ስምኦን እዮም።
16
ስም ደቂ ሌዊ ድማ በብወለዶኦም እዚ እዩ፡ ጌርሾምንን ቀሃትን መራሪን። ዓመታት ህይወት ሌዊ ሚእትን ሰላሳን ሾብዓተን ዓመት እዩ።
17
ደቂ ጌርሾን ሊብኒን ሺምዒን በብማይ ቤቶም።
18
ደቂ ቀሃት ድማ ዓምራምን ይጽሃርን ሔብሮንን ዑዚኤልን። ዓመታት ህይወት ቀሃት ሚእትን ሰላሳን ሰለስተን ዓመት እዩ።
19
ደቂ መራሪ ኸኣ፡ ማሕሊን ሙሺን ። እዚኣቶም በብወለዶኦም ማይ ቤት ሌዊ እዮም።
20
ኣምራም ከኣ ንዮካቤድ ኣሞኡ፡ ሰበይቱ ኽትኮኖ ወሰዳ ኣሞ ንኣሮንን ንሙሴን ወለድትሉ። ዓመታዊ ህይወት ኣምራም ድማ ሚእትን ሰለሳን ሾብዓተን ዓመት እዩ።
21
ደቂ ይጽሃር ከኣ፡ ቆራሕን ኔፌግን ዚክሪን።
22
ደቂ ኡዚኤልውን፡ ሚሻኣኤልን ኣኤልጻፋንን ሲትሪን።
23
ኣሮን ድማ ንኤሊሸባ ጋል ኣሚናዳብ፡ ሓቲ ናሕሾን፡ ሰበይቱ ኽትኮኖ ወሰዳ። ንሳ ኸኣ ናዳብን ኣቢሁን ኣልኣዛርን ኢታማርን ወለደትሉ።
24
ደቂ ቆራሕ ድማ ኢሰርን ኤልቃናን ኣብያሳፍን። እዚኣቶም ማይ ቤት ቆራሓውያን እዮም።
25
ኣልኣዛር ወዲ ኣሮን ድማ ሓንቲ ኻብ ኣዋልድ ጲጤኤል ሰበይቲ ኽትኮኖ ወሰደ። ንሳ ኸኣ ንፊንሃስ ወለደትሉ። እዚኣቶም በብዓሌታቶም ሓላቑ ኣቦታት ሌዋውያን እዮም።
26
እቲ ኣሮንን ኣቲ ሙሴን፡ እግዚኣብሄር ንደቂ እስራኤል በብሰራዊቶም ካብ ምድሪ ግብጺ ኼውጽእዎም፡ ምስ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ኣውጽእዎም፡ ዝበሎም፡ እዚቶም እዮም።
27
እቶም ንደቂ እስራኣኤል ካብ ግብጺ ኼውጽእዎም፡ ምስ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ እተዛረቡ፡ እቲ ሙሴን እቲ ኣሮንን እዚኣቶም እዮም።
28
ኮነ ኸኣ፡ በታ እግዚኣብሄር ንሙሴ ኣብ ምድሪ ግብጺ እተዛረበላ መዓልቲ፡
29
እግዚኣብሄር ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡ ኣነ ኣግዚኣብሄር እየ። እዚ ኣነ ዝዛረበካ ኽሉ፡ ንፈርኦን ንጉስ ግብጺ ተዛረቦ።
30
ሙሴ ድማ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር፡ እንሆ፡ ኣነ ኸናፍረይ ኣይተገዝረን፡ ከምይ ኢሉ ደኣ ፈርኦን ኪስምዓኒ፡ በለ።
← Chapter 5
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 7 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40