bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Exodus 13
Exodus 13
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 12
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 14 →
1
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ፡ ኣብ ደቂ እስራኤል ማሕጸን ዚኸፍት ኩሉ ሰቡን እንስሳኡን፡ ንሱ ናተይ እዩ እሞ ኩሉ በኹሪ ናኣይ ቀድሶ ኢሉ ተዛረቦ።
2
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ፡ ኣብ ደቂ እስራኤል ማሕጸን ዚኸፍት ኩሉ ሰቡን እንስሳኡን፡ ንሱ ናተይ እዩ እሞ ኩሉ በኹሪ ናኣይ ቀድሶ ኢሉ ተዛረቦ።
3
ሙሴ ድማ ንህዝቢ በለ፡ እዝጋኢባሄር ብሃያል ኢድ ካብኣ ኣውጺእኩም እዩ እሞ፡ ነዛ ኻብ ግብጺ ኻብ ባርነት ዘውጻእኩምላ መዓልቲ እዚኣ ዘክርዋ፡ ብኹዕ ከኣ ኣይበላዕ።
4
ንስኻትኩም ብወርሒ ኣቢብ ሎሚ ትወጺ ኢኹም።
5
ኪኸውን ድማ እዩ፡ እግዚኣብሄር ናብ ምድሪ ኸነኣናውያንን ሔታውያንን ኣሞራውያንን ሃዋውያንን ይቡሳውያንን፡ ናብታ ጸባን መዓርን እተውሕዝ፡ ንኣኻ ኺህበካ ኢሉ ነቦታትካ ዝመሓለሎም ምድሪ ምስ ኣኣተወካ፡ ሽዑ ነዚ ኣገልግሎት እዚ ኣብዛ ወርሒ እዚኣ ሓልዎ።
6
ሾብዓተ መዓልቲ ቅጫ ኽትበልዕ ኢኻ፡ በታ ሳብዐይቲ መዓልቲ ድማ በዓል እግዚኣብሄር ኪኸውን እዩ።
7
በተን ሾብዓተ መዓልቲ ቅጫ ይበላዕ ኣባኻ ብኹዕ ኣይርኤ።
8
በታ መዓልቲ እቲኣ ንወድኻ ኸምዚ ኢልካ ትነግሮ፡ ዚ ብዛዕባቲ ካብ ግብጺ ምስ ወጻእኩ እግዚኣቤር ዝገበረለይ እዩ።
9
እግዚኣብሄር ብሓያል ኢድ ካብ ግብጺ ኣውጺኡካ እዩ እሞ፡ ሕጊ እግዚኣብሄር ምእንቲ ኣብ ኣፍካ ኪኸውን ኣብ ኢድካ ንምልክት ኣብ መንጎ ኣዒንትኻ ድማ ንመዘከሪ ይኹንካ።
10
ነዚ ሕጊ እዚ በቲ ምዱብ ጊዚኡ ዓመት ንዓመት ሓልዎ።
11
ይኹን ድማ፡ እግዚኣብሄር ናብታ ነኣኻን ነቦታትካን ዝመሓለልካ ምስሪ ኸነኣናውያን ምስ ኣእትወካ፡ ንኣኻ ምስ ሀበካ፡
12
ማሕጸን ዝኸፈተ ኹሉ ንእግዚኣብሄር ክትፈሊ ኢኻ። ካብ ዘሎካ ማልካ ቅድም እተወልደ ኹሉ ተባዕታይ ንእግዚኣብሄር እዩ።
13
ኩሉ በኹሪ ኣድጊ ድማ ብበጊዕ ተበጀዎ፡ እንተ ዘይተበጆኻዮ ኸኣ፡ ክሳዱ ሰበሮ። ካብ ደቅኻ ድማ በኹሪ ንዘበለ ኹሉ ሰብ ተበጀዎ።
14
ኪኸውን ድማ እዩ ንዳሕራይ ወድኻ እዚ እንታይ እዩ፡ ኢሉ ምስ ሓተትካ፡ ንስኻ፡ ንእግዚኣብሄር ካብ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ብሓያል ኢድ ኣውጽኣና።
15
ኮነ ኸኣ፡ ፈርኦን ከይሓድገና ምስ ተረረ፡ እግዚኣብሄር ኣብ ሃገር ግብጺ ኹሉ በኹሪ፡ ካብ በኹሪ ሰብ ክሳዕ በኹሪ እንስሳ፡ ቀቲሉ እዩ እሞ፡ ስለዚ ማሕጸን ዝኸፈተ ኹሉ ተባዕታይ ንእግዚኣብሄር እስውኦ፡ ካብ ደቀይ ድማ በኹሪ ንዝኾነ ኹሉ እብጅዎ፡ ትብሎ።
16
እግዚኣብሄር ካብ ግብጺ ብሓያል ኢድ ኣውጽኡና እዩ እሞ፡ እዚ ድማ ኣብ ኢድካ ኸም መፈለጥታ፡ ኣብ መንጎ ኣዒንትኻ ኸኣ ከም ክታብ ይኹንካ።
17
ኮነ ድማ፡ ፈርኦን ነቶም ህዝቢ ምስ ሕደጎም፡ ኣምላኽ፡ እቶም ህዝቢ ውግእ ምስ ዚርእዩ፡ ተጣዒሶም ናብ ግብጺ ኸይምለሱ ኢሉ ነበረ እሞ፡ እታ መገዲ ምድሪ ፍልስጥኤማውያን፡ ንሳ ቐረባ ኽነሳ፡ ኣምላኽ ብእኣ ኣይመርሖምን።
18
ኣምላኽ ግና ነቲ ህዝቢ ብመገዲ በረኻ ኣቢሉ ንባሕሪ ኤርትራ ኣዞሮ። ደቂ እስራኤል ድማ ካብ ምድሪ ኤርትራ ኣዞሮ። ደቂ እስራኤል ድማ ካብ ምድሪ ግብጺ ተሰሊፎም ወጹ።
19
ዮሴፍ ንደቂ እስራኤል፡ ኣምላኽ ብርግጽ ኺበጽሓኩም እዩ፡ ሽዑ ነዕጽምተይ ካብዚ ምሳኻትኩም ኣደይብዎ፡ ኢሉ ማሕላ ኣምሒልዎም ነበረ እሞ፡ ሙሴ ድማ ንዓጽሚ ዮሴፍ ምስኡ ወሰዶ።
20
ካብ ሱኮ ነቖሎም ኣብ ኤታም ኣብ ወሰን በረኻ ሰፈሩ።
21
ለይትን መዓልትን ምእንቲ ኺጎዐዙ፡ እግዚኣብሄር ድማ ብመዓልቲ መገዲ ኺመርሖም ብዓንዲ ደበና፡ ብለይቲ ኸኣኣ ኼብርሃሎም ብዓንዲ ሓዊ ቐቕድሚኦም ይኸይድ ነበረ።
22
እቲ ዓንዲ ደበና ብመዓልቲ እቲ ዓንዲ ሓዊ ኸኣ ብለይቲ ኻብ ቅድሚ እቶም ህዝቢ ኣይተፈልየን።
← Chapter 12
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 14 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40