bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Exodus 17
Exodus 17
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 16
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 18 →
1
ኩሉ እቲ ኣኼባ ደቂ እስራኤል ካብ በረኻ ሲን ነቐለ። ከም ትእዛዝ እግዚኣብሄር ድማ ካብ ሰፈር እናተጓዕዙ ኣብ ረፊዲም ሰፈሩ። እቲ ህዝቢ ኸኣ ዚሰትዮ ማይ ኣይነበሮን።
2
እቶም ህዝቢ ድማ፡ እንሰትዮ ማይ ሀቡና ኢሎም ምስ ሙሴ ተቛየቑ፡ ስለምንታይከ ንእግዚኣብሄር ትፍትኑ፡ በሎም።
3
እቶም ህዝቢ ድማ ኣብኡ ማይ ጸሚኦም ንሙሴ፡ ስለምናትይ ኢኻ፡ ንሕናን ደቅናን ማልናን ብጽምኢ ኽንመውት ካብ ግብጺ ዘደየብካና፡ ኢሎም ኣጉረምረሙሉ።
4
ሙሴ ድማ፡ ነዚ ህዝብዚ እንታይ ክገብሮ እየ፡ ብዳርባ ኣምኒ ኪቐትለኒ ቕሩብ ተሪፍዎም ኣሎ፡ ኢሉ ናብ እግዚኣብሄር ኣእወየ።
5
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ፡ ናብ ቅድሚ ህዝቢ ሕለፍ እሞ፡ ካብ ዓበይቲ እስራኤል ከኣ ምሳኻ ውሰድ፡ እታ ነታ ርባ ዝወቓዕካላ በትርኻ ድማ ኣብ ኢድካ ሒዝካ ኺድ።
6
እንሆ ኣነ ኣብኡ ኣብ ቅድሜኻ ኣብ ልዕሊ ኸውሒ ሆሬብ ደብ ክብል እየ። ነቲ ኸውሒ ክትወቕዖ ኢኻ፡ ነቶም ህዝቢ ዜስተ ማይ ድማ ካብኡ ኺወጽእ እዩ፡ በሎ። ሙሴ ድማ ኣብ ቅድሚ እቶም ዓበይቲ እስራኤል ከምኡ ገበረ።
7
ብዛዕባ እቲ ቛየቛ ደቂ እስራኤል፡ ንእግዚኣብሄር፡ ድማ፡ እግዚኣብሄርሲ ኣብ ማእከልናዶ ኣሎ ወይ ኣይፋሉን፡ ኢሎም ስለ ዝፈተንዎ፡ ስም እታ ቦታ ማሳን መሪበን ኣውጽኡላ።
8
ሽዑ ኣማሊቅ መጺኡ፡ ምስ እስራኤል ኣብ ረፊዲም ተዋጋኤ።
9
ሙሴ ድማ ንእያሱ፡ ሰባት ሕረየልና እሞ፡ ወጺእካ ምስ ኣማሊቅ ተዋጋእ። ኣነ ጽባሕ በትሪ ኣምላኽ ኣብ ኢደይ ሒዘ ኣብ ርእሲ ኣቲ ኹርባ ደው ክብል እየ በሎ።
10
ኢያሱ ኸኣ ከምቲ ሙሴ ዝበሎ ገበረ፡ ምስ ኣማሊቅ ከኣ ተዋግኤ። ሙሴን ኣሮንን ሁርን ድማ ናብ ርእሲ እቲ ኹርባ ደየቡ።
11
ኮነ ኸኣ፡ ሙሴ ኢዱ ምስ ዜልዕል፡ እስራኤል ይስዕር ነበረ።
12
ኣእዳው ሙሴ ኸኣ ረብረባ እሞ እምኒ ወሲዶም ብ ትሕቲኡ ኣንበሩ፡ ንሱውን ኣብ ልዕሊኡ ተቐመጠ። ኣሮንን ሁርን ከኣ ሓደ በዚ ሐደ በቲ ኾይኖም ኣእዳው ይድግፉ ነበሩ። ኣእዳው ኸኣ ጸሓይ ክሳዕ ኣትዐርብ ጸንዓ።
13
እያሱ ድማ ንኣማሊቅን ንህዝቡን ብስሕለት ሴፍ ቀርደዶም።
14
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ፡ ንዝኽሪ ኣማሊቅ ካብ ትሕቲ ሰማይ ፈጺሙ ኽድምስሶ እየ እሞ፡ እዚ ንመዘከርታ ኣብ መጽሓፍ ጽሐፎ፡ ንእያሱውን ኣብ እዝኑ ኣስምዓዮ በሎ።
15
ኢድ ናብ ዝፋን እግዚኣብሄር ተላዒላ ኣላ እሞ፡ ውግእ እግዚኣብሄር ምስ ኣማሊቅ ካብ ወለዶ ንወለዶ እዩ፡ ድማ በለ።
16
ኢድ ናብ ዝፋን እግዚኣብሄር ተላዒላ ኣላ እሞ፡ ውግእ እግዚኣብሄር ምስ ኣማሊቅ ካብ ወለዶ ንወለዶ እዩ፡ ድማ በለ።
← Chapter 16
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 18 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40