bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Exodus 3
Exodus 3
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 4 →
1
ሙሴ ድማ ኣብጊዕ የትሮ ሓሙኡ፡ ካህን ሚድያን ይጓሲ ነበረ። ነተን ኣባጊዕ እናኸብከበን ናብ ክንየው በረኻ፡ ናብ ሆሬብ ከረን ኣምላኽ መጸ።
2
መልኣኽ እግዚኣብሄር ከኣ ካብ ማእከል ኣሻኹ ቋጥቋጥ ብሃልሃልታ ሓዊ ተራእዮ። እተን ጠመተ ድማ እንሃ፡ እታ ቛጥቋጥ ብሓዊ ትነድድ ነበረት፡ ኣታ ቛጥቋጥ ግና ኣይተበልዔትን።
3
ሙሴ ኸኣ፡ እዚ ዓብዩ ትርኢት እዚ፡ እዛ ቛጥቋጥ ከመይ ኢላ ሞኹ ከም ዝይትብል ደኣ ኸይደ ኽርኢ በለ።
4
እግዚኣብሄር ድማ ኪርኢ ኸም ዝቐረበ ምስ ረአየ፡ ኣምላኽ ካብ ማእከል እታ ቛጥቋጥ፡ ሙሴ፡ ሙሴ፡ ኢሉ ጸውዖ። ንሱ ድማ፡ እኔኹ፡ በለ።
5
ሽዑ ኸኣ፡ ናብዚ ኣይትቕረብ። እዛ ደው ኢልካላ ዘሎኻ ቦታ ቅድስቲ ምድሪ እያ እሞ ኣሳእንካ ኻብ ኣእጋርካ ኣውጽእ፡ በለ።
6
ድማ ኣነ ኣምላኽ ኣቦኻ፡ ኣብርሃም፡ ኣቦኻ ይስሃቅ፡ ኣምላኽ ያእቆብ ከኣ እየ በለ። ሙሴ ድማ ንኣምላኽ ያእቆብ ከአ እየ፡ በለ። ሙሴ ድማ ንኣምላኽ ከይጥምት ፈርሄ ኣሞ ገጹ ኸደነ።
7
እግዚኣብሄር ድማ ጸበባ እቲ ኣብ ግብጺ ዘሎ ህዝበይ ፈሊጠ እየ እሞ ስቓዮም ኣጸቢቐ ርኤኹ፡ እቲ ብሰሪ መጨነቕቶም ዜእወይዎ ኸኣ ሰምዔ ኣሎኹ።
8
ስለዚ ኻብ ኢድ ግብጻውያን ከድሕኖም ወሪደ ኣሎኹ፡ ካብታ ምድሪ እቲኣ ኣብታ ጽብቕትን ርሕብትን ጸባን መዓርን እተውሕዝ ምድሪ፡ ናብታ ቦታ ኸነኣናውያን ሄታውያንን ኣሞራውያንን ፈረዛውያንን ሃዋውያንን ይቡሳውያንን ከደይቦም እየ።
9
ሕጂ ድማ እንሆ ኣውያት ደቂ እስራኤል ናባይ መጸ፡ እቲ ግብጻውያን ዘጥቅዕዎም ጥቕዓት ርኤኹ።
10
እምበኣር ሕጂ ንዓ፡ ንህዝበይ ደቂ እስራኤል ካብ ግብጺ ኺተወጽኦም፡ ናብ ፈርኦን ክልእከካ እየ፡ በለ።
11
ሙሴ ድማ ንኣምላኽ፡ ናብ ፈርኦን ዝኸይድን ንደቂ እስራኤል ካብ ግብጺ ዘውጽእንከ፡ ኣነ መን እየ በለ፡ በሎ።
12
ኣምላኽ ከኣ ኣነ ምሳኻ ክኸውን እየ እሞ፡ ኣነ ኸም ዝለኣኽኩኻ ድማ፡ እዚኣ ትእምርቲ ትኹንካ፡ ነቲ ህዝቢ ኻብ ግብጺ ምስ ኣውጻእካዮ፡ ኣብዚ ኸረን እዚ ንኣምላኽ ከተገልግሉ ኢኹም በለ።
13
ሙሴ ድማ ንኣምላኽ፡ እንሆ፡ ናብ ደቂ እስራኤል መጺኡ፡ ኣቦታትኩም ናባኻትኩም ልኢኹኒ ምስ በልክዎም፡ ስሙ መን እዩ ኣንተ በሉንስ እንታይ ክብሎም ኣየ፡ በሎ።
14
ኣምላኽ ከኣ ንሙሴ፡ ኣቲ ዘሎኹ እየ ዘሎኹ፡ በሎ። በለ ድማ፡ ንደቂ እስራኤል፡ እቲ ኣሎኹ ናባኻትኩም ለኣኸኒ፡ በሎም።
15
ኣምላኽ ድማ ወሲኹ ንሙሴ በሎ፡ ንደቂ እስራኤል ከምዚ በሎም፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦታትኩም፡ ኣምላኽ ኣብርሃም፡ ኣምላኽ ይስሃቅ፡ ኣምላኽ ያእቆብ ከኣ ናባኻትኩም ለኣኸኒ። እዚ ንዘለኣለም ስመይ እዩ።
16
ኪድ ንዓበይቲ እስራኤል አኪብካ በሎም፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦታትኩም፡ ኣምላኽ ኣብርሃም፡ ኣምላኽ ይስሃቅ፡ ኣምላኽ ያእቆብ ከኣ ተገልጸለይ፡ ከምዚ ኢሉ፡ ብርግጽ በጺሔኩም፡ እቲ ኣብ ግብጺ ዝገብሩኹም ድማ ርኤኹ።
17
ካብ ጸበባ ግብጺ ናብ ምድሪ ኸነኣናውያን ሒታውያንን ኣሞራውያንን፡ ጸባን መዓርን ናብ እተውሕዝ ምድሪ ኸደይበኩም እየ፡ ድማ በልኩ።
18
ቃልካ ኸኣ ኪሰምዑ እዮም። ንስኻን ዓበይቲ እስራኣኤልን ናብ ንጉስ ግብጺ ኣቲኹም፡ ከምዚ ትብልዎ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እብራውያን ተገልጸልና። ሕጂ ድማ በጃኻ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ኽንስውእ መገዲ ሰለስተ መዓልቲ ናብ በረኻ ኽንከይድ በልዎ።
19
ብሓያል ኢድ እንተ ዘይኮነስ፡ ንጉስ ግብጽጺ ኽትከዱ ኸም ዘይሓድገኩም፡ እፈልጥ ኣሎኹ።
20
በቲ ኣብ ማእከላ ዝገብሮ ኺወቕዓ እየ። ድሕሪኡ ድማ ኪሓድጎኩም እየ።
21
ነቲ ህዝቢ እዚ ኸኣ ኣብ ቅድሚ ግብጻውያን መጎስ ክህቦ እየ። ኪኸውን ድማ እዩ፡ ምስ እትኸዱ፡ ጥራይ ኢድኩም ኣይትኸዱን ኢኹም።
22
ነፍስ ወከፍ ሰበይቲ ኣቕሓ ብሩርን ኣቅሓ ወርቅን ክዳውንትን ትለምን። ነዚ ኣብ ኣወደትኩም ኣዋልድኩም ግበርዎ፡ ንግብጻውያን ከኣ ትገፍዎም።
← Chapter 2
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 4 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40