bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Exodus 31
Exodus 31
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 30
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 32 →
1
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሰ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
2
ኣንሆ ኣነ ንበሳልኤል ወዲ ኡሪ ወዲ ሁር፡ ካብ ነገድ ይሁዳ፡ ብስሙ ጸዊዐዮ ኣሎኹ።
3
ንጥበቡን ንምስትውዓልን ንፍልጠትን ንኹሉ ዓይነት ዕዮ፡ ኣብ ወርቅን ብሩርን ኣስራዝን ንምዕያይ ጥበብ ኪሓስብ፡ ንምዝናቕ ዝኸውን ኣእማን ኪቐርብ፡ዕጨይትውን ንምጽራብ፡ ኩሉ ዕዮ ንምጋባር መንፈስ ኣምላኽ መሊኤዮ ኣሎኹ።
4
ንጥበቡን ንምስትውዓልን ንፍልጠትን ንኹሉ ዓይነት ዕዮ፡ ኣብ ወርቅን ብሩርን ኣስራዝን ንምዕያይ ጥበብ ኪሓስብ፡ ንምዝናቕ ዝኸውን ኣእማን ኪቐርብ፡ዕጨይትውን ንምጽራብ፡ ኩሉ ዕዮ ንምጋባር መንፈስ ኣምላኽ መሊኤዮ ኣሎኹ።
5
ንጥበቡን ንምስትውዓልን ንፍልጠትን ንኹሉ ዓይነት ዕዮ፡ ኣብ ወርቅን ብሩርን ኣስራዝን ንምዕያይ ጥበብ ኪሓስብ፡ ንምዝናቕ ዝኸውን ኣእማን ኪቐርብ፡ዕጨይትውን ንምጽራብ፡ ኩሉ ዕዮ ንምጋባር መንፈስ ኣምላኽ መሊኤዮ ኣሎኹ።
6
እንሆ ኸኣ ንኦሆልያብ ወዲ ኣሒሳማክ፡ ካብ ነገድ ዳን፡ ምስኡ ገይረዮ ኣሎኹ። እቲ ዝእዘዘኩኻ ኩሉ ምእንቲ ኺገብሩ ኸኣ፡ ኣብ ልቢ ኹሎም ብልሓተኛታት ጥበብ ኣንቢሩ ኣሎኹ።
7
ድንኳን ምርኻብን ታቦት ምስክርን ኣብ ልዕሊኡ ዘሎ መኽደን መተዓረቕን ኩሉ ኣቓሑ ድንዃንን፡
8
ሰደቓን ኣቓሑኡን ኣቲ ጽሩይ ቀዋሚ ቐንዴልን ኩሉ ኣቓሑኡን መሰውኢ ዕጣን ከኣ፡
9
መሰውኢ ምሕራርን ኩሉ ኣቓሑኡን እቲ ገብራ ኸኣ ምስናይ ኣጋሮኡ፡
10
ኣልባስ ኣገልግሎትን ቅዱስ ኣልባስ ድማ ናኣሮንን ካህንን ንደቁን ብኽህነት ዜገልግሉሉ ኣልባስ፡
11
ዘይቲ ቕብኣትን እቲ ንመቕደስ ዚኸውን ምኡዝ ዕጣንን፡ ከምቲ ዝኣዘዝኩኻ ኹሉ ይግበርዎ።
12
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
13
ንስኻ ንደቂ እስራኤል ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፡ ቀዳሲኹም ኣነ እግዚኣብሄር ክምዝኾንኩ ኽትፈልጡስ፡ ኣብ መንጎይን ኣብ መንግኹምን ንውሉድ ወለዶኹም መፈለጥታ ኣየ እሞ፡ ስነብተይ ኣጸቢቕኩም ሓልው።
14
ንኣኻትኩም ቅድስቲ እያ እሞ፡ ንሰንበት ሕልውዋ። ብእኣ ገለ ዕዩ ዚዐዩ ኹሉ እታ ነፍሲ እቲኣ ኻብ ህዝባ ኽትምንቆስ እያ እሞ፡ እቲ ዘርክሳ ሞት ይሙት።
15
ሽዱሽተ መዓልቲ ዕዮ ይተዐየ፡ ሳብዐየቲ መዓልቲ ንእግዚኣብሄር እተቐደሰት ሰነበት ዕረፍቲ እያ። ብመዓልቲ ስነበት ዕዮ ዝዐየየ ኹሉ ሞት ይሙት።
16
ንውሉድ ወለድኦም ንናይ ዘለኣለም ኪዳን ንሰንበት ኬብዕልዋ ደቂ እስራኤል ንሰንበት ይሓልውዋ።
17
እግዚኣብሄር ብሹድሹተ መዓልቲ ሰማይን ምድርን ገብረ፡ ብሳብዐይቲ መዓልቲ ድማ ዐሪፉ ኣተንፊሱ እዩ እሞ፡ ንሳ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎ ደቂ እስራኤልን ናይ ዘለኣለም መፈለጥታ እያ።
18
ኣብ ከረን ሲና ሙሴ ተዛረቡ ምስ ወድኤ ክልተ ጽላት ምስክር በጻብዕ እግዚኣብሄር እተጻሕፈ ጽላት እምኒ ሀቦ።
← Chapter 30
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 32 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40