bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Exodus 2
Exodus 2
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 3 →
1
ሓደ ሰብኣይ ከኣ ካብ ቤት ሌዊ ኸይዱ ጓል ሌዊ ኣእተወ።
2
እታ ሰበይቲ ድማ ጠነሰት፡ ወዲውን ወለደት። ንሱ ጽቡቕ ቆልዓ ምዃኑ ምስ ረኣየት ከኣኣ፡ ስለስተ ወርሒ ሓብኣቶ።
3
ደጊም ምሕባኡ ምስ ሰኣነት፡ ሳጹን ሻምብቆ ወሲዳ ብቕጥራንን ብዝፍትን ለቕለቐቶ፡ ነቲ ቖልዓ ናብኡ ኣእይታ ድማ፡ ኣብ ገምገም ርባ ኣብ ሰልሰላ ኣንበረቶ።
4
ሓብቱ ድማ እንታይ ከም ዝረኽቦ ኽትፈልጥ፡ ርሕቕ ኢላ ደው በለት።
5
ጓል ፈርኦን ከኣ ክትሕጸብ ናብ ርባ ወረደት፡ እተን ኣግራዳ ድማ ገምገመገምገም እቲ ርባ ይዛወራ ነበራ። ኣብ ማእከል ሰልሰላ ሳጹን ረኣየት እሞ፡ ገረዳ ሰዲዳ ኣምጽኣቶ።
6
ከፊታ ድማ ነቲ ሕጻን ረኣየቶ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቖልዓ ይበኪ ነበረ። ደንጊጻትሉ ድማ እዚ ኻብ እብራውያን እዩ በለት።
7
ሽዑ እታ ሓብቱ ጓል ፈራኦን፡ ካብተን ኣብራውያን ኣንስቲ ነዚ ሕጻንዚ እተጥብወልኪ መጉዚትዶ ኸጽውዓልኪ ክኸይድ በለታ።
8
ጓል ፈርኦን ከኣ ኪዲ በለታ። እታ ጓል ድማ ከደት፡ ነደ እቲ ሕጻን ከኣ ጸውዓታ።
9
ጓል ፈርኦን ድማ፡ ነዚ ሕጻንዚ ወሲድኪ እትብውለይ ኣነ ኸኣ ዓስብኺ ክህበኪ እየ በለታ። እታ ሰበይቲ ድማ ነቲ ሕጻን ወሲዳ ኣጥበወቶ።
10
እቲ ሕጻን ከኣ ዐበየ፡ ናብ ጓል ፈርኦንውን ኣምጽኣቶ። ወዳ ድማ ኾነ። ካብ ማይ ኣውጺኤዮ እየ፡ ኢላ ሙሴ ኣውጽኣትሉ።
11
ኮነ ድማ፡ በተን መዓልትታት እቲኤን ሙሴ ምስ ዐበየ፡ ናብ ኣሕዋቱ ወጺኡ፡ ነቲ ብርቱዕ ጻዕሮም ረአየ። ግብጻዊ ሰብኣይ ድማ ንእብራዊ ሰብኣይ፡ ካብቶም ኣሕዋቱ ኪወቕዖ ረአየ።
12
ናብዝን ናብትን ግልጽ ኢሉ፡ ሰብ ከም ዜልቦ ረአየ፡ ነቲ ግብጻዊ ቐቲሉ ኣብ ሑጻ ሓብኦ።
13
በታ ኻልኣይቲ መዓልቲ ድማ ወጸ፡ እንሆ ክልተ እብራውያን ሰብኡት ኪበኣሱ ረአየ። ነቲ ዝዐመጸ፡ ከምይ ንብጻይካ እትወቕዖ፡ በሎ።
14
ንሱ ድማ መን መስፍንን ፈራድን ገይሩ ኣብ ልዕሌና ሸመካ፡ ንስኻ ነቲ ግብጻዊ ኸም ዝቐተልካዮ ክትቀትለኒዶ ትደሊ ኣሎኻ፡ በለ። ሽዑ ሙሴ ፈርሄ፡ እዚ ነግርዚ ብርግጽ ተፈሊጡ እዩ፡ ድማ በለ።
15
ፈርኦን ከኣ እዚ ነገርዚ ሰሚዑ ንሙሴ ኪቐትሎ ደለየ። ሙሴ ግና ካብ ቅድሚ ፈርኦን ሀደመ፡ ኣብ ምድሪ ሚድያን ድማ ተቐመጠ፡ ኣብ ጥቓ ዔላ ኸኣ ኮፍ በለ።
16
ካህን ሚድያን ድማ ሾብዓተ ኣዋልድ ነበራኦ። ንሳተን መጺኤን ነባጊዕ ኣቦኤን ኬስትያ፡ ማይ ቀዲሔን ነቲ ጋብላታት መልኣኦ።
17
ጓሶት ዳ መጺኦም ሰጎጉወን፡ ሙሴ ግና ተንሲኡ ረድኤን፡ ኣባጊዔን ድማ ኣስተየ።
18
ናብ እቡኤን ራጉኤል ምስ መጻ ኸኣ፡ ንሱ ሎሚ ኸመይ ኢልክን ቀልጢፍክን መጺእክን፡ በለን።
19
ንሳተን ድማ፡ ሓደ ግብጻዊ ሰብኣይ ካብ ኢድ እቶም ጓሶት ኣድሐነና፡ ማይ ቀዲሑ ኸኣ ነባጊዕና ኣስተየና በለኦ።
20
ኣዋልዱ ድማ ኣበይ ደኣ ኣሎ። ስለምንታይከ ነቲ ሰብቲ ሐደግክንኦ፡ እንጌራ ኺበልዕ ጸውዓኦ በለን።
21
ሙሴ ድማ ምስቲ ሰብኣይ ኪነብር ፈተወ። ንሱ ኸኣ ጺጶራ ጓሉ ንሙሴ ሀቦ።
22
ወዲ ድማ ወለደት እሞ ኣነ ኣብ ምድሪ ጓና ስደተኛ እየ ኢሉ ስሙ ጌርሾም ኣውጽኣሉ።
23
ኮነ ድማ፡ ድሕሪ ብዙሕ መዓልቲ ንጉሰ ግብጺ ሞተ። ደቂ እስራኤል ከኣ ካብ ባርነቶም እተላዕለ እህህ በሉ፡ ጨርሑ ድማ፡ እቲ ኣውያቶም ብዛዕባ ባርነቶም ከኣ ናብ ኣምላኽ ደየበ።
24
ኣምላኽ ድማ ቁዝማኡም ሰምኤ፡ ኣምላኽ ከኣ ነቲ ምስ ኣምርሃምን ምስ ይስሃቅን ምስ ያእቆብን ዝኣተዎ ኺዳን ዘከረ።
25
ኣምላኽ ድማ ናብ ደቂ እስራኤል ረአየ፡ ኣምላኽ ከኣ ህልዋቶም ፈለጠ።
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 3 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40