bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Numbers 25
Numbers 25
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 24
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 26 →
1
እስራኤል ድማ ኣብ ሽጢም ተቐመጠ። እቲ ህዝቢ ኸአ ምስ ኣዋልድ ሞኣብ ኪምንዝር ጀመረ።
2
ንሳተን ነቲ ህዝቢ ናብ መስዋእቲ ኣማልኽተን ጸውዓኦ። እቲ ህዝቢ ኸአ በልዔ፡ ንኣማልኸተን ድማ ሰገደ።
3
እስራኤል ከአ ምስ በዓልጴዖር ሐበረ። ኩራ እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ፡ እቲ ነዳዲ ኹራ እግዚኣብሄር ካብ እስራኤል ምእንቲ ኺምለስሲ፡ ንኹሎም ሓላቑ ህዝቢ ወሲድካ ንእግዚኣብሄር ኣብ ቅድሚ ጸሓይ ሰቐሎም፡ በሎ።
4
ሙሴ ድማ ንፈራዶ እስራኤል፡ ነፍሲ ወከፍኩም ነቶም ምስ በዓልጴዖር ዝሓበሩ ሰብ ይቕተል፡ በሎም።
5
ሙሴ ድማ ንፈራዶ እስራኤል፡ ነፍሲ ወከፍኩም ነቶም ምስ በዓልጴዖር ዝሓበሩ ሰብ ይቕተል፡ በሎም።
6
እንሆ ኸአ፡ ካብ ደቂ እስራኤል ሓደ ሰብኣይ ኣብ ቅድሚ ሙሴን ኣብ ቅድሚ ኹሉ ኣኼባ ደቂ እስራኤልን፡ ንሳቶም ኣብ ኣፍ ድንኳን ምርኻብ ደው ኢሎም ኪበኽዩ ኸለው፡ ሓንቲ ሚድያናዊት ሰበይቲ ናብ ኣሕዋቱ ኣምጽኤ።
7
ፊንሃስ ወዲ ኣልኣዛር፡ ወዲ ኻህን ኣሮን፡ ምስ ረአዩ፡ ካብ ማእከል እቲ ኣኼባ ተንስኤ፡ ኩናትውን ኣብ ኢዱ ወሰደ፡
8
ደድሕሪ እቲ እስራኤላዊ ሰብኣይን ነታ ሰበይትን ከአ ረቃቒቶኣ ንኽልቲኦም ወጋኦም። ኣቲ መዓት ድማ ካብ ደቂ እስራኣኤል ዛረየ።
9
እቶም በቲ መዓት ዝሞቱ ኸአ ዕስራን ኣርባዕተን ሽሕ ኮነ።
10
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረበ፡
11
ፊንሃስ ወዲ ኣልኣዛር፡ ወዲ ኻህን ኣሮን፡ ኣብ መንጎኦም ብምቕናኤይ ስለ ዝቐንኤ፡ ንኹራይ ካብ ደቂ እስራኤል መለሶ ኣሞ፡ ንደቂ እስራኤል ብቕንኣተይ ኣየጥፋእክዎምን።
12
ስለዚ በል እንሆ ንእኡ ናይ ሰላም ኪዳነይ ኣህቦ ኣለኹ።
13
ንኣምላኹ ቐኒኡ፡ ንደቂ እስራኤል ከአ ኣተዐሪቑ እዩ እሞ፡ ስለዚ ንእኡ፡ ብድሕሪኡ ድማ ንዘርኡ ኺዳን ክህነት ዘለኣለም ይኹን።
14
ስም እቲ እትቐትለ እስራኤላዊ ሰብኣይ፡ ምስታ ሚድያናዊት ሰበይቲ እተቕትለ፡ ዚምሪ ወዲ ሳሉ፡ ንሱ ኻብ ደቂ ስምኦን፡ ሹም ሓደ ማይ ቤት ኣቦ ነበረ።
15
ስም እታ እተቕትለት ሚድያናዊት ሰበይቲ ኸአ ኩዝቢ ጓል ጹር፡ ንሱ ኣብ ሚድያን ናይ ሓደ ማይ ቤት ኣቦ ሓለቓ ህዝቢ ነበረ።
16
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
17
በቲ ብናይ ጴዖር ነገር ዝጠበሩኹም ምጥባሮም፡ ድማ ብነገር ኩዝቢ ሓብቶም፡ ጓል ሹም ሚድያን፡ በታ ብዛዕባ ጴዖር መዓት ዝወረደላ መዓልቲ እተቕትለት፡ ኣጨኒቖምኹም ነይሮም እዮም እሞ፡ ንምድያናውያን ኣጨኒቕዎምን ውቕዕዎምን።
18
በቲ ብናይ ጴዖር ነገር ዝጠበሩኹም ምጥባሮም፡ ድማ ብነገር ኩዝቢ ሓብቶም፡ ጓል ሹም ሚድያን፡ በታ ብዛዕባ ጴዖር መዓት ዝወረደላ መዓልቲ እተቕትለት፡ ኣጨኒቖምኹም ነይሮም እዮም እሞ፡ ንምድያናውያን ኣጨኒቕዎምን ውቕዕዎምን።
← Chapter 24
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 26 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36