bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Numbers 6
Numbers 6
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 5
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 7 →
1
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
2
ንደቂ እስራኣኤል ተዛረቦም በሎም ከኣ፡ ሰብኣይ ኮነ ወይ ሰበይቲ ንዛራዊ ኪኸውን ንእግዚኣብሄር ኪፍለ እንተ ተመባጽዔ፡
3
ካብ ወይንን ካብ ዜስክር መስተን ይፈለ፡ ዝመጸጸ ወይኒ ኾነይ ወይ ዘይመጸጸ ዜስክር መስተ ኣይስተ፡ ገለ ኻብ ወይኒ እተጸምቆ ኣይስተ፡ ካብ ወይኒ ድማ ብሰዊቱ ኾነ ወይ ብንቑጹ ኣይብላዕ።
4
ብኹለን መዓልትታት ናዝራዊቱ ፍሬኡ ኸሎ ገፈሉ ኾነ፡ ገለ ኻብ ኦም ወይኒ ኣይብላዕ።
5
ብኹለን መዓልትታት መብጽዓ ናዝራዊነቱ መላጸ ናብ ርእሱ ኣይሕለፍ፡ እተን ንእግዚኣብሄር እተፍለየን መዓልትታት ክሳዕ ዝመልኣ፡ ቅዱስ ይኹን፡ ጸጉሪ ርእሱ ኸኣ የንውሕ።
6
በተን ንእግዚኣብሄር እተፈለየን ኩለን መዓልታት ናብ ምውት ሰብ ኣይእቶ።
7
ናዝራዊነቱ ንኣምላኽ ኣብ ርእሱ እዩ እሞ፡ በቦኡን በዲኡን ብሓውን ብሓብቱን ብሞቶም ኣይርከስ።
8
ብኹለን መዓልትታት ናዝራዊነቱ ንሱ ንእግዚኣብሄር እተቐደሰ እዩ።
9
ብድንገት ኣብ ጥቓኡ ሰብ እንተ ሞተ ርእሲ ናዝራዊነቱ እንተ ረኸሰ፡ በታ ዚነጽሃላ መዓልቲ ርእሱ ይላጺ፡ ብሳብዐይቲ መዓልቲ ይላጽዮ።
10
ኣብ ሳምነይቲ መዓልቲ ድማ ክልተ ባሬቶ ወይ ክልተ ናእሽቱ ርግቢ ናብ ኣፍ ስንኳን ምርኻብ ናብ ካህን የምጽእ።
11
ኣቲ ኻህን ድማ እታ ሓንቲ ንመስዋእቲ ሓጢኣት እታ ኻልኣይቲ ኸኣ ንዚሓርር መስዋእቲ ይሰውእ፡ ካብቲ በቲ ምውት ዝገበሮ ሓጢኣት የተዐርቆ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ ርእሱ ይቐድስ፡
12
መዓልትታት ናዝራዊነቱ ንእግዚኣብሄር ይፍለ፡ ንመስዋእቲ በደል ድማ ገንሸል ዓመት የምጽእ። እቲ ናዝራነቱ ስለ ዝረኸሰ እተን ቀድሞት መዓልትታት ከንቱ ኾና።
13
ሕጊ ናዝራዊ ኸኣ እዚ እዩ፡ መዓልትታት ናዝራዊነቱ ምስ መልአ፡ ናብ ኣፍ ድንኳን ምርኻብ የምጽእዎ።
14
መስዋእቱ ድማ፡ ንዚሐርር መስዋእቲ ሓጢኣት ድማ ጎደሎ ዜብላ ሽበን ዓመት፡ ንመስዋእቲ ምስጋናውን ጎደሎ ዜብሉ ድዑል፡ ሓደ መሶብ ካብ ድኹም ሓርጭ ብዘይቲ እተቖምጥዔ፡ ዘበኹዔ ረቀቕቲ ቕጫታትን ምስኡ ኽኣ መስዋእቲ ብልዕን መስዋእቲ መስተን ንእግዚኣብሄር የቕርበሉ።
15
መስዋእቱ ድማ፡ ንዚሐርር መስዋእቲ ሓጢኣት ድማ ጎደሎ ዜብላ ሽበን ዓመት፡ ንመስዋእቲ ምስጋናውን ጎደሎ ዜብሉ ድዑል፡ ሓደ መሶብ ካብ ድኹም ሓርጭ ብዘይቲ እተቖምጥዔ፡ ዘበኹዔ ረቀቕቲ ቕጫታትን ምስኡ ኽኣ መስዋእቲ ብልዕን መስዋእቲ መስተን ንእግዚኣብሄር የቕርበሉ።
16
እቲ ኻህን ከኣ ናብ ቅድሚ እግዚኣብሄር የቕርቦ፡ ንመስዋእቲ ሓጢኣቱን ንዚሓርር መስዋእቱን ይሰውኣዮ።
17
ነቲ ድዑል ድማ ምስቲ ዘይበኹዔ መሶብ እንጌራ ንእግዚኣብሄር መስዋእቲ ምስጋና ይሰውኣዮ፡ እቲ ኻህን መስዋእቲ ብልዕን መስዋእቲ መስተን ከአ ይሰውእ።
18
እቲ ናዝራዊ ድማ ንነቲ ርእሲ ናዝራዊነቱ ኣብ ኣፍ ድንኳን ምርኻብ ይላጸዩ፡ ነቲ ጸጉሪ ርእዚ ናዝራዊነቱ ወሲዱ ኸአ ናብቲ ትሕቲ መስዋእቲ ምስጋና ዘሎ ሓዊ የእትዎ።
19
ነቲ ናዝራዊነቱ ምስ ላጸየ ድማ፡ እቲ ኻህን ነታ ዝበሰለት ኢድ ድዑል ይውሰድ፡ ካብቲ መሶብ ከኣ ሓደ ዘይበኹዔ ቕጫን ሓደ ዘበኹዔ ረቂቕ ቅጫን ገይሩ ኣብ ኢድ እቲ ናዝራዊ የንብር።
20
እቲ ኻህን ድማ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ንመስዋእቲ ምውዝዋ ይወዝውዞ። እዚ ምስቲ ዝውዝወዝ ሓኸልን ዚለዐል እግርን ነቲ ኻህን ይቀደስ። ድሕርዚ እቲ ናዝራዊ ወይኒ ይስተ።
21
ብጀካ እቲ ኣብ ኢዱ ዝረኸቦ፡ ሕጊ እቲ እተመባጽዔ ናዝራውን ናይ ናዝራዊነት መስዋእቲ ንእግዚኣብሄር እዚ እዩ። ከምቲ ሕጊ ናዝራዊነቱ፡ ከምቲ እተመባጽዖ መብጽዓ ኸምኡ ይግበር።
22
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
23
ንኣሮንን ንደቁን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፡ ንደቂ እስራኣኤል ከምዚ ኢልኩም ባረኽዎም፡
24
እግዚኣብሄር ይባርኽካን ይሓሉኻን።
25
እግዚኣብሄር ገጹ ይምለሰልካ፡ ሰላም ድማ ይሀብካ።
26
እግዚኣብሄር ገጹ ይምለሰልካ፡ ሰላም ድማ ይሀብካ።
27
ከምዚ ገይሮም ስመይ ኣብ ደቂ እስራኤል የንብሩ፡ ኣነ ኸኣ ክባርኾም እየ።
← Chapter 5
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 7 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36