bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Numbers 27
Numbers 27
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 26
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 28 →
1
ኣዋልድ ጸሎፍሓድ ወዲ ሔፈር፡ ወዲ ጊልኣድ ወዲ ማኪር ወዲ ምናሴ፡ ካብ ዓሌታት ምናሴ ወዲ ዮሴፍ ከአ ቀረባ። ስም እተን ኣዋልዱ ድማ እዚ ነበረ፡ ማሕላ፡ ኖዓ፡ ሖግላ፡ ሚልካ፡ ቲርጻ።
2
ኣብ ቅድሚ ሙሴን ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣልኣዛርን ኣብ ቅድሚ ሙሴን ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣልኣዛርን ኣብ ቅድሚ ሹማምትን ኹሉ ኣኼባን ኣብ ኣፍ ድንኳን ምርኻብ ደው ኢለን፡
3
ኣቦና ኣብ በረኻ ሞተ፡ ንሱ ኸአ ብሓጢኣቱ ሞተ እምበር፡ ኣብ ማእከል እቶም በቲ ኣኼባ ቆራሕ ናብ ልዕሊ እግዚኣብሄር እተአከቡ ኣይነበረን፡ ኣወዳት ድማ ኣይነበርዎን።
4
ወዲ ስለ ዝየነብሮስ፡ ስለምንታይ ስም ኣቦና ኻብ ማእከል ዓሌቱ ዚጠፍእ፡ ኣብ ማእከል ሓወቦታትና ርስቲ ሀበና በላ።
5
ሙሴ ድማ እቲ ነገረን ናብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣቕረበ።
6
እግዚኣብሄር ከአ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
7
ኣዋልድ ጸሎፍሓድ እተዛረቦኦ ሓቂ እዩ። ኣብ ማእከል ሓወባታተን ርስቲ ሀበን፡ እቲ ርስቲ ኣቦኤን ናባታተን ኣሕልፎ።
8
ንደቂ እስራኤል ድማ ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፡ ሰብ ወዲ ኸይሐደገ እንተ ሞተ፡ እቲ ርስቱ ናብ ጓሉ ኣሕልፍዎ።
9
ጓል እንተ ዜብሉ ኸአ፡ እቲ ርስቱ ነሕዋቱ ሀብዎም።
10
ኣሕዋቱ እንተ ዜብሉ ኸአ፡ እቲ ርስቱ ንሓወቦታቱ ሀብዎም።
11
ኣቡኡ ኣሕዋት እንተ ዜብሉ ድማ፡ እቲ ርስቱ ኻብ ዓሌቱ ንዚቐርቦ ዘመዱ ሀብዎ፡ ንሱ ይውረሶ። እዚ ኸአ ከምቲ እግዚኣብሄር ንሙሴ ዝአዘዞ ንደቂ እስራኤል ሕጊ ፍርዲ ይኹን።
12
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ በሎ፡ ናብዚ ኸረን ኦኣባሪም ደይብ፡ እታ ንደቂ እስራኤል ዝሀብክዎም ምድሪ ኸአ ርአያ።
13
ምስ ርኤኻያ ድማ፡ እቲ ኣኼባ ኣብ በረኻ ጺን ኪቛይቅቑኒ ከሎ፡ ኣብቲ ማይ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ከይትቕደሱኒ፡ ንቓለይ ስለ ዝዐሎኹም፡ ከምቲ ኣሮን ሓውካ እተአከበ፡ ንስካውን ምስኡን ከምኡ ኣብ ቃዴስ ኣብ በረኻ ጺን ዝነበረ ማይ መሪባ እዩ።
14
ምስ ርኤኻያ ድማ፡ እቲ ኣኼባ ኣብ በረኻ ጺን ኪቛይቅቑኒ ከሎ፡ ኣብቲ ማይ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ከይትቕደሱኒ፡ ንቓለይ ስለ ዝዐሎኹም፡ ከምቲ ኣሮን ሓውካ እተአከበ፡ ንስካውን ምስኡን ከምኡ ኣብ ቃዴስ ኣብ በረኻ ጺን ዝነበረ ማይ መሪባ እዩ።
15
ሙሴ ኸአ ንእግዚኣብሄር ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
16
እቲ ኣኼባ እግዚኣብሄር ጓሳ ኸም ዜብለን ኣባጊዕ ከይኸውንሲ፡ ኣብ ቅድሚኣኦም ዚውጽእን ኣብ ቅድሚኦም ዚአቱን፡ ዚወጽኦምን ዜእትዎምን፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ መናፍስቲ ኹሉ ስጋ፡ ኣብ ልዕሊ እዚ ኣኼባ እዚ ዚኸውን ሰብኣይ ይመድቡ።
17
እቲ ኣኼባ እግዚኣብሄር ጓሳ ኸም ዜብለን ኣባጊዕ ከይኸውንሲ፡ ኣብ ቅድሚኣኦም ዚውጽእን ኣብ ቅድሚኦም ዚአቱን፡ ዚወጽኦምን ዜእትዎምን፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ መናፍስቲ ኹሉ ስጋ፡ ኣብ ልዕሊ እዚ ኣኼባ እዚ ዚኸውን ሰብኣይ ይመድቡ።
18
እግዚኣብሄር ከአ ንሙሴ በሎ፡ እያሱ ወድ ኔዌ፡ መንፈስ ዘለዎ ሰብኣይ፡ ናባኻ ውሰድ፡ ኢድካ ድማ ኣብ ልዕሊኡ ኣንብር።
19
ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣልኣዛርን ኣብ ቅድሚ ኹሉ ኣኼባን ከአ ደው ኣብሎ፡ ኣብ ቅድሚኦም ድማ ኣዝዞ።
20
ኩሉ ኣኼባ ደቂ እስራኤል ምእንቲ ኺእዝዞ ኸአ፡ ካብ ግርማኻ ኣብ ልዕሊኡ ኣንብር።
21
ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣልኣዛር ድማ ደው ይብል፡ ንሱ ኸአ ብፍርዲ ኡሪም ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ይሕተተሉ። ንሱን ኩሎም ደቂ እስራኤልን ኩሉ እቲ ኣኼባን ከአ ምስኡ ብቓሉ ይውጽኡ፡ ብቓሉ ይእተው።
22
ሙሴን ድማ ከምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ ገበረ፡ ንእያሱ ወሲዱ ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣልኣዛርን ኣብ ቅድሚ ኹሉ ኣኼባን ደው ኣበሎ።
23
ንሱ ኸአ ኣእዳው ኣብ ልዕሊኣኡ ኣንበረ፡ ከምቲ እግዚኣብሄር ብሙሴ እተዛረቦ ድማ ኣዘዞ።
← Chapter 26
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 28 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36