bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Numbers 34
Numbers 34
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 33
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 35 →
1
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
2
ንደቂ እስራኤል ኣዝዞም፡ በሎም ከአ፡ ናብ ምድሪ ከነኣን ምስ ኣቶኹም፡ እታ ንርስቲ እትበጽሓኩም ምድሪ እዚኣ እያ፡ ምድሪ ከነኣን ክሳዕ ወሰናታ።
3
ሸነኽ ደቡብ ምድርኹም ካብቲ ብወገን ኤዶም ዘሎ በረኻ ጺን ይኹን እሞ፡ ናብ ደቡብ ዶብኩም ካብ ወሰን ባሕሪ ጨው ንምብራቑ ይኹን።
4
ዶብኩም ብደቡብ ዓቀበት ዓቅራቢም ዞይሩ ናብ ጺን ይሕለፍ፡ ብደቡብ ቃዴስባርኔዓ ኣቢሉ ድማ ይውጻእ። ብሓጻርኣዳር ወጺኡ ኸአ ናብ ዓጽሞን ይሕለፍ።
5
ካብ ዓጽሞን ከአ እቲ ዶብ ናብ ርባ ግብጺ ይዙር፡ ናብ ባሕሪ ድማ ይውጻእ።
6
ዶብ ምዕራብውን እቲ ዓብዩ ባሕርን እቲ ዶብን ይኹነልኩም። ናይ ምዕራብ ዶብኩም እዚ ይኹን።
7
ናይ ሰሜን ዶብኩም ድማ እዚ ይኹን፡ ካብቲ ዓብዩ ባሕሪ ናብ ከረን ሆር ኣቢልኩም ንኣኻትኩም ምልክት ግበሩሉ።
8
ካብ ከረን ሆር ክሳዕ እታ ናብ ሃማት እተእቱ ምልክት ግበሩሉ፡ እቲ ዶብ ከአ ናብ ጸዳድ ይውጻእ።
9
እቲ ዶብ ድማ ናብ ዚፍሮን ይሕለፍ እሞ ናብ ሓጻርዔናን ይውጻእ፡ ናይ ሰሜን ዶብኩም እዚ ይኹን።
10
ናይ ምብራቕ ዶብኩም ከአ ኣብ ሓጻርዔናን ክሳዕ ሸፋም ኣመልከቱሉ።
11
እቲ ዳብ ድማ ካብ ሼፋም ናብ ሪብላ፡ ንዓይን ብምብራቕ ይውረድ፡ እቲ ዶብ ከአ ወሪዱ ናብ ምብራቕ ኣቢሉ ኽሳዕ ባሕሪ ኪኔሬት ይብጻሕ።
12
እቲ ዶብ ክሳዕ ዮርዳኖስ ይውረድ፡ ናብ ባሕሪ ጨው ከአ ይውጻእ። እዚኣ ምስቲ ኣብ ዙርያኣ ዘሎ ዶባ ሃገርኩም ትኹን።
13
ሙሴ ድማ ንደቂ እስራኤል ከምዚ ኢሉ ኣዘዞም፡ እታ ብዕጭ እትርስተይዋ ሃገር፡ እግዚኣብሄር ንትሽዓተ ነገድን ንፈረቓ ነገድን ክትወሀብ ዝአዘዘ፡ እዚኣ እያ።
14
ኣሞ ነገድ ደቂ ሮቤል ከከም ማይ ቤት ኣቦታቶም፡ ነገድ ደቂ ጋድ ከከም ማይ ቤት ኣቦታቶም፡ ነገድ ደቂ ሮቤል ድማ ከከም ማይ ቤት ኣቦታቶም ረርስቶም ሓዙ። ፈረቓ ነገድ ምናሴ ኸአ ርስቶም ሓዙ።
15
እዞም ክልተ ነገድን እዚ ፈረቓ ነገድን ኣብ ክንየው ዮርዳኖስ ናይ ያሪኮ ብሸነኽ ምብራቕ ጸሓይ ረርስቶም ሓዙ።
16
እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
17
ስም እቶም ነታ ምድሪ ንርስቲ ዚመቕሉልኩም ሰባት እዚ እዩ፡ ካህን ኣልኣዛርን እያሲ ወዲ ነዌን።
18
ንምምቃል እታ ምድሪ ንርስቲ ድማ ከካብ ነገድ ሓደ ሹም ውሰዱ።
19
ስም እቶም ሰባት ድማ እዚ እዩ፡ ካብ ነገድ ይሁሳ፡ ካሌብ ወዲ የፋኔ።
20
ካብ ነገድ ደቂ ስምኦን ሽሙኤል ወዲ ዓሚሁድ።
21
ካብ ነገድ ብንያም፡ ኤሊዳድ ወዲ ኪስሎን።
22
ካብ ነገድ ደቂ ዳን፡ ሹም ቡቂ ወዲ ዩግሊ።
23
ካብ ደቂ ዮሴፍ፡ ካብ ነገድ ደቂ ምናሴ፡ ሹም ሓኒኤል ወዲ ኤፎድ።
24
ካብ ነገድ ደቂ ኤፍሬም፡ ሹም ቄሙኤል ወዲ ሺፍጣን።
25
ካብ ነገድ ደቂ ዛብሎን፡ ሹም ኤሊጻፋን ወዲ ጳርናክ።
26
ካብ ነገድ ደቂ ይሳኮር፡ ሹም ጰልጢኤል ወዲ ዓዛን።
27
ካብ ነገድ ደቂ ኣሴር፡ ሹም ኣሒሁድ ወዲ ሸሎሚ።
28
ካብ ነገድ ደቂ ንፍታሌም፡ ሹም ጴዳህኤል ወዲ ዓሚሁድ።
29
እቶም ንደቂ እስራኤል ኣብ ምድሪ ከንኣን ርስቲ ኺመቕልዎም እግዚኣብሄር ዝአዘዞም እዚኣቶም እዮም።
← Chapter 33
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 35 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36