bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Isaiah 29
Isaiah 29
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 28
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 51
Chapter 52
Chapter 53
Chapter 54
Chapter 55
Chapter 56
Chapter 57
Chapter 58
Chapter 59
Chapter 60
Chapter 61
Chapter 62
Chapter 63
Chapter 64
Chapter 65
Chapter 66
Chapter 30 →
1
ኣቲ ኣሪኤል፡ ኣሪኤል፡ ዳዊት መሳፍሮ ዝገበረኪ ኸተማ፡ ወይለኺ። ዓመት ኣብ ዓመት ወስኹ፡ በዓላትውን ምዝዋሩ ይፈጽም።
2
ንኣሪኤል ድማ ከጨንቐላ እየ፡ ዋይዋይን ቊዝማን ኪኸውን እዩ፡ ንሳውን ከም ኣሪኤል ክትኰነኒ እያ።
3
ኣብ ከባቢኻ ኽሰፍር እየ፡ ብሰራዊት ክኸበኪ፡ ኣብ ልዕሌኺውን ዕርዲ ከቕውም እየ።
4
ተዋሪድኪ፡ ካብ ምድሪ ኽትዛረቢ ኢኺ፡ ቃልኪ ብሰላሕላሕ ካብ ሓመስ ኪወጽእ፡ ድምጽኺ ከም ድምጺ ሰራዪ ኻብ ምድሪ ኺስማዕ፡ ቃልኪውን ካብ ሓመድ ሕሽዂሽዂ ኪብል እዩ።
5
ብዝሒ ጻላእትኺ ግና ከም ድኹም ተጐጓ፡ ብዝሒ እቶም መጨነቕቲ ኸኣ ከምቲ ዚሐልፍ ብቚብቚ ኪኸውን እዩ፡ እዚውን ብቕጽበት ብድንገት ኪኸውን እዩ።
6
መዓት እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ብነጒድን ምንድቕዳቕ ምድርን ብብርቱዕ ህማምን ህቦብላን ሃጽፍን ብዚባላዕ ሃልሃልታ ሓውን ኪመጸኪ እዩ።
7
ብዝሒ እቶም ኣብ ልዕሊ ኣሪኤል ዚትንስኡ ዂሎም ኣህዛብ፡ ብዝሒ እቶም ንእኣን ንዕርዳን ዚወግኡን ዜጽብቡን ኲሎም ከም ሕልምን ራእይ ለይትን ኪኸውን እዩ።
8
ከምቲ ጥሙይ ብሕልቡ ዚበልዕ፡ ምስ ነቕሔ ግና ነፍሱ ጥራያ እያ፡ ከምቲ ጽሙእ ድማ ብሕልሙ ዚሰቲ፡ ግናኸ ምስ ነቕሔ፡ እንሆ፡ ይሕለል ነፍሱውን ትጸምእ፡ እቶም ብዙሓት ንኸረን ጽዮን ዚወግእዋ ዂሎም ኣህዛብ ድማ ከምኡ ኪዀኑ እዮም።
9
ተድነቑን ተገረሙን ተዐመቱን ዑሩን። ስኹራት እዮም፡ ግናኸ ኣይብወይንን፡ ሰንከልከል ይብሉ፡ ግናኸ ብብርቱዕ መስተ ኣይኰኑን።
10
እግዚኣብሄርሲ መንፈስ ከቢድ ምትኻስ ኲዕዩልኩም ኣሎ እሞ፡ ነዒንትኹም ደፊንወን፡ ንነብያትን ንሓለቓታትኩምን ንሰብ ራእይን ኣጐልቢብዎም ኣሎ።
11
ኲሉ ራእይ ከም ቃላት ሕቱም መጽሓፍ ኰይኑኩም ኣሎ። ንሓደ ንባብ ዚፈልጥ፡ እንካ እስከ እዚ ኣንብብ፡ ኢሎም እንተ ሀብዎ፡ ንሱ ኸኣ፡ ሕቱም እዩ እሞ፡ ኣይዀነለይን፡ ኢሉ ይመልስ።
12
ወይስ ንሓደ ንባባ ዘይፈልጥ፡ እንካ እስከ እዚ ኣንብብ፡ ኢሎም እንተ ሀብዎ፡ ንሱው፡ ንባብ ኣይፈልጥን እየ፡ ኢሉ ይመልስ።
13
እግዚኣብሄር ከኣ በለ፡ እዚ ህዝቢ እዚ ብኣፉ ኻብ ዚቐርበኒ፡ ብኸናፍሩውን ካብ ዜኽብረኒ፡ ልቡ ግና ካባይ ካብ ዚርሕቕ፡ እቲ ንኣይ ምፍራሁ ኸኣ ብምህሮ ባህሊ ሰብ ካብ ዚኸውን፡
14
ስለዚ እንሆ፡ ኣብ ማእከል እዚ ህዝቢ እዚ ዜደንቕ ተግባር፡ እወ፡ ዜደንቕ ተግባርን ተኣምራትን ወሲኸ ኽገብር እየ፡ ጥበብ፡ እቶም ጥበበኛታቱ ኺጠፍእ፡ ምስትውዓል እቶም ኣስተውዓልቱ ኺድፈን እዩ፡ በለ።
15
ነቶም ንምኽሮም ካብ እግዚኣብሄር ኣዕሚቖም ዚሐብኡ፡ ተግባሮም ከኣ ብጸልማት ዚገብሩ እሞ፡ መን ይርእየና መንከ ይፈልጠና፡ ዚብሉስ ወይለኦም።
16
ኣየ ኣቱም ቄናናት፡ ስሩሕ ንስራሒኡ፡ ንስኻ ኣይሰራሕካንን፡ ድኩን ከኣ ንደኳኒኡ፡ ንስኻ ኣይተስተውዕልን ኢኻ፡ ኢሉስ መሬትዶ ምስ ሰራሒኡ ይመዓራረ እዩ
17
ሊባኖስ ናብ ፍርያም ግራት ኪልወጥ፡ እቲ ፍርያም ግራት ከኣ ከም ዱር ኪቚጸር፡ ቅሩብ ጊዜዶ ኣይኰነን ተሪፉ ዘሎ
18
በታ መዓልቲ እቲኣ ጸማማት ንቓል እቲ ጽሑፍ ኪሰምዑ፡ ኣዒንቲ ዕውራት ድማ ካብ ጽልግልግታን ጸልማትን ወጺኤን ኪርእያ እየን።
19
እቶም ዓቃላት ንሓጐሶም ኣብ እግዚኣብሄር ኬዕዝዝዎ፡ እቶም ኣብ ማእከል ሰብ ዘለው ድኻታት ከኣ በቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ኪሕጐሱ እዮም።
20
ስለዚ እቲ ጨካን ደጊም ኣይኪህሉን፡ እቲ መላገጺ ኸኣ ጠፊኡ እዩ፡ እቶም እከይ ኪገብሩ ትልጭ ዚብሉ ዂላቶም፡
21
እቶም ንሰብ ብሰሪ ሓንቲ ቓል ከም በዳሊ ዚፈርድዎ፡ ነቲ ኣብ ደገ ዚግስጽ ከኣ መፈንጠራ ዚግትሩሉ፡ ነቲ ጻድቕ ድማ ብኸንቱ ዜርሕቕዎ ኺጸንቱ እዮም።
22
ስለዚ እቲ ንኣብርሃም እተበጀዎ እግዚኣብሄር ንቤት ያእቆብ ከምዚ ይብላ ኣሎ። ደጊምሲ ያእቆብ ኣይኪሐፍርን ገጹውን ኣይኪጽምሉን እዩ።
23
ንደቁ፡ እቶም ግብሪ ኣእዳወይ፡ ኣብ ማእከሉ ምስ ረኣየ ግና፡ ሽዑ ንሳቶም ንስመይ ኪቕድሱ፡ ነቲ ናይ ያእቆብ ቅዱስ ድማ ኪቕድሱ፡ ንኣምላኽ እስራኤል ከኣ ኪፈርሁ እዮም።
24
እቶም ብመንፈስ እተጋገዩ ድማ ኣእምሮ ኺረኽብ፡ እቶም መጒረምረምቲውን ትምህርቲ ኺምሀሩ እዮም።
← Chapter 28
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 51
Chapter 52
Chapter 53
Chapter 54
Chapter 55
Chapter 56
Chapter 57
Chapter 58
Chapter 59
Chapter 60
Chapter 61
Chapter 62
Chapter 63
Chapter 64
Chapter 65
Chapter 66
Chapter 30 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66