bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Isaiah 65
Isaiah 65
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 64
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 51
Chapter 52
Chapter 53
Chapter 54
Chapter 55
Chapter 56
Chapter 57
Chapter 58
Chapter 59
Chapter 60
Chapter 61
Chapter 62
Chapter 63
Chapter 64
Chapter 65
Chapter 66
Chapter 66 →
1
እቶም ግደይ ዘይገብሩ ደለዩኒ፡ እቶም ዘይደለዩኒ ድማ ረኸቡኒ። ነቲ ብስመይ ዘይተሰምየ ህዝቢ ኸኣ፡ እኔኹ፡ እኔኹ፡ በልክዎ።
2
ነቲ ሰናይ ብዘይኰነት መገዲ ደድሕሪ ሓሳብ ርእሱ ዚመላለስ ዓለወኛ ህዝቢ ምሉእ መዓልቲ ኢደይ ዘርጋሕኩሉ።
3
እቲ መመሊሱ ኣብ ቅድመይ ዜዀርየኒ ህዝቢ፡ ኣብ ኣታኽልቲ ዚስውእ፡ ኣብ ልዕሊ ጡብ ከኣ ዕጣን ዚዐጥን፡
4
ኣብ መቓብራት ዚሰፍር፡ ኣብ ጻሕሉ ኸኣ ርኹስ ምግቢ ዘለዎ፡
5
እቲ፡ ካብኻ ኣነ ኣዝየ ቅዱስ እየ እሞ፡ ካባይ ርሐቕ፡ ኣይትቕረበኒ፡ ዚብል ህዝቢ፡ እዚ ኣቶም ኣብ ኣፍንጫይ ትኪ፡ ምሉእ መዓልቲ ዚነድድ ሓዊ እዮም።
6
እንሆ፡ እዚ ኣብ ቅድመይ ጽሑፍ ኣሎ፡ ፍዳ ኸፈድዮም እየ እምበር፡ ስቕ ኣይክብልን እየ፡ እወ፡ ንኣበሳኹም ምስኡውን ንኣበሳ ኣቦታትኩም ኣብ ሕቚፎም ክፈድዮም እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር። ኣብ ኣኽራን ዕጣን ዐጠኑ፡ ኣብ ኲድዂዶታት ከኣ ጸረፉኒ፡ ስለዚ ኣቐዲመ ግብሮም ኣብ ሕቚፎም ክሰፍረሎም እየ።
7
እንሆ፡ እዚ ኣብ ቅድመይ ጽሑፍ ኣሎ፡ ፍዳ ኸፈድዮም እየ እምበር፡ ስቕ ኣይክብልን እየ፡ እወ፡ ንኣበሳኹም ምስኡውን ንኣበሳ ኣቦታትኩም ኣብ ሕቚፎም ክፈድዮም እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር። ኣብ ኣኽራን ዕጣን ዐጠኑ፡ ኣብ ኲድዂዶታት ከኣ ጸረፉኒ፡ ስለዚ ኣቐዲመ ግብሮም ኣብ ሕቚፎም ክሰፍረሎም እየ።
8
እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል፡ ከምቲ ሓድሽ ወይኒ ኣብ ዘለላ ምስ ዚርከብ፡ በረኸት ኣልዎ እሞ፡ ኣይተጥፍእዎ፡ ዚበሀል፡ ኣነውን ንዂላቶም ከየጥፍኦምሲ፡ ስለ ባሮተይ ኢለ ኸምኡ ኽገብር እየ።
9
ካብ ያእቆብ ዘርኢ፡ ካብ ይሁዳ ኸኣ ወራስ ኣኽራነይ ከውጽእ እየ። ሕሩያተይ ኪወርስዋ፡ ባሮተይ ከኣ ኣብኣ ኺነብሩ እዮም።
10
ነቲ ዝደለየኒ ህዝበይ ከኣ ሳሮን መጓሰዪ ኣባጊዕ፡ ለሰ ኣኮርውን መደቀሲ ከብቲ ኪኸውን እዩ።
11
ንስኻትኩም ግና ንእግዚኣብሄር እትሐድጉ፡ ንቅዱስ ከረነይ እትርስዑ፡ ንጋድ መኣዲ እትሰርዑሉ፡ ንሜኒ ኸኣ ወይኒ እተስልፍዎ፡
12
ጻዋዕኩኹም፡ ኣይመለስኩምን፡ ተዛረብኩ፡ ጽን ድማ ኣይበልኩምን፡ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ደኣ እከይ ገበርኩም፡ ነቲ ባህ ዘየብለኒ ኸኣ ሐሪኹም ኢኹም እሞ፡ ኣነ ንሰይፊ እምድበኩም፡ ኲላትኩምውን ንማሕረዲ ኽትጒምበሱ ኢኹም።
13
ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል፡ እንሆ፡ ባሮተይ ኪበልዑ፡ ንስኻትኩም ግና ክትጠምዩ ኢኹም፡ እንሆ፡ ባሮተይ ኪሰትዩ፡ ንስኻትኩም ግና ክትጸምኡ ኢኹም፡ እንሆ፡ ባሮተይ ኪሕጐሱ፡ ንስኻትኩም ግና ክትሐፍሩ ኢኹም።
14
እንሆ፡ ባሮተይ ብሓጐስ ልቢ እልል ኪብሉ፡ ንስኻትኩም ግና ብጓሂ ልቢ ኽትግዕሩ፡ መንፈስኩም ስለ እተሰባበረ ኸኣ፡ ዋይ ዋይ ክትብሉ ኢኹም።
15
ስምኩም ድማ ኣብቶም ሕሩያተይ ንመራገሚ ኽትሐድጉ ኢኹም፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኪቐትለካ እዩ፡ ንባሮቱ ግና ብኻልእ ስም ኪሰምዮም እዩ፡
16
እቲ ናይ ቀደም ጸበባ ተረሲዑ፡ ካብ ኣዒንተይ ድማ ተሰዊሩ እዩ እሞ፡ እቲ ንነፍሰይ ኣብ ምድሪ ዚባርኽ፡ ብኣምላኽ ሓቂ እዩ ዚባርኽ፡ እቲ ኣብ ምድሪ ዚምሕል ከኣ ብኣምላኽ ሓቂ እዩ ዚምሕል።
17
እንሆ፡ ኣነ ሓድሽ ሰማይን ሓድሽ ምድርን ክፈጥር እየ እሞ፡ እቲ ናይ ቀደም ኣይኪሕሰብን እዩ።
18
ግናኸ እንሆ፡ የሩሳሌም ንእልልታ፡ ህዝባ ኸኣ ንሓጐስ ክፈጥር እየ እሞ፡ በቲ ኣነ ዝፈጥሮስ ክሕጐሱን ንዘለኣለም ደስ ኪብለኩምን እዩ።
19
ኣነ ድማ ብየሩሳሌም እልል ክብል፡ ብህዝበይውን ደስ ኪብለኒ እዩ፡ ድምጺ ብኽያትን ድምጺ ኣውያትን ድሕርዚ ኣብኣ ኣይኪስማዕን እዩ።
20
ሚእቲ ዓመት ገይሩ ዚመውት ብንእስነቱ ይመውት፡ ሓጢኣተኛ ኸኣ ሚእቲ ዓመት ምስ ገበረ እዩ ዚርገም እሞ፡ ድሕርዚ ሓጺር ዝዕምሩ ሕጻንን ዕድሚኡ ዝየብጽሔ ኣረጊትን ኣይኪርከብን እዩ።
21
ኣባይቲ ኺሰርሑን ኪነብሩለንን እዮም፡ ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉ፡ ፍሬኡውን ኪበልዑ እዮም።
22
ዕድመ ህዝበይ ከም ዕድመ ኦም ኪኸውን፡ ሕሩያተይ ድማ ጻማ ግብሪ ኣእዳዎም ኪበልዑ እዮም እሞ፡ ካልኦት ዚነብሩሉ ኣባይቲ ኣይኪሰርሑን፡ ካልኦት ፍሬኡ ዚበልዕዎ ኸኣ ኣይኪተኽሉን እዮም።
23
ንሳቶም ዘርኢ እቶም ብሩኻት እግዚኣብሄር እዮም፡ ተርፎም ከኣ ምሳታቶም ኪነብር እዩ እሞ፡ ንኸንቱ ኣይኪጽዕሩን፡ ብድንገት ዚሞቱ ደቂ ኣይኪውለዱን እዮም።
24
ኪኸውን ድማ እዩ፡ ከይጸውዑ ኽመልስ፡ ገና ኺዛረቡ ኸለው ኸኣ ክሰምዕ እየ።
25
ተዂላን ዕየትን ብሓደ ኺጓሰዩ እዮም፡ ኣንበሳ ከም ብዕራይ ሓሰር ኪበልዕ፡ ተመን ከኣ ሓመድ ኪቕለብ እዩ። ኣብ ኲሉ እቲ ቅዱስ ከረነይ ኣይኪጐድኡን ኣይኬጥፍኡን እዮም፡ ይብል እግዚኣብሄር።
← Chapter 64
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 51
Chapter 52
Chapter 53
Chapter 54
Chapter 55
Chapter 56
Chapter 57
Chapter 58
Chapter 59
Chapter 60
Chapter 61
Chapter 62
Chapter 63
Chapter 64
Chapter 65
Chapter 66
Chapter 66 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66