bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Job 11
Job 11
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 10
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 12 →
1
ድሕሪዙይ ሶፋር በዓል ናዕማ፥ ከምዙይ ኢሉ መለሰ፦
2
“ነዝ ዅሉ ብዝሒ ቓላት እዙይዶ፥ ምላሽ ምሃብ ኣይግብኦን እዩ? ወይ ከዓ ተናጋሪ ሰብዶ፥ ከም ፃድቕ ይቝፀር እዩ?
3
ትምክሕትኻኸ ንሰብዶ ስቕ የብሎ እዩ? እንተ ኣላጊፅካስ ዘሕፍረካዶ የለን?
4
ንስኻ ‘ትምህርተይ ዝተፃረየ እዩ፤ ኣብ ቅድሚ ዓይንኻውን ንፁህ እየ’ ትብል ኣለኻ።
5
ኣበይሞ እግዚኣብሄር እንተ ዝዛረበካ፤ ኣባኻውን ከንፈሩ እንተ ዝኸፍት!
6
ኣበይሞ ናይ ጥበብ ምስጢራት፥ ካብቲ ዘሎ ዕፅፊ ምዃኑ እንተ ዝገልፀልካስ፥ እግዚኣብሄር ንሓጢኣትካ፥ ካብ ዝግባእ ኣንኢሱ ኸም ዘኸፍለካ ምፈለጥካ።”
7
“ንዕሙቕ ነገራት እግዚኣብሄር ክትምርምሮዶ ትኽእል ኢኻ? ንምልኣት እቲ ዅሉ ዝኽእል ኣምላኽከ፥ ክትምርምሮዶ ትኽእል ኢኻ?
8
ካብ ሰማይ ልዕል ይብል፤ እንታይ ክትገብር ትኽእል? ካብ ሲኦልውን ይዓምቝ፤ እንታይ ክትፈልጥ ትኽእል?
9
መጠኑ ኻብ ምድሪ ይነውሕ፤ ካብ ባሕሪ እውን ይሰፍሕ።
10
ንሱ እንተ ሓለፈ፥ እንተ ዓፀወን፥ ጉባኤውን እንተ ኣከበ፥ መን ክኽልክሎ ይኽእል?
11
ንሱ ነቶም ከንቱ ዝኾኑ ሰባት ይፈልጦም፤ ዓመፅ እናረአየውን ስቕ ኢሉ ኣይምልከትን።
12
ግናኸ ዓሻ ሰብ ምስትውዓል ካብ ዝመሃር፥ ዒሉ ኣድጊ በረኻ፥ ሰብ ኮይኑ ኽውለድ ይቐልል።
13
“ኢዮብ፥ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ልብኻ ኣቕንዕ፤ ኣእዳውካውን ናብኡ ዘርግሕ፤
14
ኣብ ኢድካ ዓመፃ እንተ ሃልዩ፥ ኣርሕቆ፤ ኣብ ቤትካውን ግፍዒ ኣይተንብር።
15
ሽዑ ብሓቂ ብዘይ ሕፍረት ገፅካ ኽተቕንዕ ኢኻ፤ ፅኑዕ ትኸውን እምበር ኣይትፈርሕን ኢኻ።
16
ሽዑ ንመከራኻ ኽትርስዖ ኢኻ፤ ከም ዝሓለፈ ውሕጅ ክትሓስቦ ኢኻ።
17
ህይወትካ ኻብ ቀትሪ በሊፃ ኽትበርህ እያ፤ ፀልማት እኳ እንተ ኾነ፥ ከም ጊሓት ይኸውን።
18
ተስፋ ስለ ዘለካውን ተኣማሚንካ ኽትነብር ኢኻ፤ ኣብ ዙርያኻ ተማዕዱ፥ ብህድኣትውን ክትዓርፍ ኢኻ።
19
ዘፍርሕ ዘይብልካ ኽትድቅስ ኢኻ፤ ብዙሓትውን ልመና ኸቕርቡልካ እዮም።
20
ኣዒንቲ ኽፉኣት ግና ኽፅልምታ እየን፤ ዝሃድሙሉውን ይስእኑ፤ ተስፋኦም ድማ ንነፍሶም ምሕላፍ እዩ።”
← Chapter 10
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 12 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42