bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Job 35
Job 35
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 34
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 36 →
1
ኤሊሁ መሊሱ ኸምዙይ ኢሉ ተዛረበ፦
2
እዙይ ፅድቂ ኸም ዝኾነዶ ትሓስብ ኣለኻ? ወይ ከዓ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር “ፃድቕ እየዶ” ትብል ኣለኻ?
3
ንስኻ እንታይ ጥቕሚ ኣለካ? “ሓጢኣት ሰሪሐ ኻብ ዝረኽቦ ብዝበለፀ፥ ሓጢኣት እንተ ዘይሰሪሐ እንታይ እረብሕ?” ኢልካ ጠይቕካ ኢኻሞ።
4
ነዙይስ ኣነ ኽምልሰልካ፤ ኣነ ንኣኻን ምሳኻ ንዘለዉ ብፆትካን ክምልስ እየ።
5
እስኪ ኣዒንትኻ ናብ ሰማይ ኣቢልካ ጠምት፤ ነቲ ኻባኻ ልዕል ዝበለ ደመናውን ተመልከቶ።
6
ሓጢኣት እንተ ገበርካ፥ እንታይ ትጐድኦ? በደልካ እንተ በዝሐኸ እንታይ ትገብሮ?
7
ፃድቕ እንተ ኾንካ እንታይ ትህቦ? ካብ ኢድካ ዝቕበሎኸ እንታይ እዩ?
8
ሓጢኣትካ ነዝ ከማኻ ዝበለ ሰብ እዩ ዝጐድእ፤ ፅድቅኻውን ንወዲ ሰብ እዩ ዝጠቕም።
9
ካብ ብዝሒ ግፍዒ ዝተልዓለ ሰባት የእውዩ፤ ካብ ቅልፅም ሓያላት ዝተልዓለውን ዘናግፍ ንምርካብ ይፅውዑ።
10
ግና ብለይቲ መዝሙር ዝህብ፥ ካብ እንስሳት ምድሪ ብዝበለፀ ዝምህረና፥ ካብ ኣዕዋፍ ሰማይውን ኣብሊፁ ጥበበኛታት ዝገብረና፥ ፈጣሪየይ እግዚኣብሄር ኣበይ እዩ ዝብል የለን።
12
ኣብኡ ስለ ትዕቢት ክፉኣት ሰባት የእውዩ፤ ንሱ ግና ኣይምልሰሎምን።
13
ብሓቂ እግዚኣብሄር ንኸንቱ ነገር ኣይሰምዕን፤ እቲ ዅሉ ዝኽእል ኣምላኽ ኣይምልከቶን።
14
ምናዳ “ኣይሪኦን” እንተ በልካ ደኣ ኸመይ ኢሉ ኽሰምዐካ! ፍትሒ ኣብ ቅድሚኡ ኣሎ፤ ንስኻውን ተፀበዮ።
15
እግዚኣብሄር ተቘጢዑ ንሰብ ዘይቐፅዖ፤ ንሓጢኣትውን ሸለል ዝብሎዶ፥ ይመስለካ ኣሎ?
16
ስለዙይውን ኢዮብ ብኸንቱ ኣፉ ይኸፍት፤ ብዘይ ፍልጠት ከዓ ዘረባ የብዝሕ።
← Chapter 34
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 36 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42