bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Job 18
Job 18
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 17
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 19 →
1
ድሕሪዙይ በልዳዶስ በዓል ሹሓ ኸምዙይ ኢሉ መለሰ፦
2
“ኢዮብ፥ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ዘረባኻ ዘይትውድእ? ኣስተብህል እሞ ኽንዛረብ ሕደገና።
3
ስለ ምንታይ ከም እንስሳ ተቘፀርና? ስለ ምንታይከ ኣብ ቅድሚ ዓይንኻ ረኸስና?
4
ቍጥዓ ወሪሱካ ኣሎ፤ ንስኻ እንተ ሞትካኸ ምእንታኻ ምድሪ ኽትባድም ድያ? ወይ ከዓ ኣኻውሕ ካብ ስፍራኦም ክንቀሉ ድዮም?”
5
“መብራህቲ ሓጢኣተኛ ይጠፍእ፤ ሃልሃልታ ሓዊውን ብልጭ ኣይብልን።
6
እቲ ኣብ ድንኳኑ ዘሎ ብርሃንውን ክጠፍእ እዩ፤ እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዘሎ መብራህቱውን ክጠፍእ እዩ።
7
ሓይሊ ስጕምቱ ትፀብብ፤ ምኽሩውን ተውድቖ።
8
እግሩ ብመፃወድያ ትተሓዝ፤ ብልዕሊ መርበብ ይኸይድ።
9
መፃወድያ ብሸዀናኡ ይሕዞ፤ መፈንጠርውን ይብርትዖ።
10
ኣብ ምድሪ ገመድ፥ ኣብ መንገዱውን ንእኡ መፃወድያ ተሓቢኡሉ ኣሎ።
11
ፍርሓት ብዅሉ ወገን ተጨንቖ፤ ብድሕሪኡ ኾይናውን ተባርሮ።
12
ሓይሉ ብጥሜት ይልሕልሕ፤ መዓትውን ሰንከልከል ክሳዕ ዝብል ተዳልዩሉ ኣሎ።
13
ኣካላት ሰውነቱ ይጠፍእ፤ ናይ ሞት በዅሪ ወዲ እውን ንኣካላቱ ይበልዖ።
14
ካብቲ ዝኣምኖ ዝነበረ ድንኳኑ ይንቀል፤ ናብቲ ንጉስ ራዕዲውን የፃድፍዎ።
15
ኣብ ውሽጢ ድንኳኑ ዘይሰቡ ይነብሩ፤ ኣብ መንበሪኡውን ዲን ይንስነስ።
16
ብታሕቲ ሰራውሩ ይነቅፅ፤ ብላዕሊውን ጨናፍሩ ይረግፍ።
17
ዝኽሩ ኻብ ምድሪ ይጠፍእ፤ ኣብቲ ሃገርውን ስሙ ኣይዝከርን።
18
ካብ ብርሃን ናብ ፀልማት የፍልስዎ፤ ካብ ዓለምውን የሳጕጉዎ።
19
ኣብ ማእኸል ህዝቡ ዘርእን ትውልድን ኣይሓድግን፤ ኣብ ውሽጢ መንበሪኡውን ዝነብር ሰብ ኣይተርፎን።
20
እቶም ቀዳሞት ሰባት ከም ዝደንገፁ፥ ከምኡውን እቶም ዳሕረዎት ሰባት፥ ብዛዕባ ዘመኑ ይድነቑ።
21
ብሓቂ ቤት ሓጢኣተኛታት ከምኡ እያ፤ ስፍራ እቶም ንእግዚኣብሄር ዘይፈልጡውን እዙይ እዩ።”
← Chapter 17
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 19 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42